Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ነቲ ጸሊም ደበና መን ይቐንጥጦ? – 2ይ ክፋል (ብ ውሕሉል ፈዳይ ንጉስ)

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ፍትሒ ፎዝያ ሃሽም፡ ከም ቆጸራኣ ናብ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ኢያ ተመርቂፋ፡፡ ካብ’ቲ ልምድ ኣካይዳኣ ብዝተፈለየ መንገዲ ነታ ሒዛታ ዝነበረት መኪና ባዕላ ኢያ ተሽከርኪራ ነይራ። እቲ ካብ ጎና ዘይፍለ መራሕ መኪናኣ ንሎሚ ምስኣ ኣይነበረን።

Post Feature Image
ውሽጣዊ ሕማም ስኒት ሰላም

ብቐረባ ብግዳምን ብውሽጥን ክከታተል ዝጸናሕኩ ግዱስ ኤርትራዊ ኢየ። ነዛ ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣብ ኤውሮጳ ንተቓወምቲ ዘርዊ ዕማማት ትፍጽም ዝነበረት፣ ሕጂ ግን ነቲ ዘንቀሳቕሳ ኣካላዊ ሳንቡኣ ከየተንፍስ ዝዓብስ ማሕነቖ ይካየደላ ስለ ዘሎ ንምፍዋሳ ዘድሊ ሓገዝ ከበርክት ኢለ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ።

Post Feature Image
ኣባ ድዮስቆሮስ ዝርከቦ ልኡኽ ኣብ ናይ ወጻኢ ዑደቱ ብኤርትራውያንን ኣህጉራውያን ወገናት ተነጺጉ።

‘መንግስቲ ኤርትራ’ ከም ኣመሓዳሪ ኣብ ስልጣን ዘቐመጦ ይፍታሄ ዲመጥሮስ ዝተመርሖ፡ ኣባ ዶስቆሮስ ዝርከቦ ልኡኽ፡ ቅድሚ ሕጂ ውን ብመርበባት ዜና ኤርትራ ተዘአርጊሑ ከምዝነበረ፡ ድሕሪ ብዙሕ ተኣንጎት ተሸብሸብ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝጀመሮ ዑደት፡ ብኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ድሕሪ ዘጋጠሞ ተቓውሞታት ከምዝፈሸለ ተፈሊጡ።

Post Feature Image
ኣብ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ሓይልታት ምክልኻል ኣብ ዞባ ደቡብ ብመንግስቲ ተዳጕኖም ዝነበሩ 618 እሱራት ወለዲ ነጻ ለቒቖም።

ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ መስርዕ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነቶም ገንዘብ ዘይከፈልኩም ተባሂሎም ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ መንግስቲ ተቐይዶም ዝጸንሑ 618 ወለድን ስድራቤታትን ብሓይሊ ብረት ነጻ ከምዘምጽኡዎም ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም።

Post Feature Image
ተሪር ታሪኻዊ ምሕጽንታ – ንመላእ ሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ።

እቲ ብአኹም ብሰራዊት ኤርትራ ዝተላዕለ፣ ንመላኺ መንግስቲ ህግደፍ ዝቐረበሉ ዝተፈላለየ ጠለባት ዘበገሶ ምልዕዓልን አበያን፣  አብ መላእ  ሃገርን አብ  ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለምን ዝርከብ ህዝብኹም፣ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ምንቅስቓስ እንተስ ውልዕ ኢሉ ክቕህም ፣እንተስ ባርዕ ሽግ ቀዪርኩሞ ወጋሕታ ብርሃን  ከበስር፣ ናበይ ገጹ ከም ዘምርሕ ወግሔ ጸብሔ  እዝኑ […]

Post Feature Image
ጋዜጣዊ መግለጺ -ንኩነታት ናይቲ ዝላባዕ ዘሎ ተቓዉሞ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ብሓልታት ምክልኻል ኤርትራ

