Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
መንእሰይ ዘካርያስ ክብረኣብ ንተሞክራታቱ ዝገልጽ መጽሓፍ ጽሒፉ። ምስ መራሒት ሃገር ጀርመን ኣንጀላ መርከል ተራኺቡ፡፡

ዘካርያስ ክብረኣብ ዝተባህለ ወዲ 28 ዓመት ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ መንእሰይ ፡ ካብ ኤርትራ ኣትሒዙ ብምድረበዳ ሱዳንን ሊብያን ማእከላይ ባሕርን ጥሒሱ ንጀርመን ቅድሚ ምእታው ዘጋጠሞ ናይ ባህርን ናይ ሰብን ተጻብኦታትን መስገደልን ኣጻምእን ዝገልጽ መጽሓፍ ብቋንቋ ጀርመን ኣሕቲሙ ንዕዳጋ ኣውሪዱ ኣሎ፡፡ እዛ ብመንእሰይ ዘካርያስ ዝተሓትመት 400  ገጻት […]

ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራ ንመንእሰያት ማዕጾኡ ዓጽዩ።

መንእሰያት ኤርትራ ብዘርእይዎ ዘለዉ ናዕብን ጎስጓስን ብምስጋእ ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ኤርትራ፡ ንሽማግለታትን እሙናት ኣባላት ህግደፍን እንተዘይኮይኑ፡ ንካልእ ንዝኾነ ይኹን ኣካል ከምቲ ልሙድ ማዕጾ ክፉት ከምዘይኮነን፡  ብፍሉይ ፍቓድ ጥራይ ከምዝእቶን፡  ካብ ፍራንክፈርት ዝተረኽበ ሓበረታ ገሊጹ፡፡ ናይ ፍራንክፈርት ቤ/ጽሕፈት ብፍላይ ሎሚ ነዚ ስጉምትዚ ዝወሰደሉ […]

ስሙ ናይዝጊ፡ ተግባሩ ዘይ ናይዝጊ!

ኢሳያስ ስለምንታይ ምስ ሬሳ ናይዝጊ ክፍሉ ጥምጥም ገጢሙ ከም ዘሎ ነቶም ዝቃወሙ ዘይኮነ፡ ዝያዳ ነቶም ኣጣቓዕቲ ኢሳያስዩ ገሪሙዎም ዘሎ። ስለምንታይ እንተ በልና፡ እቶም ንኢሳያስ ፎእ! ኢሎም ዝኸዓቡዎን ዝፈንፈኑዎን ሰባት፡ ክንዮ’ዚ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ሓጢኣት ዝኸይድ ገበናት ከም ዝፈጸመን ገና’ውን ክፍጽም ከም ዝኾነን ድሮ ተጋሂዱሎም’ዩ። እቶም […]

ከርሲ መሬትካን፡ ሕዝብኻን ኣይጽላእካ።

ለንቅነ፡ ሓደ መሳጢ ድራማ፡ ኣብ ቅድሚ የዒንትና፡ ክፍጸም ረኣና። ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ [ናይ እዝጊ ምባሉኳ የሰክፍዩ፡ ናይ ኢሳያስ/ናይሳያስ  ምባሉ ይቀለል] ፈትሊ ሂወቱ ተበጣጢሳስ፡ ስግኡን ትንፋሱን ምስ ተፈልየት፡ ወያ ኣይኡ ኢሳያስ፡ ሬስኡ ኣይተርኢዩኒ፡ ኣሻፈረኝ! ክብል ረኣናዮ። ነቲ ድራማ መታን ክጥዕም ድማንስ፡ ወያ ትንፋስ ናይዝግስ፡ ኣብ ዓባይ […]

ዜና ዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን ኢሰብኣዊ ተግባራት ኢሳያስ ኣፈወርቅን

ከምቲ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ማዕከናት ዜና ዝግለጽ ዘሎ ኣነውን ንናይ ሞት ዕረፍቲ ናይዝጊ ክፍሉ እታ ዝዓረፈላ ምዓልቲ ብሰኑይ 6 ለካቲት ሰሚዔ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ናይ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣቶ የማነ ገብረኣብን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ንክራኸቡ […]

