Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ፍትሒ ኣልቦ ንብዓት ኮይኑ ዝጸነሐ ኣውያት፡ ሕጂ’ውን ከብቅዕ ዶብ ክሕንጸጽ ኣለዎ።

ነጻነት ኤርትራ ንኸትርከብ ናይ ኣቦታትናን  ኣዴታትናን ሕዝብናን ዝደኸመሉን ዝተሰወኣሉን ከምኡ ድማ እታ ሓያል ቅልጽም እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝተገለጸትሉ ምንባሩ ይዝከር። ሎሚ ድማ ነዚ ተረኺቡ ዘሎ ጭራ ናይ ሰላም ኩላትና ክንስዋኣሉ፡ ሰላምና ክነውሕስ ግዜ ባዕሉ ይጠልበና ኣሎ። ክንስዋእ ክብል ከለኹ፡ ከምቲ እቶም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዕሸል […]

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዓሚቚ ምትእስሳር ከምዘሎ ጠቒሱ ምስ ኤርትራ ሃናጺ ዝምድና ከማዕብል ከምዝደሊ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዓሚቚ ምትእስሳር ከምዘሎ ጠቒሱ ምስ ኤርትራ ሃናጺ ዝምድና ከማዕብል ከምዝደሊ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ምኽትል ሓላፊ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ዑመር ዓጣ ትማሊ ብምኽንያት ዝኽሪ ስዉኣት ኤርትራ ምስ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ካርቱም ድሕሪ ምርኻቡ ኣብ ዝዘርግሖ […]

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክራኸቡ ምዃኖም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ።

1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክራኸቡ ምዃኖም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝሓበረ፡ ኣብ ኢትዮጵያ በጺሖም ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር `ታ ሃገር ዝተራኸቡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ […]

Hopeful Times: A day to remember.

Mahmud Saleh Call it seismic or Tsunami, Ethiopia is engulfed in waves of change. The dominance of TPLF is ending faster than most people expected it. Barriers that TPLF had created to divide Ethiopians are crumbling everywhere, including in the diaspora. The masterwork of its […]

ድንጉር ተልእኾ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት “20 ሰነ”፣

ህዝቢ ኤርትራ ክቚጸርን ክግመትን ዘሸግር ህይወትን ንብረትን ብምኽፋል ዘረጋገጾ ናጽነቱ፣ ንዘልኣለም እናተዘከረን እናኸበረን ዝነብር ሞራላዊ ሃብቲ እዩ። ነዚ ኣብ እንዝክረሉ እዋን ድማ፣ ነቶም ብማይ ደሞምን፡ ብእምኒ ዓጽሞምን ንናጽነት ዝተኸሉ፣ ኩቡራት ሰማእታትና ኢና እንዝክር። ንሶም ምስ ዝዝከሩን ዝኸበሩን ጥራሕ ድማ እዩ፣ እቲ ናይ ናጽነታዊ መንፈስ ኣብ […]

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ንልኡኽ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ድሕሪ ምቕባሉ፡ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ፍልልይ ኣብቂዑ እዩ ኢሉ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ሰሉስ 26 ሰነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ንዝሓዘ ልኡኽ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ድሕሪ ምቕባሉ፡ ኣብ ዝገበሮ እንግዶት፡ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ፍልልይ ኣብቂዑ `ዩ፡ ብምባል […]

ፍሉይ መደብ ኣሰና ብምኽንያት ምብጻሕ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ

ክቡራት ተኸታታልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ከምዚ ልኡኽና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋዜጠኛ ዓይነታ ኣብ ከባቢ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ ተረኺቡ ከምዘረጋገጾ፡ ልኡኽ ኤርትራ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርኻብ ሎሚ ድሮ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ `ሎ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ጠለብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግሉጽ ኮይኑ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውከል ባይቶ […]

UPDATED: ልኡኽ ኤርትራ ኣብዚ ሰሙን ዚ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበጽሕ ኣፈኛ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ።

ነቲ ብምኽንያት ዶባዊ ምስሕሓብ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐ ተጻብኦ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተወሰደ ቀጺሉ ብኤርትራ ደገፍ ዝረኸበ ተበግሶ ብዝምልከት ኣፈናዊ ርከብ ንምግባር፡ ልኡኽ ኤርትራ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበጽሕ ኣፈኛ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ቀዳማይ […]

ሓበሬታ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ

ብመሰረት ኣቀዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ ንዓርቢ ዕለት 29 ሰነ 2018 ካብ ሰዓት  10:00  ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ። ጸሎተ-ፍትሓት  ካብ ሰዓት 10:00 – 12:00 ኣብ ናይ ሰርብያን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን (Serbiska Ortodox kyrkan i Kortedala.) ኣድራሻ – Runstavsgatan […]

ጸብጻብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ – ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም። ዝኽሪ ስዉኣት ኤርትራን ዕላማታቶምን፣ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ኩነታት፣ ዕማም ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዝወከሉዎ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ዝርኤ ዘሎ ሓደ-ሓደ […]

ካብ ምዝዋር መኪና ሕሩማት ዝነበራ ደቀንስትዮ ስዑዲ ዓረብ እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊአን ጸኒሑ ዝጸንሐ እገዳ ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ፍርቂ ለይቲ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ጽርግያታት `ታ ሃገር መካይን ክዝውራ ጀሚረን።

ካብ ምዝዋር መኪና ሕሩማት ዝነበራ ደቀንስትዮ ስዑዲ ዓረብ እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊአን ጸኒሑ ዝጸንሐ እገዳ ናብ ሎሚ ካብ ዘውግሐ ፍርቂ ለይቲ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ጽርግያታት `ታ ሃገር መካይን ክዝውራ ከምዝጀመራ ስካይ ኒውስ ሓቢሩ። ሓንቲ ሰዓት ቅድሚ ምእካሉ ብበዓል ቤታ ኣብ ዝመርሓ መኪና ከተማ ወሪዳ፡ […]

ንሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ምስ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቦምባ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ምክትል ኮምሽነር ፖሊስ ዝርከቦም 9 ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም ኣብ መርመራ ከምዝርከቡ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን።

ትማሊ ቀዳም 23 ሰነ፡ ንሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ምስ ዘጋጠመ ህይወት ናይ ሓደ ሰብ ኣጥፊኡ ልዕሊ 150 ዘቑሰለ መጥቃዕቲ ቦምባ ኢድ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ምክትል ኮምሽነር ፖሊስ ዝርከቦም 9 ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም ኣብ መርመራ ከምዝርከቡ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ […]

ኣልጀርያ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዘሎ ዝምድና ምዕባለታት ሰላም ምርኣዩ ሓጎሳ ብምግላጽ ደገፋ ከምዝገለጸት ሺንዋ ሓቢሩ።

እታ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1998-2000 ከቢድ ኲናት ድሕሪ ምክያዱ ከም መንጎኛ ዝተዋሰአትን ናይ ሰላም ስምምዕ ዝተኻየደላን ኣልጀርያ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዘሎ ዝምድና ምዕባለታት ሰላም ምርኣዩ ሓጎሳ ብምግላጽ ደገፋ ከምዝገለጸት ሺንዋ ሓቢሩ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ኣፈኛ ጉዳያት ወጻኢ `ታ ሃገር ዓብደሎኣዚዝ በናሊ ትማሊ […]

Deadly explosion hits Ethiopia PM rally

BCEthiopia’s new PM Abiy Ahmed says several people have been killed in an explosion that hit a rally he was speaking at earlier on Saturday. He described it as an “unsuccessful attempt by forces who do not want to see Ethiopia united”. Mr Abiy was […]