Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
EU ‘appalled’ by migrant dead off Italy

The European Union’s Home Affairs Commissioner Cecilia Malmström said she was “appalled” by reports that migrants had died trying to cross the Mediterranean to get to Italy as six more migrants died in a shipwreck on Sunday night. “I am appalled by these new tragedies […]

ለበዋ ን’ደራኺ ለውጢን ምዕባለን መንእሰይ ወለዶ፡

ዮውሃንስ ጸጋይ – ሎንዶን – 25 August 2014 ናይ ሎሚ ሓጺር ጽሑፈይ፡ ነቲ ደራኺ ለውጢን ሞዕባለ ሓደ  ሃገርን ዝኾነ መንእሰይ ኤርትራዊ፡ ዝዓለመት ኢያ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ውዳበታት ማሕበራት መናአሰይ ማለት፡- EYSNS, EYSC ዓርቢ ሓርነት,…ወዘተ ዝፍለጣ ማሕበራት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ውሽጢ ፖለቲካውያን ውድባት ኮይኖም ዝነጥፉ […]

ስኒት: ማሕበር ኤርትራውያን ካናዳውያን ደቀንስትዮብወግዒ ምስ ህዝቢ ተፋልጣ።

ስኒት ማሕበር ኤርትራውያን ካናዳውያን ደቀንስትዮ ብ16ነሓሰ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ብወግዒ ምስ ህዝቢ ተፋልጣ። ኣብቲ ነታ ማሕበር ምስ ህዝቢ ናይ ምልላይ ስነስርዓት ካብ ሮቸስተር (ኒውዮርክ)፣ ዊኒፔግ፣ ኦታዋ፣ ኪችነርን ካልኦት ከተማታትን ንሰዓታት ተጓዒዞም ዝተረኽቡ ግዱሳት ዜጋታት ዝተሳተፉ ክኾኑ እንከለዉ፣ ጽሓፊት ናይታ ማሕበር ወ/ሮ ኣበባ ኣብርሃ መደረ ኣስሚዓ። […]

ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል)

ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ በይ-ኤርያ፡ ምስ ተቓወምቲ ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ተደናገጽቱን ደገፍቱን፡ ፈስቲቫሉ ኣበይ ከምዝግበር ንኸይፍለጥ ተጸጊሙ፡ ኣተሓባብእን ጭርጭር ዓበደን ክጻወት እዩ ዝቐነየ። ኣብ  መጨረሽትኡ ዝቐነዮ ሕፍረት ከይኣኽሎ፡ ካብኡ ዝገደደ ኣብ ፍሽለትን ክስራንን  እዩ ደምዲሙ። ንዓና ንደለይቲ ፍትሒ ግና፡ ህ.ግ.ደ.ፍ […]

ኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም ኣብ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ።

ኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፣ ትማሊ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ሻምፕዮናት ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ። ንጉሰ ንሞሮኮኣዊ ሻምፕዮን ምስጦፋ ኣልዓዚዝ፣ ንኬንያዊ ተሸላሚ ጁንየር ሻምፕዮንና ዓለም 2008 ከምኡ ‘ውን ተሸላሚ ብሩር ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ግላስጎ ዝተኻየድ ጸወታታት […]

ድሕሪ ቦሎኛ’ኸ ናበይ?

ድሕሪ ቦሎኛ’ኸ ናበይ? ሕጂኸ እንታይ ክንገብር ከም ዘለና እንዳተሓበርና፣ እንታይ ኢና ክንገብር ኢልና ክንሓትት ዲና? ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ንህዝቢ ኤርትራ ተጋሂዱሉ ከምዘሎ፡ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ’ዚ ዝሓላፈ 40 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ንሱ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ምዃኑ ኣዳዕዲዕና ካብ ዝፈለጥናሉ […]