ዓሰረተ ሞት እምበር !!!! –

                      ወዮም ክልተ ተንኮላት ዝኣልሙ                       ርኢናዮም ኣብ ሞት ክጣለሙ                       ሬሳ ኣብ ሳንዱቕ ተኣጂሉ                       ወዮ ህዝቢ ሰሚሩሉ ቃሉ።                           እንታይ’ዩ እዚ ወረ ኣይድንቅን                         ኣብ ሳንዱቅ ተዓሽጉ ሬሳ ከም ሰርዲን                         ወዲ ክፍሉ ህይወት ውጹዓት ዝሃድን                         ናይዝጊ ኣርሓ ውጹዓት ሎምስ […]

ህዝቢ ኤርትራ ድዩ ተጸሊሉ ዋላስ ኢሰያስ? – ይኩኖ ባህታ

ኣብዚ ቅንያት እዚ ሓደ ዘገርም ዜና ኽንሰምዕ ቀኒና ኣለና፡ንሱ ድማ ቐደም ብደረጃ ሚንስትርነት ዝሰርሐን ትክ ትንፋስን ዓርክን ኢሰያስ ዝነበረን ናይዝጊ ኽፍሉ ሬስኡ ናብ ዝተወለደሉ ዓዱ ከይዱ ከይቅበር ተከልኪሉ ተባሂሉ ክዝረብ ቐንዩ ኣሎ፡ መስደመም እዩ ኣንታ ሎሚስ ጉድ ክንሰምዕ ኢና ዝብሉን ገለ ድማ እቲ ነገር ዝኣርሞሞም […]

እቶን ሓጓዶ

ብጴጥሮስ ተኽሉ፡ (ሓላዪ) ዘይግዶም ናይ ህዝቦም ተሪር እኩይ ልቦም ሓዊ እንዳሳወሩ ህዝቢ ዘባርሩ፣     መንዮም ንሶም ንፍለጦ’ቲ ጉዶም     ህዝቢ ዘናኽሱ ሓዊ ኣጓጊዶም     ምስ እኩይ ተግባሮም ካብ ምትሕብባር     ምቕላዕ ምድሕርሓር ኢዩ ሰናይ ተግባር፡ እታ ልምዕቲ ኣውሊዕ መጽለሊት ኩልና ቆጽላ ይረግፍ ኣሎ ስኣን ዋና […]

ወልዱ ባርያ መን’ዩ?

ወልዱ ገረሱስ (ባርያ) ኣብ 1976 ዝተሰለፈ ሰብ ኮይኑ፡ ቅድሚ ምስላፉ ኣብ ኣስመራ ከም ፖምፒስታ ወይ ዓራዪ ፖምፓ ምስ ሓደ ኢጣልያዊ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ይፍለጥ። ድሕሪ ታዕሊም ኣብ ጨንፈር መጓዓዝያ ተመዲቡ ከም ፖምፒስታ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ድሕሪ ምዝላቕ ከም ሓላፊ ጋራጅ መራፊት ተመዲቡ ንውሱን እዋን ሰሪሑ። […]

ሬሳ ኣቦኣ ኣብ ኤርትራ ክቕበር ንመራሕቲ ስርዓት ህግደፍ ክትልምን ናብ ኣስመራ ዝኸደት ጓል ናይዝጊ ክፍሉ፡ ናብ ገዝኣ ከይትኣቱ ብወተሃደራት ህግደፍ ተኸልኪላ ከምዝነበረት ተፈሊጡ።

ሬሳ ኣቦኣ ኣብ ኤርትራ ክቕበር ንመራሕቲ ስርዓት ህግደፍ ክትልምን ካብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኣስመራ ዝኸደት ጓል ናይዝጊ ክፍሉ፡ ኣብ ኣስመራ ንዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ክሕልዉ ብኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተኣዘዙ ወተሃራት ስርዓት ህግደፍ ናብቲ ገዛ ምእታው ከምዝኸልኡዋ፡ ኣብ መወዳእታ ግን መራሒ ስርዓት ግህደፍ ተሓቲቱ ሓንቲ ክፍሊ ጥራይ ክኸፍቱላ […]

ፖለቲካ ሬሳ – ወየ፡ ወየ፡ ወየ! ወየ ንመዋቲ ወየ ነታ ስድራ!