ሃገርና ኤርትራ  ኣብዚ ዉሽጢ  ዓሰርተ ሸዉዓተ ዓመታት ዘስካሕክሕ ፋሽሽታዊ ምሕደራ ህግደፍ: ኣብ ኩሉ ኣካላት ሕብረተሰብና ዝወረደን ገና እዉን ዝወርድ ዘሎ መጠን ዘይብሉ በደላትን  ጭቆናን ጸብጺብካ ዝዉዳእ ኣይኮነን:: ነዚ ሕጂ ብሰንኪ ስርዓት ኢሰይያስ ኣፍወርቅን ሰዓብቱን: ሃገርናን ህዝብናን ካብ ደገን  ዉሽጥን ኣብ ዝኾነ እዋን ክነቱግ ብዝኽእል ሓደጋ  […]

Post Feature Image
መስራቲ ጉባኤ ናይ ስድሪ

ፍሉይ ጉባኤ! “እቶም ቀንዲ እዋናውያንን በዳህትን ዛዕባታት ኤርትራ” ኣብዚ ጉባኤ ብፍሉይን ንኣታሓሳስባና ብዝብድህን ኣገባብ ክቐርቡ ስለዝኾኑ፥ ተኻፈልቱ ንኽትኮኑ ስድሪ ብኽብሪ ትዕድመኩም። ዕምቖት ዘለዎ ትንተናን፡ ክትዕን፡ ፍልጠት ዝመልኦ መግለጽን ክቕርብ እዩ።

Post Feature Image
ደሃይ ካብ ኤርትራ

ሓደ ካብ እሱራት ፖለቲካ ኤርትራ ዝኾነ ኮለኔል ተስፋልደት ስዩም የማናይ ክፍሊ ኣካላቱ ስለዝለመሰ (ፓራላይዝ ስለዝኾነ)፡ ካብ 14 ታሕሳስ 2008 ጀሚሩ ኣብ ሆስፒታል ሓይሊ ኣየር ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ይሕከም ኣሎ። ብዘይካ ዶክተር ሃይለ ምሕጹንን ሓደ ካብ ኩባ ዝመጸ ሓኪምን ዝኾነ ሰብ ከይረኽቦ ፕረዚደንት ኢሳያስ ድሕሪ […]

Post Feature Image
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ‘ኣኸለ!’ ኢልካ ንዳግማይ ትንሳኤ ተላዓል!

ሕጂ፡ ን ‘እንታይ ስለምንታይ’ ‘ውን ግዜ የብልካን። ምጕት ሰዓቱ ሓሊፉ፡ በደልን በዳልን ተቐሊዑ እዩ። ዋጋ ናይዚ ኹሉ ጃምላዊ ኣደራዕካ ሓንቲ ቓል እያ። “እምቢ!” ብሓደ ድምጺ። ዳኛ ንስኻ ተዳናዪ ንስኻ ኢኻ። እቲ ለውጢ ብኣኻ ንዓኻ፡ ፖለቲካዊ ስልጣን ከኣ ግዴኻ እዩ።

Post Feature Image
ኢሳያስ “ብኽፍሊ ጸጥታ ዝቐረበለይ መጽናዕታዊ ሓበሬታ”፡ ኢሉ ዝሃቦ ጸብጻብ ካቢነ ሚኒስተራት ይገማምዕ። ጎነጽ ኣንጻር ምልዕዓል ሰራዊት ይንጸግ።

ኣብቲ ካብ 12 ክሳብ ሎሚ 14 ታሕሳስ ኣብ ምጽዋዕ ዝተኻየደ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ “ብኽፍሊ ጸጥታ ዝቐረበለይ መጽናዕታዊ ሓበሬታ”፡ ኢሉ ዘቕረቦ ነቲ ተዋዓዊዑ ዘሎ ምልዕዓል ሰራዊት ኤርትራ ዝምልከት ጸብጻብ፡ ንካቢነ ሚኒስተራት ኣስደሚሙዎን ኣሰምቢዱዎን። እቲ ምልዕዓል ብጎነጽ ክፍታሕ ኢሳያስ ዝመረጾ መርገጺ ተቐባልነት ስለዘይረኸበ ግን እቲ […]

