Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ታሪኽ ምትንታንዶ ምቝዛም?

ሓው ዳኒኤል ሕጂ’ውን ትሕዝቶ ጽሑፍካኣንቢበዮ። ግንከ ጽቡቕ እናተዛረብካ ንጸሓፊ ናብ ምጥቃዕን ታሪኽ ኣይገለጽ ናብ ዝብል ኣተሓሳስባ ዝቐነንካ ኴንካ ትጽሕፍ ዘሎኻ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።

Post Feature Image
መን’ዩ ኣብ ቤተከዘክር ክዕቆብ ዝነበሮ ?

ኣርእስተይ ከየደናግረኩም። ብዛዕባ ቅርስታት ኣይኮነን።  ‘ሰባት’ ‘የ ከልዕል። ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ‘ቶም ሎሚ ቕነ ኣብ ኣስመራ ዋዕላ ከካይዱ ዝቐነዩ ሙዚቀኛታት ኤርትራ። ፈለማ ግን ምስ ኣመጻጽኣ ኣርእተይ ከላልየኩም።

Post Feature Image
Factional War, And Peace

October 25, 2010: Eritrea continues to wage war on several fronts. Its forces face Ethiopia along their disputed border. The proxy war in Somalia continues. Though the border incident with Djibouti is being resolved, trouble with Djibouti Afar nomads remains an issue. Eritrea has, over the […]

Post Feature Image
እቲ ሕቶ ፍሉጥ እቲ መልሲ’ውን ፍሉጥ

ኮይኑ ግና፡ ንቅኑዕ ኣራኣእያ ምትርጓምን፡ ብዘለካ እምነት ምስራሕን ጎደለ። እዚ ኹሉ ዓመታት ቃልሲ፡ ብዛዕባ ሽግራት ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣጋባብ መፍትሒኡን ዝተሓንጠጠ ቀለም፡ ተጸሚቑ ኣብ በራሚል ኣኪብና እንተነፍስሶ፡ ሰብ ዝወስድ ውሕጅ መበገሰ።

Post Feature Image
“ጉጅለ 15ን ገበናቶምን”

ጉጅለ 15ን ገበናቶምን ትብል ኣርእስቲ ብህግደፍ ተዳሊያ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት (ቤት ትምህርቲ ካድር) ናቕፋ ትቐርብ ጽሕፍቲ’ያ። ንኩነታት ኣቀራርባ እዛ ጽሑፍቲ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ኮርስ ነቲ ተምሃራይ ብንባብ ጥራይ’ያ ትቐርብ።

Post Feature Image
ሽማግለ ንጉባኤ- በይ ኤርያ ኦክላንድ ኣኼባ ኣካይዱ

ብዕለት 10/16/2010 ኣብ ኦክላንድ ብኣባላት ሃገራዊት ኮሚሽን ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ፡ 25 ዝኣባላት ቦርድ ከም ከምእተመርጸ ይዝከር። እዚ ቦርድ እዚ፡ ሽማግለ ንጉባኤ- በይ ኤርያ ኦክላንድ ዝብል መጸዋዕታ ተዋሂብዎ፡ ብዕለት10/24/10 ተኣኪቡ ነብሱ ክሰርዕ ውዒሉ።

Post Feature Image
ኣኼባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ብዓወት ተዛዚሙ

ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ትማሊ ምሸት ቐዳም 23 ጥቅምቲ፡ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ነቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ ነሓሰ 9 ንዝተኻየደ ሰፊሕ ሃገራውን ህዝባውን ዋዕላ ብዝምልከትን፤ነቲ ኣብ መጻኢ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ንኹለን ውድባትን ማሕበራትን ህዝብን ዝሓቖፈ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ተካይድ ዞባዊ ሽማግለ ንምምራጽን […]

Post Feature Image
መርድእ – ተጋዳሊት ንግስቲ መንግስቱ፡

ሓፍትና ተጋዳሊት ንግስቲ መንግስቱ፡ በዓልቲ ቤቱ ንነፍሲሄር ተጋዳላይ ተኽልማርያም ግርማጽየን (ባሻይ) ብዘጋጠማ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ቸይስ ፋርም ሆስፒታል ኣብ ለንደን ኪትሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 49 ዓመታ ትማሊ ዓርቢ 22 ጥቅምቲ ሰዓት 4፡10 ድሕሪ ቐትሪ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

Post Feature Image
ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝነበረት ምሕረት ገብረየሱስ፡ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ስንብታ ሓቲታ።

ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ክትቃለስ ዝጸንሐት  ወ/ሮ ምሕረት ገብረየሱስ፡ ካብ’ቲ ሰልፊ ክትሳናበት ናብ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣቶ ወልዴሱስ ዓማር ወግዓዊ ምልክታ ከምዘቕረበት ምንጭታት ሓቢሮም።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ ሓያለ ናይ ሓለዋን ተፍትሽን ንቝጣታት ከምዝገደፈ ተፈሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ ነቲ ካብ ኣስመራ ክሳብ ተሰነይ፡ ከምኡ ‘ውን ካብ ባጽዕ ናብ ዓሰብ ተዘርጊሑ ዝነበረ ምእንታውን ምውጻእን ሰባት ብምቍጽጻር ዓቕሊ ሰብ ከጻብበሉ ዝጸንሐ ናይ ሓለዋን ተፍትሽን ንቕጣታት (ኬላታት) ኣብዚ ቕንያት’ዚ ከምዝገደፎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

Post Feature Image
ዓውድኻ ከም ዘርእኻ።

…ክላ ወደይ ስም ቀይር ኣለናስ ምሒር ዓብዩካ !!! ርኢቶይ ነዚ ኣለና ብዝብል ናይ ብርዒ-ስም ተኸታቲሉ ዝቐርብ ዘሎ ጽሑፍ። ሀ)መራሕን ንሱ ዝመርሖ መስርሕን ክሳብ ክንደይ ይቀራረቡ/ይረሓሓቑ? ለ) መራሒ ድዩ ንመስርሕ ወይስ መስርሕ’ዩ ንመራሒ ዝምልምሎ?

Post Feature Image
ከንቱ ትምክሕትን የዋህነትን ( ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እተጋብአ ሃገራዊ ዋዕላ በጺሐ ምስ ተመለስኩ፡ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ይገብር፡ ሓንቲ ሰበይቲ ከምዚ ክትብል ሓቲታትኒ፣ ”እሞ ኸመይ ረኺብካያ ኢትዮጵያ? ምስ ለመንታን ምስ ርስሓታን ክኢልካያዶ? ስርቂኸ ገዲፎምዎ ዶ? ጥምየትከ ከመይ ነይሩ?” ዘይሓሰብኩዎ ሕቶ ኢዩ ነይሩ።