ወየ፡ ንመዋቲ ዘይንፈግ መግነዚኡ ህያብ ኢዩ። ወናኒ ሓቒቕ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ገለ ካብቲ ወረጃ ስነ-ምግባ ራቱ ንሞት’ውን ንጹር ወግዒ ገይርሉ ኢዩ። ሞት ብውዕዩ ሬሳ ኣብቃሬዛኡ ኣብ ቅድሚ ቀባሮ ኣብዝተጋደመሉ ግ ዜ፡ ብኩሉ መለክዒ “’ወየ “ይበሃል። መዋቲ ከኣ ብከይብሉንን ካልእ ብዝወርዶ ሳዕቤናትን ከይተሰከፈ፡ ከምቲ ኩሉ […]

ደም ምእንቲ ድሕነት!

ድሕነት ብዘይደም፤ ያለ ምንም ደም ኢትዮጵያ ትቅደም፤ ጉንዲ እዝንኻ ንዝለኽዓካስ፡ ካልኣይ ጉንዲ እዝንኻ ድማ ሃቦ፤ ኢድ ዝቖረጸ ኢዱ፡ ዓይኒ ንዘንጦቐ ዓይኑ፤ ዝቐተለ ድማ ሂወቱ……….፤ ብዙሕ ብዙሕ። እዋእ ክትጽገም እንከለኻ መቸም ዘይሕሰብ የለን። ጸገም ብኹሉ መልከዓቱ ማለትና ኢዩ። ገለ ብእምነት ይኸውን ገለ’ውን ግድነት ኮይንዎ ይኸውን። ነገር […]

ምኽልካል ሬሳ ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን ህግደፍ ነበር ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ብኢሳያስ ኣፈውርቂ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ተላባዒ ሕሜታ ኣልዒሉ ሰብ ኣደንጽዩ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ልዕለዋይ ብዓል ስልጣን ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ከምኡ ‘ውን ናይ ቀረባ ዓርኪ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነበረ፡ ብ6 ለካቲት ኣብ ለንደን ዝዓረፈ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ፡ ክሳብ እዚ ስዓት’ዚ፡ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ብምኽልካሉ ኣብ ቤተሰቡ ዝፈጠሮ ጭንቀትን ዓቕሊ ጽበትን ኣብ ጥርዚ በጺሑ፡ ቍንቍኛኡ ንደገፍትን […]

London conference backs Somalia terror fight

World leaders have pledged to boost support for measures to fight piracy, terrorism and political instability in Somalia, after a meeting in London. The conference agreed a seven-point plan promising more humanitarian aid, support for African Union peacekeepers and better international co-ordination. US Secretary of […]

ከልቢ ሃዳናይ ጸሩሪ ኣብ ኣፉ መረረ ትርፉ

እዚ ጽሑፍ እዚ  ንኩሎም ተጋደልቲ ብሓፈሻ፣ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ንትርከቡ ድማ ብፍላይ ዘተኮረ እዩ። ኩሉ ከምዝሳማማዓሉ መብዛሕትኡ ብሓቂ ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ሒዝዎ፣ ኩሉ ናብራን ሂወትን መኒኑ ናብ መስዋእቲ ክብጆ ኢሉ ናብ በረኻ ዝወጽእ፣ ልዑል ሕልናን ትብዓትን ዝተዓደሎ ጥራይ እዩ። ክንዲ ዝኾነ መስገደል ሰጊሩ ዕላማ ፈጺሙ […]

Letter to the London Conference on Somalia

Hon. David Cameron MP, Prime Minister 10 Downing St. London SW1A 2AA His Excellency Ban Ki-Moon Secretary-General, United Nations New York, NY United States of America The Honorable Baroness Catherine Ashton High Representative of the European Union for Foreign Affairs and Security Policy Vice-President of […]

ሳህለን መሃንዘልን – ዕላል ብዛዕባ ናይዝግን ብኢዱን

ከመይ ቀኒኻ ዓርከይ ሳህለ እንታይ ኣሎ ማይ ዘይጠዓመ ዕላል ሎሚ ቕነ ሓድሽ ዝጠለለ?   ኤእ መሃንዘል ዓርከይ፡ ካባኻ’ዩ ወረ ካብ ነቕጺ ብኢዱ ዶ ተረኺቡ ፍረ፡ ንገረኒ ደኣ ‘ቲ ዝብሃል ዘሎ እንዳ ገብረ-ኣዳል እንታይ ይወረ’ሎ?   ወይለይ፡ ኣንታ መንቃም ኢኻ ድሮ ‘ምብኣር ጨንዩካ ንዓኻ መቸም የለን […]

