Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል)

ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል) (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልበወለዳዊት) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ባሕሪ በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ዛዚሙ ነይሩ። “ድሕሪ ናይ ሳዓትን ፈረቓን ጉዕዞ፡ ባሕሪ ኣብ ዝባን እሮታ ኣብ መኣዘዚ ቦትኡ በጺሑ። ባሕሪ ኣብ እሮታ ኣሎ፡ ጽባሕ ነገር ኣሎ ። […]

ካብ መኽዘን ዝኽሪታተይ…(1)

ኩሉ ሰብ ኣብ ሓንጎሉ ዝኸዘኖ፣ ቮልዩማት መጽሓፍቲ ዝወጾ ዛንታታት ኣለዎ። ወዲ ሰብ ተንቀሳቓሲን ህይወት ዘለዎን መጽሓፍ እዩ። እቶም ጽሑፍ እንመልኽ ነቲ ኣብ ኣእምሮና ዘሎ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ወይ ዛንታታት ኣብ ጽሑፍ ነስፍሮ። እቶም ጽሑፍ ዘይንመልኽ ድማ ዛንታና ዝጽሕፈልና ሰብ ክሳብ እንረክብ ወይ ናይ ጽሕፈት ልምዲ ክሳብ […]

በዳሂ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ማይምነ – ጸብጻብ ብግዱሳት ካብ መንደፈራ

ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኤፍሬም ገ/ክርስቶስ ብዕለት 10.12.13 ምስ ወከልቲ ምምሕዳርን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ከተማ ማይምነ ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ አኼባ ብምሕዳር ንኡስ ዞባ ዝተወደበ ኮይኑ አብዚ ኣኼባ ዝተዓደማ ዓድታት ኣብ ኣከባቢ ማይምነ፤ ከባቢ ደብረስላሰ፡ ከባቢ ዓዲ ዃላ ዝርከባ ዓበይትን ንኣሽቱ ዓድታት ክኾና ከለዋ፣ ብሓፈሻ ካብ […]

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ?

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? 12/24/2013 ረ.ክ.(ባሻይ) ንገርኒ………. ኣንታ ጅግና አንበሳ በረኻ ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? ንገረኒ……… ምሕጻይሲ ተሓጸ ጽቡቕ ትምኒት ጥንቃቐ ግን ግበር ካብ ዕንቅርቢት ይሕነና ’ለዋ ይቝነና ከይዓብጣኻ ወይዘሮ ጽገና ንገረኒ……… ምስ ጸገመን ኢየን ምስ ሕማመን ጽንሕ ኢለን ናብ ሰብኣይ ቀደመን ልቢ ግበር መንእሰይ ኤርትራ ነታ […]

BREAKING NEWS: ህጹጽ ዜና ኣሰና – ኣብ ቦር፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ናይቲ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጽዑቕ ቶኽሲ ክስማዕ ጀሚሩ።

ህጹጽ ዜና ኣሰና – ኣብ ቦር ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ናይቲ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጽዑቕ ቶኽሲ ክስማዕ ጀሚሩ ከምዘሎ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ደዊልና ኣብ ዝገበርናዮ ናይ ቴለፎን ዝርርብ ኣረጋጊጽና። እቲ ቶኽሲ ኣብ ዝስመዓሉ ዘሎ እዋን፣ […]

ስምረት ኤርትራውያን – መበገሲ ዘተ ኣሰናን ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ እስራኤልን፣ ብ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተዋህበ መግለጺ

እዚ ጽሑፍ ‘ዚ፣ ኣሰናዳእን መስራትን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብ 13 ታሕሳስ 2013 ናብ እስራኤል ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ ከም መበገሲ ዘተ ኣሰናን ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ እስራኤልን ንስምረት ኤርትራውያን ብዝምልከት ዝሃቦ መግለጺ እዩ። ብራድዮ ድሮ ስለዝተመሓላለፈ ብጽሑፍ ምዝርግሑ ሸለል ኢልናዮ ኳ እንኣተናሕና፣ ተኸታተልቲ ኣሰና ብጽሑፍ ምዝርግሑ ‘ውን ኣድላዪ […]

The Holy Bishop, Mekarios in Stockholm

Stockholm 22 December, 2013 ናይብጹዕኣቡነመቃርዮስ:ሓዋርያዊዑደትኣብስቶክሆልም The Holy Bishop, Mekarios in Stockholm This Sunday (December 22, 2013) Eritreans in Stockholm were blessed (blessed, in its true sense/meaning) by the presence of his Holiness Aba Mekarios, an Eritrean bishop and member of the Holy Synod of the […]