Post Feature Image
Ruling frees asylum seekers to work

A landmark legal ruling has paved the way for thousands of asylum seekers in the UK to be allowed to work. The High Court has ruled that current laws preventing an Eritrean asylum seeker from taking a job are incompatible with the European Convention on […]

Post Feature Image
Ruling frees asylum seekers to work

A landmark legal ruling has paved the way for thousands of asylum seekers in the UK to be allowed to work. The High Court has ruled that current laws preventing an Eritrean asylum seeker from taking a job are incompatible with the European Convention on […]

Post Feature Image
ነቲ ጸሊም ደበና መን ይቐንጥጦ? – 2ይ ክፋል (ብ ውሕሉል ፈዳይ ንጉስ)

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ፍትሒ ፎዝያ ሃሽም፡ ከም ቆጸራኣ ናብ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ኢያ ተመርቂፋ፡፡ ካብ’ቲ ልምድ ኣካይዳኣ ብዝተፈለየ መንገዲ ነታ ሒዛታ ዝነበረት መኪና ባዕላ ኢያ ተሽከርኪራ ነይራ። እቲ ካብ ጎና ዘይፍለ መራሕ መኪናኣ ንሎሚ ምስኣ ኣይነበረን።

Post Feature Image
ነቲ ጸሊም ደበና መን ይቐንጥጦ? – 2ይ ክፋል (ብ ውሕሉል ፈዳይ ንጉስ)

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ፍትሒ ፎዝያ ሃሽም፡ ከም ቆጸራኣ ናብ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ኢያ ተመርቂፋ፡፡ ካብ’ቲ ልምድ ኣካይዳኣ ብዝተፈለየ መንገዲ ነታ ሒዛታ ዝነበረት መኪና ባዕላ ኢያ ተሽከርኪራ ነይራ። እቲ ካብ ጎና ዘይፍለ መራሕ መኪናኣ ንሎሚ ምስኣ ኣይነበረን።

Post Feature Image
ዘእውየላ ዝሰኣነት ሃገር

ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ውልቀ ምልኪ፡ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ፡ ማዕረ’ቲ ዕብየቱ እኳ ኣይኹን እምበር፡ ኣቀዲሙ ኣብ ዝተፈላለያ ዌብሳይታት ተጻሒፍሉ፡ ይጸሓፈሉ’ውን ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ ዝኽተሎ ዘሎ ጸይቂ ፖለቲካዊ ኣመራርሓ፡ ህዝብና ኣደዳ ቅትለት፡ ማእሰርቲ፡ ስደት፡ ከርፋሕ ናብራ ኮይኑ ዝወርዶ ዘሎ […]

Post Feature Image
ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒት ዞባታትን ኣብ ናይ ሎሚ ህጹጽ ኣኼባኡ ብዛዕባ ተቓውሞ ሰራዊት ተዘራሪቡ።

ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒት ዞባታትን ሎሚ ንግሆ ዕለት 12/12/2008 ብፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ተጸዊዑ ኣብ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ሓይልታት ምክልኻል ኣንጻር ምሕደራ መንግስቲ ከም ቀንዲ ዛዕባ ክዛረበሉ ከምዝወዓለ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

Post Feature Image
እዋናዊ መተሓሳሰቢ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

ነዚ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ተፍጢሩ ዘሎ ምንቅስቓስ ንምብትታኑ ዝዕለመ: ብፕረዚደንት ኢሰያስ ዝተላእኩ ኣባላት ናይቲ ብማዕበል ሰውራ ዝፍለጥ ሓለዋ መንግስቲ ናብ ኩለን እተን ዝቃወማ ዘለዋ ኣሃዱታት ስለያዊ መርበብ ይዝርግሕ ከምዘሎን ዕላምኡ ኸኣ ዘይተደለየ ሓድሕዳዊ ደማዊ ኲናት ምብራዕ ዝዓለመ ኣብ ርእሲ ምዃኑ ጥምረት ናይቲ ኣሃዱታት ንምብትታን ተባሂሉ […]