Eritrea denounces foreign meddling in Somalia

NAIROBI — Eritrea, often accused of supporting Islamist rebels in Somalia, on Monday criticised foreign interference in the war-torn country, ahead of an upcoming peace conference in Britain. “External actors, even those most friendly and most sympathetic to Somalia, need to resist the urge… to […]

መግለጺ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ

ከም መቐጸልታ ዝሓለፈ ርክብ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ንሕና ኣብ መዓስከራት እንነብር ስደተኛታት ካብ ዕለት 16/02/2012 ካብ ሓሙሽትኡ መዓስከር ስደተኛታትን ኣዲስኣበባን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተኣኪብና ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ዘቲና፡፡ ኣብዚ ናይ ዘተ መኣዲ ዝተሳተፍና ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣስታት 210 ኮይና 29 ካብ ተሳተፍቲ […]

ሞት ናይዝጊ፤ ሞት ክናና’ዩ! መስፍን፤ ይኣኽለካ ምስ ፎርዖን ምልፋን! – ፍሉይ ጽሑፍ – ኣለና

ካልኣይ ምዕራፍ መጽሓፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ብዛዕባ ድርብ ኪዳን ናይዝጊ ክፍሉን ኢሳይያስን  ኢዩ ኣስፊሩ ዘሎ፣  “ኣቦይን ኣደይን ነንበይኑ ጸሎቶም” ከም ዝበሃል ድግም። ኣብ ጉዳይ ገበነኛ ናይዝጊ ክፍሉ ጸሎትናን ጸሎት ኢሳይያስን ነንበይኑ ኢዩ ጸኒሑ፣ ሕማም ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ ንዝክረሉ ዝነበርና ግዜ። ‘ከቢድ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ’ […]

ቀደምሲ ንህዝብኻ ንሃገርካ ሎሚኸ ምእንተ መን ኢኻ?

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርሂስ 19/02/2012 Norway ህግደፍ ይፍሕር ኣሎ ኲናት ክውልዕ ሓላው ወሰን ሎሚኸ ንመኒኻ ክትስዋእ ነዞም ሕማም ዝሓዞም ንህዝቦም ዘጽልእ ንብዓል የማነ ማንኪ ንኾንቱ ክትብጃእ ንዘይ ረብሑ ክትብል ዘርእኻ ክጠፍእ ኣስተውዕል ጅግና ዝብለካ የለን ደጊም ነብሰ ቅትለት ከይመስል ጸሊም መርገም እናፈለጥካ ኣይትጽደፍ ተኣለ ካብ ህጉም ንህዝቦም […]

ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main

ነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ዕድመ ታሪኻዊት ንዓለም-ለኻዊትን መዓልቲደቂ-ኣንስትዮ (8 መጋቢት ) ብምዝካር ሓቢርና ከነብዕልን ከነኽብርንነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ብመጀመርያንኤርትራውያንኣሓትቀጺሉውንንኹሎምክፋላትኤርትራውያንሕብረተሰብናብሓፈሽኡድማንኹሎምመሓዙትናንፈተውትናንብኽብረትይዕድም። ዕለት፡          24.03:2012 ቦታ፡           Kleyer str.21   Kleyerstraße 21 60326 Frankfurt am Main beim (Adlerwerk) ሓበሬታ፡ ካብHauptbahnhof  Frankfurt am Main  ዝተፈላለየመጉዓዝያኣሎ። 1)     Strassenbahn 11 ን 21 ስጋብGalluswarte, 2)    […]

ክልተ ሞት!! – ናይዝጊ፡ ናይ-ሰብ ዘይኮንካ ‘ሞ ከመይ ኢልካ እዩ ናይ-እዝጊ ዝኽወኖ?

