Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ኣኽቢሮም።

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ 5 ነሓሰ፣ ኣብ ለንደን ኣዳራሽ Initiatives for Change ብክብ ዝበለ ወግዒ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ኣኽቢሮም። ኣብቲ ንቓልሲ ናጽነት ኤርትራ ብኣካል ዘርከቡሉን ዝወዓሉዎ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልዱ ሓደሽቲ ወለዶን ከምኡ ‘ውን ወጻእተኛታት ፈተውትን ኣዕሩኽን ኤርትራ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፣ ንታሪኽ […]

IAAF Championships: Ethiopian athletes robbed in London

Members of the Ethiopian athletics team, participating at the 2017 IAAF World Athletics Championships in London, have become victims of robbery, reports said on Monday.The burglars, believed to be the hotel room attendants (cleaners), stole money and other personal properties from the athletes’ pockets, wallets […]

ወናም ኤርትራዊ ስነጥበበኛ መምህር ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ዓሪፉ።

ወናም ኤርትራዊ ስነጥበበኛ መምህር ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ኣብ መበል 75 ዓመቱ ትማሊ ቀዳም ዓሪፉ። ብመሰረት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፣ ስነጥበበኛ መምህር ኣልኣሚን ብ 1942 ኣብ ኣስመራ ኣባሻውል እዩ ተወሊዱ። ኣብ ጃልያ መምህር ኮይኑ እናሰርሐ ኸሎ ድማ፣ ፈለማ ምስ ማትኣ (ማሕበር ትያትር ኣስመራ) ቀጺሉ ድማ፣ ምስ ማምሃል (ማሕበር ምምዕባል […]

ምስሉይ ባህርያት ስርዓት ህግደፍን መጋበርያታቱን። Deceptive Lineaments of PFDJ and its Cronies

ግዕዙይ ስርዓትን ተበላጺ ዜጋን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገጻት’ዮም ምኽንያቱ እቲ ሓደ ብዘይትሓደ ትንፋስ የብሉን።  ግዕዙይ ስርዓት ዝልለየሎም ባህርያት ነዞም ዝስዕቡ የጣቃልሉ: ብቀንዱ፡ንስልጣን ንህዝቢ ከገልግለሉ ዘይኮነ፡ ውልቀ ረብሕኡን ስልጣኑን  ንክዕቅብ ንህዝቢ ብአልማማ ከም ባርይኡ ጊላ ጌሩ ክረግጾሉ ሂርድግ ይብል። ርእይቶ ምኽርን ለበዋን ህዝቢ ምስማዕ አይናቱን፡ […]

ኣቦይ ኣድሓኖም ገብረኪዳን(ላንጋኖ) ! – ብዑቕባይ ገብረመድህን

ኣቦይ ኣድሓኖም ገብረኪዳን(ላንጋኖ) ! 15 መስከረም፡ 1925  30 ሓምለ፡ 2017 ዘለዓለማዊ ዕረፍቲ መንግስተ ሰማያት ይግበረልኩም!!! ነሓሰ 3፡ 2017 ጸሓይ ኣብ ምዕራባ፡  ክትጸንሓልካ እናደለኻያ ከም ትኽወለካ መጠን፡ ወለዲ`ውን ጣዕሞም እናመቀረካ ስለ ዝኸይድ፡ ክጸንሑልካ፡ ወረ ኪነብሩልካ ትደልዮም፤ ግን ዘይከኣል ኮይኑ እነሆ ንሕያዋይ ኣቦና ተገዲድና ነፋንዎም። እዛ ዘይተናሕሲ […]

እቶም ዘለዉ ስለዘየተንፈሱ፡ ከምዝሞቱ’ዮም ዝቁጸሩ

ሓደ ካብቲ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣዋዲ ዘይብሉ ጥንቅላዕላዕ ክብል ዘኽእሎ ዘሎ ቀንዲ ረቋሒ፡ ህዝቢ ነቲ ኣብ ዝባኑ ተጻዒኑ ዘሎ ኣርዑት መግዛእቲ ንምድርባይ ንርሑቅ ዝጥምትን ፍልልያት ከጽብብ ብቅዓት ዘለዎ መሪሕ ክረክብ ስለዘይክኣለን ስርዓት ህግደፍ ንዝኾነ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ምዕይ ከይበለ ንምጭፍላቅ ሓያል ትካላዊ ኣሰራርሓን […]