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2 ብዛዕባ ተልእኾና ዝምልከት ዝያዳ መብርሂ፤ ብዛዕባ እቲ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዘውጻእናዮ ቀዳማይ መግለጺ፡ ብርክት ዝበለ ዝለኣኽኩምልና ዘተባብዕ ናይ ደገፍ መልእኽትኹም ልዑል ክብሪ ንህቦን ነመስግኖን። ብዙሓት ኣብ መልእኽትኹም  ብዛዕባ ተልእኾና ተወሳኺ መብርሂ ምሃብ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ናይ ተበግሶኹም […]

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ።

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ። ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ትማሊ ቐዳም 21 ታሕሳስ ኣብ ገሊላ ዝተኻየደ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም […]

ቀባሪ ዝሰኣነ ሬሳ

ብዛዕባ ኣብ ምድረበዳ ዝተዘርዉ ወይ ከኣ ኣብ ባሕሪ ዝጠለቑ ሬሳታት ኣይኮንኩን ክዛረብ ደልየ። እቲ ዘረባ ብዛዕባ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝሞተ እሞ ዝኾነ ዘይሓዘነሉ፡ ዘየልቀሰሉ፡ ዘይገጠመሉ፣ ገና’ውን ቀባሪ ዘይረኸበ በድኒ መንግስቲ ኤርትራ እዩ። እቲ መንግስቲ ካብ ዝመውት ነዊሕ ኴይኑዎ እዩ። ንህዝቡ ክምግብ፡ ማይ ከስቲ፡ ከብርህ፡ ከምህር፡ […]

ውልቃዊ ትዕዝብቲ (ታደሰ ኪዳነ) በርሚንግሃም – (መበል 17 ክፋል)

  ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 17 ክፋል         23/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን […]

ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል ድሕሪ ምግጫዎም 12 ኤርትራውያን ተጎዲኦም፣ ልኡኽ ህግደፍ ተስፋማርያም ተኸስተ ብሕቡእ ከካይዶ ዝሓሰቦ ኣኼባ ተቛሪጹ።

ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት ኢሳይያስ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ቴልኣቪቭ ልዕሊ ክልተ ሰዓታት […]

Eritrea is a Failed State

One might ask as to how  it failed? We all know very well that our country is passing  a critical moment and thanks to the tyrrany of Issayas Afewerki and his PFDJ, the only legal political-party and its core leaders who all suffer the Identity […]

“ንሕናን ንስኹምን” – ወርቃዊ ግዜ ዘባኽነልና ዘሎ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባ!!

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ ኣብ ኣሰና ወጺኡ ኣንቢበ። ነቲ ‘መሲናስ’ ዝጸሓፎ መጎስ […]

ኣብ’ታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ መንግስቲ ሱዳን ወዲቓ ዘላ ከተማ ቦር ዝርከቡ 550 ኣቢሎም ዝግመቱ ኤርትራውያን ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ተዋጢሮም ከምዘለዉ ሓደ ካብቶም ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዘለዉ ኤርትራውያን ንኣሰና ሓቢሩ።

ኣብ’ታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ወዲቓ ዘላ፣ ዋና ከተማ ኣውራጃ ጆንግለይ፣ ቦር፣ ዝርከቡ 550 ኣቢሎም ዝግመቱ ኤርትራውያን ንህይወቶም ኣብ ዘስግእ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ተዋጢሮም ከምዘለዉ ብምምልካት ማሕበረሰብ ዓለም ካብቲ ኣትዮሞ ዘለዉ መዓት ከድሕኖም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻውዒት ክገብሩ ሓደ ካብቶም ኣብ […]

ጽገና!