DREAMS OF ERITREAN REFUGEES TURN TO ASHES IN YEMEN

Madiha Al-Junaid (author) – Yemen Times Dozens of Eritrean refugees are scattered across the Al-Safeyah area of Sana’a, a densely populated neighborhood estimated to have the largest number of African refugees in the city. Women sit in groups on threadbare carpets, blankets, or mats in streets corners. […]

Fetsum: The Eritrean Islamic Congress Party EIC

Fetsum: The Eritrean Islamic Congress Party EIC Reconciliation: Anyone that preaches for peace and reconciliation should practice the theoretical wisdom in order to stay consistent with the preaching; the person remains being a hypocrite otherwise. Going toe to toe with other minds on any subject matter cannot originate […]

የማናይ ኢድ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ (ሓጎስ ክሻ) ዝነበረ ኣቶ መሓሪ ወልደስላሰ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑዎ።

መደበሩ ኣብ ዱባይ ኮይኑ ከም ሓላፊ ዕድጊ ክሰርሕ ዝጸንሐ የማናይ ኢድ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ (ሓጎስ ክሻ) ኣቶ መሓሪ ወልደስላሰ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ናብ ኣመሪካ ከምዝኸደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ መሓሪ ካብ ኤርትራ ዝተዓደነ ወርቂ ዝርከቦም ጸጋታት ንወጻኢ ዝሸይጥ፣ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቱ ዝድለ ንብረት […]

ህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል: ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል

  ህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል Tesfamariame W/giorgis 17/08/2014 Oslo Norway ህግደፋውያን ተማዒዶም ዘይሰምዑ መርከብ ኣብ ባሕሪ ጥሒላ ተሰምዑ ንሓዘን ናብ ደስታ ቀይሮም ዝስዕስዑ ዎኖም ዝልዓሎም ህዝቦም እናጠፍኡ   ህግደፍ ተንኮለኛ ኣርዮስ ተካል ግብሪ ኣብ ክልተ ደምበ ገሚዑና ኣትዩናቁሪ ሓደ ወገን ተባዕ ብህዝቡ […]

Breaking News: ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኹሉ ዙርያኦም ብውግእ ተኸቢቦም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ኣለዉ።

ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብኹሉ ኩርናዓት ብውግእ ተኸቢቦም፣ ህይወቶም ንምድሓን ናብ ዘብሉዎ ጠፊኡዎም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ከምዘለዉ ኣብቲ መዋጥር ዝርከቡ መሳኪን ኤርትራውያን ግዳያት ብቴለፎን ኣብ ዝሃቡና ሓበሬታ ኣፍሊጦም። ንሳቶም […]

ኵሉ ሳዕ ምሕባእ ዝከኣል ኣይኮነን።

እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ዞባ ቴለማርክ ኣብ ከተማ ሽየንን ከባቢኣን (ኖርወይ) ብጕልባብ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጕኦይትኦም ዝተባህለ ወይጦ ህግደፍ ዝምልከት እዩ። ጎይትኦም፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስዑዲ ንህግደፍ ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ኣቢሉ ናብ ኖርወይ መጺኡ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ ብዘተፈላለየ መልክዕ መጋበርያ […]

ኣለኹ ኣደ በላ!

ሬሳ ከይትቐብር *በድኒ ናይ ሃገርካ         *ካብ ዝመውት ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ኣብ ስደት ክትመውት ካብ ፌራ ሃዲምካ ኣንታ ሓዊ ስውእ ናጽነት ዘምጻእካ ኣንታ ወዲ ስውእ’ወ ዶባትካ ዘውሓስካ *ንዘላሚ ስርዓት ብበትሩ ቀጺዕካ              *ንረጋጺ፡ ንጨቋኒ ታሪኽ ዘይትደግም ቅያ ኣያታትካ!   ሕድሪ ስውኣትና ቃልካ ከይትፍጽም ጸላም ተጎልቢብካ ካብ ሬሳ ክትሃድም ክሳዕ […]