ምስጋና

ወላዲና ኣቶ ኣድሓኖም፡ ኣቦ ነቶም ካብ ኣብራኹ ዝወጻእና ጥራይ ዘይኮነ ኣቦ ኩሉ’ዩ ነይሩ፡፡ ብፍቕሩ፡ብሓልዮቱ ብብልሑ ብትብዓቱ ብጻዕሩ ዝልለ ኣቦ’ዩ ነይሩ፡፡ ኣብ 70ታት ነቶም ኣዘውቲሮም ኣብ ስርሑ፡ዝመላለሱ ዝነበሩ መንእሰያት ካብ ኢድ ጸላእቲ ዝተኻላኸለ፡ ዝሓብኤ፡ ዘህደመ ተባዕ ወላዲ’ዩ ነይሩ፡፡ ወላዲና ምስ ዓቢ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ንእሽቶ ምስኩሉ […]

Eritrea Humanitarian Situation Report – UNICEF

From January to June 2017, UNICEF Eritrea worked closely with the Government and partners to provide children and women with access to nutrition, health, education, water, sanitation and hygiene and child protection services and support, as per UNICEF’s Humanitarian Action for Children (HAC) appeal.  

ዕድመ ንጽንብል መዓልቲ ሓርበኛታት 2017 ንኩልኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ

  ንሕና ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ እንርከብ ኤርትራውያን፡ ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ንኹሉ ተጋዳላይን ህዝቢን ኤርትራ ዘስመረት፡ ዓቢ ታሪኻዊ ፍጻሜ ዝተራእየላ ሰሙን ብምንባራ፡ ብግዝያውነት ከም “መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ” ጌርና ኣብ ስደት ክንዝክራ ኣሎና ዝብል ተበግሶ ምውሳድና ዝዝከር ኢዩ። በዚ መሰረት፡ ዓሚ (2016) እታ ፈላሚት “መዓልቲ […]

እምነ፡ ብልቢ እምነ

እምነ፡ ጸጽብቁ እምነ ሰላም ክረከብ ብፍትሒ ክዳነ ብምሽቁራር ከይስጉም ደኒነ ኣብ ገዛእ መሬተይ ክድቅስ ቀሲነ። ብልቢ እምነ፡ ኣብ መሬተይ ብኽብረት ክነብር ክወልድ ክዝምድ ከምቲ ንቡር ምስ ሞዛኖይ ብንእስነተይ ክዕንድር ንሰላም ክዝምር ወግዒ ሃገረይ ከስተማቅር።   እምነ፡ ዓዲ ዝወዓሉ ወለደይ ክጥውሮም ዓስቦም ክኸፍሎም ፍረ ጻዕሮም ኣለኹልኩም […]

ኣብ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ብጉልባብ ዕርቂ ዝፍጸም ዘሎ ገበን

  መወከሲ ዝኸውን መዝግበ-ቃላት ደኣ፥ ኣብዚ ኣብ ቀረባ የብለይን እምበር፥ እቲ “-ዕርቂ-” ዝብል ቃል፥ ምስምማዕ, ምልዛብ, ምትዕራቕ, ምርድዳእ, ምቅርራብ ካብ ምባል ዝሓልፍ፥ ካልእ ትርጉም ክህልዎ ዝኽእል ኣይኮነን።  ብዝኾነ ብዘይ ሕድገት ዝብጻሕ ዕርቂ ግና የልቦን። ስለዚ’ዮም ዓደቦና’ውን “-ዝወለደ እንተለሓሰ፥ ዝበደለ እንተኸሓሰ፥ ኣባጅጎስ ክንደይኮን ምተሓጎሰ-” ዝብሉ። ብዘይ […]

መልእኽቲ ብምኽንያት ጉዳይ ፓትርያርክ እንጠንዮስ

እታ ብቡዛሓት ሃጸያት ተፈቲና ዘይተሳዓረት ቤተ-ክርስቲያን፥ ሕጂ’ውን ብሃጸይ ኣሥመራ ኣብ ከቢድ ፈተና ትርከብ። “ንማሕበረይ ኣብዚ ኸውሒ እዚ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን እዮም” (ማቴ 16፤ 18)። እቲ ድንጋጸ ዘይብሉ ስርዓት ኣሥመራ፥ ብጉዳይ ፓትርያሪክ እንጠንዮስ ዓቅሉ ጸቢብዎ ከምዘሎ ካብቲ ዝገብሮ ዘሎ፥ ነቲ ልቢ ዘልዎ ከስተውዕሎ […]