Post Feature Image
HUMAN RIGHTS IN ERITREA: PROMISES BETRAYED

From 6 to 15 November 2008 I visited Phoenix, Arizona, on invitation of the MA Program in Social Justice and Human Rights at the Arizona State University and the Unitarian Universalist Congregation in Phoenix. With some other Eritreans I was invited to speak on human […]

ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ተን ተቓውሞ ዘካይዳ ዘለዋ ኣሃዱታት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ንዝተዋህበን መንግስታዊ ትእዛዝ ይነጽጋ።

እዚ ክፍለ ሰራዊት 21 ከምኡ ‘ውን ክፍለ ሰራዊት 39፡ ነቲ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ በተን ክልተ ቦጦሎኒታት ናይ ምክትታል ዶባት ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብብረት ንኽሃርመኦ ንዝተዋህበን ትእዛዝ ብምንጻግ፡ “ዝዓጠቕናዮ ኣጽዋር ኣንጻር ጸላኢና ‘ምበር ምስ  ኣሕዋትናን ብጾትናን ኣይንታኾሰሉን ኢና” ብምባል ከም ዝተቛወሞኦ ምንጭታት ካብቲ ዞባ ሓቢሮም።

Post Feature Image
መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ!!! – 5ይ ክፋል

ክውንነትን ግዜን ይቀዳደምሉ ኣብ ዘለዉ እዋን ንግዜ ቀዲምካ እዋናዊ ሓቤሬታ ብምስናቕ ንኩነታት ብምምዛን ህዝብን ሃገርን ኣብ ምድሓን ይሕግዝ ኢዩ ዝብል ግምት ስለ ዘለኒ ነቲ ዋሕዚ ሓበሬታ ካብ ክዉን መንፈሱ ከይቀየርኩ ናብቲ ከም ንፋስ እናሸበብ ዝቕድመና ዘሎ ህሉው ምዕባለታት ብምትዃር ኩለትናዊ ሓበሬታ ብምዕራፋት እናኸፋፈልኩ ኣብ ቦቶኦም […]

Post Feature Image
ዋይ ሓወይ ዝብል ኣይጽፋዕኻ

ኩሉ ምስሓለፈ ጥዑም’ዩ ::ደሃይኩም ኣይትሓባእ ብጾተይ ከማኹም እኳ ኣይተማሃርኩን እንበር ብእንግሊዝ ምጸሓፍኩልኩም ነይረ:: ብዝኾነ ከመይ ትኾኑ ደቂዓደይ ሰመረ ከሰተ:ወዲ በላይ: የውሃንስ ኣልማዝ ብሓቂ እየ ዝብለኩም እዚ ጽሑፋትኩም ኣብዚ ግዜ’ዚ ከተንጽባርቕዎ ኣይምተገበአን:: ተቓለስቲ ኢና ትብሉ በቲ ሓደወገን ከኣ ናሓድሕድኩም ትናጸዩ:: ዓገብ ግቡእ ኣይኮነን:: ያዕ በልዎ የኽፋኣልኩም’ዩ::

Post Feature Image
ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ መንዩ?

ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ ወዲ 48 ዓመት ኣቢሉ እዩ። ኣብ 1977 – 1978 ኣቢሉ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፍ። ድሕሪ ታዕሊም ኣብ ሓደ እዋን ኦፕሬተር ናይ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ የገልግል ኔሩ።

Post Feature Image
ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ መንዩ?

ኮለኔል ተስፋልደት ሃብተስላሴ ወዲ 48 ዓመት ኣቢሉ እዩ። ኣብ 1977 – 1978 ኣቢሉ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፍ። ድሕሪ ታዕሊም ኣብ ሓደ እዋን ኦፕሬተር ናይ ዋና ጸሓፊ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ የገልግል ኔሩ።