Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ኣገዳስነት ምኣዲ ዘተ ኣብ ምህናጽ ደሞክራሲያዊ ሕብረተሰብ ኤርትራ!

ን ብ ስ ራ ት! ምጅማር ምኣዲ  ዘተ! ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን – እቲ ንነዊሕ ግዜ ተቛሪጹ ዚጸንሐ ምኣዲ ዘተ – ወርሓዊ ኣኼባ ኪጅምር ምዃኑ ብትሕትና ከበስረኩም እፈቱ።ስለዚ፡ ተሳተፍቲ፡  ዘተ ንምህብታም  ክዝረበሉ  ይግባእ እትብሉዎ ጉዳያት ሓሲብኩሙሉ ክትመጹ ብትሕትና አተሓሳስብ። ዕለት፡-  ቀዳም፡ ሕዳር (November) 22፡ 2014 ቦታ፡-    […]

ደሃይ ካብ ኣስመራ – ጀነራል ፍሊጶስ ንኣዘዝቲ ሰራዊት “ቅዳሕ መልእኽቲ ናብ ኢሳይያስ ምስዳድ ኣየድልየኩምን እዩ” ይብሎም

ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኮይኑ ዘሎ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ፣ ነቶም ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሚኒስተር ምክልኻል ከሎ ኣብ ኩሉ ምስኡ ዝገብሩዎ ምልውዋጥ መልእኽቲ ቅዳሕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ምልኣኽ ከም ኣሰራርሓ ለሚዶም ዝጸንሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኪቡ፣ ” ካብ ሕጂ ንደሓር ናባይ መልእኽቲ ክትሰዱ ከለኹም፣ ቅዳሕ ናብ ፕረዚደንት ምስዳድ […]

ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን 5 ስሩዓት መጋበርያ ክመርሕዋ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ኣዋፊርዎም ኣሎ።

ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን 5 ስሩዓት መጋበርያ ክመርሕዋ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ኣዋፊርዎም ኣሎ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ፥ ነቶም ሽማግለታት ጳጳሳት ዓጽዩ ከጻብበሎምን ከፈራርሆምን ድሕሪ ምጽናሕ፥ እቶም ነዚ ሓሳብ ኣይንቕበልን ዝበሉ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ቄርሎስን ኣባ ዮሓንስን ኣብ ዘይብሉ፥ ብኣባ ሉቃስ ዝተመርሐ፥ ሓይሊ ተጠቒሙ፥ ሓሙሽተ መጋበርያ […]

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ:: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ  12/11/20 ጀርመን:: ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ ሜላ ምስ ዝፈላለዩ […]

ኣገዳሲ እዋናዊ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያ።

ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቕ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መምበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ  ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ […]

INTERNATIONALLY RECOGNIZED ERITREAN ARTIST MICHAEL ADONAI HAS BEEN CHOSEN AS THE RECIPIENT OF THE AFRICAN-AUSTRALIAN EXCELLENCE OF THE YEAR AWARD.

Press Release INTERNATIONALLY RECOGNIZED ERITREAN ARTIST MICHAEL ADONAI HAS BEEN CHOSEN AS THE RECIPIENT OF THE AFRICAN-AUSTRALIAN EXCELLENCE OF THE YEAR AWARD.   The award is aimed to honour, recognize and celebrate the contributions of Africans to all spheres of the Australian society. It’s also to establish honorarium […]

Bob Geldof re-forms Band Aid to fight Ebola

London: Musician and philanthropist Sir Bob Geldof, who in 1984 inspired a generation of rock stars to record a charity single for Africa, will raise money to combat Ebola with a new version of the song. Geldof, frontman for Irish new wave band The Boomtown […]

Sudan president guards killed at Khartoum palace

Two security guards have been killed by a man armed with a knife outside Sudan’s presidential palace in the capital Khartoum, officials say. The attacker seized one of the guards’ weapons before other guards killed him, a presidential spokesman said. He said the man appeared […]

ምጅማር ፈነወ ረድዮ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ

ምጅማር ፈነወ ረድዮ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ሕዳር 16, 2014 ጀሚሩ ናይ ረድዮ ፈነወ ከምዝጅምር ንሰማዕቲ ከበስር ይፈቱ። እቲ ናይ ፈነወ መደብ ኣብ LOVE 860AM ዝፍኖ ኮይኑ፡ ነብሲ ወከፍ ሰንበት ካብ ሳዓት […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት፣ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ኣባ ተስፋይ ደባስ፣ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ዘ ማሕበረ ካፑቺኒ፣ ከምኡ ‘ውን ኣባ ኢዮብ ገሬሱስ፣ ሓላፊ ቤትማሕተም ፍራንቸስካና፣ ካብ ኣባይቶም እናጋፍዐ ብምውሳድ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ከምዝሓየሮም ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ማእሰርቲ ናይዞም ክልተ ካህናት […]

ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ካብ ተዋህዶ ኦርግ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ። ነቲ ብመራሕቲ ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡን ዝተወሰነ ውግዘት፥ ንስኻትኩም ኢኹም ኣለዓዒልኩሞ ብዝብል ምኽንያት መንግስቲ ኤርትራ ንኽኣስሮም ይደናደን ከምዘሎ ምስ ኣረጋገጹ ናብ […]

demo.archive.assenna.com Guidelines

This document covers all aspects of community interaction and moderation on demo.archive.assenna.com, including comments on articles, audio or video materials as well as news items. Moderation aims demo.archive.assenna.com provides a growing number of Eritrean readers with opportunities to discuss the issues we raise, or express […]

ደሃይ ካብ ኤርትራ

ደሃይ ካብ ኤርትራ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ክሳብ’ዚ እዋን ‘ዚ መንቀሳቐሲ ወረቐት ብሓለፍቶም ክወሃቦም ድሕሪ ምጽንሑ፣ ካብ ሕጂ ንደሓር ግን እቶም ናይ ህዝባዊ ሰራዊት ሓለፍቶም ‘ውን ኣብቲ ዝወሃቦም መንቀሳቐሲ ኢድ ክህልዎም ኣለዎ ተባሂሉ መምርሒ ስለዝተዋህበ፣ ነዚ ብዝምልክት ጽባሕ ሓሙስ ኣኼባ ክገብሩ እዮም። ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውሽጥን […]

ሓለፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስጢራዊ ስራሓቶም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቀስ ብቀስ ይጋለጽ ኣሎ፡።

ሓለፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስጢራዊ ስራሓቶም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቀስ ብቀስ ይጋለጽ ኣሎ፡። ድሕሪ ምእላይ እቶም ክልተ ካድራት ህግደፍ ዮፍታሄን ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን፥ ንብረት ቤተ ክርስቲያን ዝተረከቡ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ጴጥሮስን ኣባ ባስልዮስን፥ብስም ቤተ ክርስትያን ዘሎ፥ ሕሳብ ናብኣቶም ከመሓላልፉ ምስ ሓተቱ፥ ባንኪ ኤርትራ ዘይተጸበይዎ […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሓላፊ ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን ኣስመራ፣ ገረ፣ ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገረ ንዝተባህለ ሓላፊ ናይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ሰንበል ዝርከብ ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ሓላፊ ካብ ቤትጽሕፈቱ ኣብ ቅድሚ ሰራሕተኛታት እናጋፍዑ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝወሰዱዎ፣ እንተኾነ ምኽንያት መእሰሪኡ ዝጊት ብንጹር ከምዘይፍለጥ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣንዚቦም።

ኅልና

ኅልና ፍሥፍሐየ መብራህቱ ኅልና- ተጸኒሳ እትሕረስ ተወሊዳ እትዓቢ ተዀስኵሳ እትፈሪ ከም ዓይኒ-ማይ እትዛሪ ምስ ኣኸለት እትናቢ ብርግጽያ ህያብ ረቢ። ህላዌኣ – ረቃቕ እያ ዘይትርአ ዓቲርካያ ዘይትጭበጥ ስኢንካያ ዘይትቕበጽ ተቐቢራ ዘይተጽቅጥ ርሻን ኮይና ዘተቕበጥብጥ እርንብቲ’ያ ረዛን ቀጥዐ ዘይትውሓጥ ብስስዐ። ብባህረታ- ነእምሮና ዝተመኖ ከም ወርቂ’ያ እትመዝኖ ካብ […]

ማሕጸን ኣደ

ማሕጸን ኣደ ፍሥሓየ መብራህቱ ማሕጸን ኣደ – ዝጸገየት ዝፈረየት ዝወለደት ዝዘመደት ዘውሰበት ዝተዋሰበት ሓሪሳ ዝዓለለት ወሊዳ ዝሰዓመት ኣዕብያ ዝልኣኸት ብሂጋ ዝተኸልአት ሓዚና ዝበኸየት ብዙሕ ርእያ ብዙሕ ዝጸረት መን ይንገሮ ናትኪ ተረት? ኣደ ብዙሓት እኖይ ኤርትራ እታ ማሕጸንኪ ጕራምራ ኣወዳትኪ – “ነዋሕትን ሓጸርትን ከም መሽላ ቀያሕትን […]

ብእስትራተጂ ዓዲ ዝቐረበ ጽሑፍ – ኣብ ጉባኤ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን

ብእስትራተጂ ዓዲ ዝቐረበ ጽሑፍ ኣብ ጉባኤ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን 24 ጥቅምቲ 2014     ኣቐድም ኣቢለ ንኹሉኹም ደላይ ፍትሒ፡  እንኳዕ ብሰላም ናኣብዚ ኣገዳስን፡ ህጹጽን፡ ዝኾነ ሃገራዊ ጻዋዒት ንኽንእከብ ብሰላም ኣኻኸበና። ኩነታት ህዝብናን፡ ሃገርና ወዲቓቶ ዘላ ቅልውላው፡ ንክንፈልጥ፡ መፍትሒ ንምድላይን ዝግበር ጻዋዒት፡ ዝምስገንን ታሪኻውን እዩ። ኣስዕብ […]