ኣብ ሕሉፍ ታሪኽ ዝነብር ስርዓት (ህግደፍ)

  ብመሰረቱ ደቂሰባት ውይ ውድባት ወይውን መንግስታት ኣብ ዓለም ካብ ሕሉፍ ታሪኾም ክመሃሩ ግቡእ ኢዩ። ነቲ ጽቡቚ ክዕቅብዎ ነቲ ሕማቕ ድማ ክመሃርሉ ናይ ግድን ይኸውን። ካብዚ ሓሊፉ፡ ወግሐ-ጸብሐ፡ “እዚ ዝፈጸምኩ፡ እዚ ዝፈጠርኩ ኢየ” እናበልካ ዘላ-ኣለም ምፍካር ግን ንቕድሚት ከይትስጉም ልሙስ ኢዩ ዝገብረካ። ስርዓት ህግደፍ እውን […]

ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ መራሒ ሃገር ናብ መራሒ ሃይማኖት

ኣብ እዋን ገድሊ፡ ናይ ሎሚ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ንንጉስ ሃይለስላሴን ቀሺ ዲሞጥሮስ ገብረማርያምን፡ “ንሃይማኖት ተሃህዶ ንፖለቲካ መሳርሒ ይጥቀሙሉ ነይሮም” ብምባል ይኸሶምን ብተግባራቶም ይምካሕን ነይሩ። እቲ ንነብሱ ኣበር ኣልቦ ዝቆጽራ ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ ቀደም ኣብ ልዕሊ ንጉስ ሃይለስላሴን ቀሺ ዲሞጥሮስን ኣብ ሃይማኖት ጣልቃ ምእታዎም ዘቅርቦ […]

ርእሰ ምትላል! ምጽልማት ሓርነትን ምግሃስ ፍትሕን ዘስዓበ ቀንዲ ጠንቂ ሃገራዊ መዓት ኤርትራ ኢዩ!!!

ርእሰ ምትላል! ምጽልማት ሓርነትን ምግሃስ ፍትሕን ዘስዓበ ቀንዲ ጠንቂ ሃገራዊ መዓት ኤርትራ ኢዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ሓምለ 22፡ 2017 ******** “ኣንጻር  ሓድሕዳ  ዝተመቓቐለት  ቤት ደው  ክትብል  ኣይትኽእልን ኢያ።“  ፕረሲደንት ኣብርሃም ሊንኮልን እታ  “ምእንቲ ናይ ጽባሕ ራህዋ ሎሚ ድኸም፡ ጥመ“ እትብል ነእምሮ ህዝቢ ዘደንዘዘት፡ […]

ንከተማ ሮማ ዘናወጸ ኣውያት መራሕቲ ህግደፍ

ኣፍንጫ እንድሕሪ ደኣ ተሃሪማ ዓይኒ ትነብዕ ዝብል ምስላ ቀዳሞት ኣሎ። ርእሲ እንድሕሪ ደኣ ተሃሪማ ኸ፧ ብገለ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ሮማ ዝተወስደ ናይ ግብረ መልሲ ስርሒት ከም መወከሲ ምስ እንጥቀመሉ፡ “ኣፍ ተእዊ” ዝብል መልሲ ከም እንረክብ ዘጠራጥር ኣይኮነን።  ከምይሲ፡ የማነ ማንኪ ርእሱ ተሃሪሙ ምስ ወደቐ […]

ERITREA: CAN YOU TRAVEL TO AFRICA’S HERMIT KINGDOM?

BY CONOR GAFFEY ON 7/15/17 AT 4:21 AM Newsweek Great Barrier Reef Left Off UNESCO ‘In Danger’ List Despite Concern Over Coral Bleaching And Water Quality WORLDERITREAUNESCOTOURISMAFRICA It’s Africa’s most secretive state and the source of tens of thousands of migrants who have fled towards Europe. But […]