ካልኣይ ህይወት ከምዘሎ ዝኣምኑ ሰባት ኣለዉ። ክዉንነት እምነቶም ብዘየገድስ፡ ትምኒቶም ኣብ መንግስተ ሰማያት ክሰምረሎም እንተኾይኑ፡ ኣብቲ ዝቐደመ ምድራዊ ህይወቶም ዘጽድቕ ተግባራት ክፍጽሙ ከምዘለዎም ሞራላዊ መሪሕ ስለዝኾኖም፡ ሰናይ ትምኒቶም ካብ ገዛእ-ርእሶም ሓሊፉ ንሕብረተሰብ ‘ውን ጠቓሚ እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ገነት ከሕልፉዎ ዘለዎም ተስፋ ካልኣይ ህይወት ክሰምረሎም ጽቡቕ […]

መንእሰይ ተሰካሚ ሕድሪ!!

ብናይ ኤውሮጳውያን ኣቆጻጽራ እዚ ዘሎናዮ እዋን ልደት ኣሕሊፍና ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢና ንርከብ ዘሎና ናይ ሰላምን ቅሳነትን ሓዲሽ ዓመት ክኾነልና ይምነ፡፡ ኣብ ኩለን ሃገራት መራሕቲ ሃገራት ንህዝቦም መደረን ትንቢት ሓዲሽ ዓመትን ገምጋም ናይ ዝሓለፈ ኣረጊት ዓመት ገምጋምን ኣሕጺሮም ይገብሩ፡። እቲ ካልእ ዝነውሐ ገምጋማት ንናጻ መድያ […]

መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት

ኣብ ናይ መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት፡ ኣብ ርእሲ ልሙድ ዜና፡ “ክልተ ሞት!” ዘርእስቱ፡ ንዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን፡ ብኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሬሳኡ ኣጋጢሙዎ ዘሎ እገዳን ኣመልኪቱ ዝተጻሕፈ ቃል ኣሰና። ከምኡ ‘ውን፡ ክሳብ ሎሚ 20 ለካቲት ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሽረ ንዝተኻየደ ልዕሊ 200 ዝተፈላለያ […]

ማርያም ሚላኖ ከም ጽንዓታ ኣብ ቦትአ ኣላ።

ህዝቢ ሚላኖ ብሓድነት ተጠሚሩ ኣብ ሓደ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ብጸሎትን ምህለላን ምስ ኣምላኹ ዝራኸበሉ ኩሉ ሃይማኖታዊ ኣገልግሎት ዝረኽበላ ኳ እንተኾነት፡ ህግደፍ ካብ ነዊሕ ግዜ ናብ መጋበርያ ኽለዉጡዋ ሒዅ ካብ ምባል ዓዲ ዊዒሎም ኣይፈልጡን። ኮይኑ ድማ ኣብ ቤት ክርስትያን እንዳ ማርያም ምስ ምምጻእ መንእሰያት ካብ […]

Sudan mourns musical icon Wardi

By Ian Timberlake (AFP) KHARTOUM — Sudan mourned on Sunday the death of musical icon Mohammed Wardi, a former prisoner who spent years in self-imposed exile but who died on home soil after seeing his beloved nation divided. “Mohammed Osman Wardi, Sudan’s lead singer, passed […]

ወየ፡ መልቀስ ንናይዝጊ ክፍሉ

ወየ ኣነ! ወየ ኣነ! ወየ ኣነ! ኣንታ ናይዝጊ ብዓል ድርብ ስረ ሓርበኛ ኤርትራ ብትብዓቱ ዝሰኸረ ኣብ ሳንጀርጆ መንደፈራ ዝጀመረ ብሓምሳታት ጀሚሩ ዘናገረ ኣንታ ጠፊእዎምዲዩ ናትካ ወረ ሩስያ ከይዱ ዝተማህረ ምስ ሰናቶር ዝመኸረ ኣመሪካ መጺኡ ዘይሓፈረ ኤናስኣ ንኽምስረት ዘዕገርገረ   ኣመሪካ ገዲፉ ንሜዳ ምስከደ ኣብኡ ጸንሕዎ […]

Hoping for spring in Eritrea

Ruta is settled in the UK now but she longs for the day that change will come for Christians in her native Eritrea Eritrea has become known as the “North Korea of Africa” under the repressive rule of current president Isaias Afewerki. Facing a cold […]

Eritrea opposition figure feared abducted in Sudan

An Eritrean opposition party official has been missing for two days in eastern Sudan and there are fears he may have been kidnapped by Asmara’s security agents, the party alleged on Thursday. Mohammed Ali Ibrahim, a member of the People’s Democratic Party central council, left […]