Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብዓይነቱ ዝተፈልየ ዕዉት ፈስቲቫል ኣካይዶም።

ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ሓርነታዊ ቓልሲ ኤርትራ (ባሕቲ መስከረም) ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ዝወደቡዎ “ፈስቲቫል ሰላም”፡ ንሃገራዊ ናይ ቃልስን ሓርነትን መንፈስ ብዘለዓዕል ፍሉይን ምዕሩግን ኣገባብ ትማሊ 23 ነሓሰ ኣብ ለንደን ብዓወት ተኻይዱ።

Post Feature Image
Egypt border killings ‘unacceptable’

In a report entitled: “Deadly journeys through the desert”, the group urged the government to “bring to justice those responsible for killings or for excessive use of force, and provide reparations to those whose rights have been abused.”

Emptied and closed

If you’re trained to be a lawyer, you need to practice it; if you’re trained to be a journalist, you need to practice and you need papers … If you don’t have those rights in your country, then you shouldn’t be blamed for getting to […]

አገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ ሓቤረታ……! ምሸት ፖለቲካዊ ዘተ ምስ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ. ሙሴ ኤፍሪም

ቀጺለና ደጊም፡ አቶ ሙሴ ኤፍሪም፡ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ.፡ ንቀዳም ዕለት 23.08.2008 ዓ.ም.፡ ጋሻ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኑ፡ አብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk) ከምሲ፡ ብወድዓዊ ኩንታት ህዝብናን ሃገርናን ምሳና ክዛተን ክላዘብን እዩ። እዛ „Room“ እዚአ እተኽፈተሉ እዋን፡ ብማእከላይ ምዓራብ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 […]

Post Feature Image
መልሲ ንሰደኤ ጉጅለ ኣቶ መስፍን ሓጎስ

ከምዚ መመሊስኩም ከም ከብቲ መጉስዕ ትመልሱ ምኳንኩም እንተንፈልጥ፡ ሳላ ሕሉፍ ታሪኽኩም፡ ብህዝቢ ኤርትራን፡ ኩሎም ሓርበኛታትን “ ዕሉላት “ ስለዝኾንኩም፡ ስምኩም ምጥቃስ፡ ብርግጽ መርብሓና እምበር፡ ኣይምኸሰርናሉን፡ ግን ብስም ኣቦ መንበርኩም ክንሰምየኩም፡ ውርዙው ጌርና ስለዝረአናዮ ኢዩ።

Post Feature Image
ብባሕቲ መስከረም 1961 ዝተጀመረ ቓልሲ፤ ቓልሲ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን እዩ!

ባሕቲ መስከረም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ፍልይቲ ዕለት ምኳና ንኩልና ብሩህ እዩ። እዛ ዕለት እዚኣ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ  ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ዘልዓሉላ ዕለት ምኳና እያ። እዚ ምልዓል ብረታዊ ቃልሲ ግን  ንልዑላውነት ኤርትራ ጥራሕ ኣይነበረን።

Post Feature Image
ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ካስል ተኻይዱ

ብዲሞክራውያዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ናይ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን ብምትሕብባር ጨናፍር ውድብ ግ.ሃ.ድኤ ዞባ ኤውሮጳ ዝተዳለወ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ (ፈስቲቫል ካስል) ካብ ዕለት 31/7 ክሳብ ዕለት 03/08/2008 ኣብ ከተማ ካስል ሃገረ ጀርመን ተኻይዱ ;…ኣሰናዳኢ ሽማግለ ፈስቲቫል ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን

Post Feature Image
ብሓድነት ንመክት፡ ዉዲት ህግደፍ ከነምክን!!

ኣሎምኹም ዶ? ደቂ ሃገረይ ኣሎክን? ግድነትና እዩ! ዝሓለፈን ዘሎን ክንትንትን ነዚ ድየን? ተሰዊኤን፡ ዛህራን ማመትን ንምልኪ ዲዮም ወዲቆም፡ ጥዓመን ኢድሪስን እንታይ ክ ይብሉ? ስንኹላትን ወለድን ሃገር ምስ ተባሕተት፡ ብዉሑዳት ሞግባዕባዕትን

Post Feature Image
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ

ተኣምራት ጸጋይ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ወደይ ሃለዋቱን ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (aseye@asena-online.com)  ክሕብረለይ ብትሕትና እሓትት።