ጽገና! ሸለል ተበልኩዎ ዋዛ መሲሉኒ እንታይ እዩ እዚ ዕላል ዝደጋገመኒ መን’ዩኸ *መሃንድስ መን’ዩ እቲ ወጣኒ    *ጆሜትራ (ብጥልያን) ብሓድሹ እንከሎ ንዘይኣዕቖበኒ ዝዓነወ መንደቕ ኪጽግን ዝብለኒ! መን’ዩ ኣንታ ጸጋኒ ወሓለ ነዳቓይ ኪቕጽል ዚምነ ናይ ህዝብና ስቓይ ህይወት ኪዘርኣሎም ንጉጅለ ጣልማይ ኣብ ዓርቢ ስቕለቶም ዘቐብል እኽለማይ! ኪንጽግን ዝበለ ይፈለጥ […]

ኣብ ኣንጎላ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኤርትራ ርእሰማሎም ከውፍሩ ንምእማን ዝፈተነ ዶር ወልዳይ ፍጡር ሕቶታት ገጢሙዎ።

ሓላፊ ማእከል ወፍሪ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዶር ወልዳይ ፍጡር፣ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ኣንጎላ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ርእሰማሎም ከውፍሩ ንምእማን ፈተነ ‘ኳ እንተካየደ፣ ብሓቂ ናይ ወፍሪ ሃዋህው ዘይምህላዉ ዘቃልዑ ሕቶታት ከምዝገጠሙዎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ኣስታት 200 ኤርትራውያን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ 104 […]

ይበሃላሎ ዕርቂ ምስ ህግደፍ ጸይቂ

  ይበሃላሎ ዕርቂ ምስ ህግደፍ ጸይቂ Tesfamariam W/giorgis 19/12/2013 Norway ህግደፍ ኣብ ዘብሎ ጠፊኡዎ ጸሓይ ከላ ብቐትሩ ጸልሚቱዎ ዓዕበድቢዲሎ ጭንቀት ሓዲሩዎ ለሚኑ ምስ ኢትዮጵያ ክዓርቅዎ   ተንኮለኛ ህግደፍ ውላድ ሻዕቢያ ካብ መዓስ ድኣዩ ንሰላም ዝደልያ ምስ ወደቐ ናተጓሕፈ ኣብ ጽርግያ ዓሻ ድዩ በራኺ ዓሻድያ ኢትዮጵያ […]

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 […]

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ – ታደሰ ኪዳነ – በርሚንግሃም (መበል 16 ክፋል )

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 16 ክፋል         19/12/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት […]

ድጉል-ሓዊ

 ድጉል-ሓዊ ድጉል ሓዊ አንዲዱኒ እግረይ ባዕዲ ዝቐበሮ ከጥፋኒ ሱረይ ደም ናየቦይ ሰትዩ ባጃ ዝሓርደለይ አካላተይ ሸይጡ ጋህሲ ዝፍሕረለይ ሬሳይ ተበቲኑ ዓለም ክነብዓለይ። ዓንቲሩ ገቢሉ ብደም ንጹሃት መንቕብ ዘይብሎም ደቀባት ንሞት ዝፈረዶም ለውሃት ከይፈለጡ ከይዶም ናይ ኮብራ ተንኮላት። ተመን ከንሱ ዕንቅርቢት ፍሽኽ እንዳ በለ ከም ለዋህ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ – መርበብ ምተኣክካብ ንደሞክራሳዊ ለውጢ ኤርትራውያን ኣብ ንግስነት ሱዑዲ ዓረብ

ኣብ ሃገረ ንግስነት ሱዑዲ ዓረብ ንርከብ መንእሰያት ኤርትራውያን፣ ንዘይሕጋዊ ስርዓት ኤርትራ ንምውዳቕ ኣብ ዝካየድ ቓልሲ ከም ኩሉ ስደተኛን ከም ኩሉ ደላይ ፍትሒ እጃምና ከነበርክት ጸኒሕና። ስለዚ ቓልስና ንምሕያል ይኹን ኣድማዒ ተራ ክንጻወት ቕኑዕ ውዳቤ ኢልና ንኣምነሉ ንምምስራት ጻዕርታት ክንገብር ጸኒሕና። ናይ ቓልሲ ኣገባብና ዝያዳ ንምምዕባል፣ […]

ንዕሰል!

ንዕሰል ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 12/18/2013 ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና ይሃምም አሎ መንእሰይና ዕሰል’ምበር ኣታ ብዓል ገመል ከም ኣመልካ ደቅኻ ተቐበል መንእሰይ መጸካ ብደበላ መማዕደዊት ጠምትለይ በላ   ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና………….   ዕሰል ኢሉ መንእሰይ ሞጓቲ ጸገንቲ ከይሰልኩ ታሕቲ-ታሕቲ ኣንቲ ቅጭን ኤርትራዊት ለይ-ለይ መዂባዕቲ ሰውራና ስፈይለይ   ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና……………. […]