Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ምኽርኹም ሃቡና!

ምኽርኹም ሃቡና!   ከምቲ ንቡር ቀብሪ፡ ወግዒ ዘይረኸብኩም ሬሳኹም ዓጂብና ዘየፋነናኩም፡ ኣብ ጎቦን ስንጭሮን ኣብ ኩሉ ዘለኹም ጀጋኑ ሰማእታት ትሰምዑዶ ኣለኹም መላኽን ሰዓብቱን ጠሊሞም ሕድርኹም መከራ ኣጽጊቦሞ ብሕሰም ህዝብኹም!   ብመሬትን ባሕርን ህዝቢ እናኣባረሩ ካብ ሕድሪ ራኢኹም ሓንቲ ከይተግበሩ ሬሳኹም ረጊጾም ደፊሮም ንኽብሩ እዞም ጠለምቲ […]

ህግደፋዊ ሰብ ድዩ ብዕራይ – ዋላ ንጥፍኣቱ ዝብሉ ሕራይ

ህግደፋዊ ሰብ ድዩ ብዕራይ ዋላ ንጥፍኣቱ ዝብሉ ሕራይ Tesfamariam W/giorgis 19/06/2014 ህዝብኻ እና ሃለቐስ ናብ ጓይላ ብጥልሉ ሬሳ ተጓሒፉ ኣብ ዒላ ተራእዩኳ ድዩ ኣብ ልዕሊኡ ዝላ ወለዲ ተሰምዓስ እንታየን ክብላ   ኣንቱም ጨካናት ጥሪት ህግደፍ ሕማም ተላገብ ጉልሓይ መንደፍ ደስታ ዝስምዖም ህዝብና ክቕዘፍ ንግዜኡ ተላገጹ […]

ከም ዓረም ክሓልቡ! – (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል)

ከም ዓረም ክሓልቡ!                     (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል)   ጃንዳ ህግደፍ፡ ከምቲ ንደገፍቱ ዝመስሎም መንግስቲ ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ መንግስቲ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ስለ ዘሎዎ፡ ብዘይዚኾነ መተካእታን ሓበሬታን ነታ ንነዊሕ ዓመታት ብውሑስን ጽፉፉን መገዲ፡ ንህዝብን ሃገርን ተገልግል ዝነበረት ነፋሪት ሉፍታንዛ፡ ብሓንሳብ […]

ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….?

 ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….? ሎሚ እታ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን፡ ንመሰልን ፍትሕን፡ ንስለ ዕቤትን ብልጽግናን ንስለ ሰላምን ቅሳነትን ሕሩያት ቀያሕቲ ዝኸፈልናላ፡ ብመንጽሩ ስዉኣትና ዝገደፉልና ረዚን ሕድሪ መብጽዓና እነሐድሰላ፡ ቅሰኑ ሰማእታትና ኢልና ማሕላናን ድምጽናን እነቃልሓላ ዕስራ ሰነ (20 ሰነ) መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢያ፡፡ መበል ዕሰራን ሰለስተን […]

መርድእ

መርድእ ኣቶ መዋእል መብራህቱ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ኣብ ትሕቲ ሓልዮት ስድራ ቤቱ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ሰነ 17, 2014 ኣብ መበል 80 ዓመት ዕድሚኡ (09-11-33 06-17-14)  በዓልቲ ቤቱን፡ 3 ደቁን፣ 5 ደቂደቁን ሓዲጉ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንቀዳም ሰነ 21, […]

ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና

ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና   ሎሚ እዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ዓውደ ኩናት ናይ ርኹሳንን ቅዱሳንን መናፍስቲ ኮይና ኣላ። ቅዱሳን መናፍስቲ ሕሰም ህዝብና ክዛዘምን፡ ነባሪ ፍስሃን ራህዋን ክሰፍንን፡ ብስርዓተ ሕግን ዘንግን እትምራሕ ሃገር ክትህልወናን፡  ኣርባዕቱ ወንጌላውያን ብስም ኣርባዕቱ ጳጳሳን ካብ ጽርሃ ጽዮን ወሪዶም ደወል „ተለዓል,, […]

ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት

ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት                ኤርትራ ህያብ ስውኣትና ኢያ      16/06/2014 ታደሰ ኪዳነ   በሰላታት ኲናት ካብ ኣእምሮኻ ክርሕቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዋላ’ቲ ኲናት ተወዲኡ ዓመታት እንተሓለፈ፣ ምስ ገለ ፍጻሜታት ተኣሳሲሩ ኢዩ ደበኽ ዝብለካ። ብፍላይ ብገለ ሰባት፣ ኣብ መንጎ’ቲ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእትን፣ ድሕሪ ናጽነት ሕድርና […]

መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ

መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ   ህግደፍ መበል 40 ዓመት ቦሎኛ ብማለት ካብ  4-6.7.2014 ፈስቲቫል ኣብ ቦሎኛ ኣብ ልዕሊ ደም ግዳያት ላምፓዱሳን ካልኦት ህይወቶም ዝሓለፉ ዘጋታትን ከካይድ መዲቡ ኣሎ:: ኩሉ ዓለም ዘሕዘነን ገና ዘሕዝን ዘሎ ህልቀት ዘጋታትና ዘይግድሶን ንዕኦም ኣብኡ ንክበጽሑ ዝገበረ ስርዓት ህግደፍ ናይ […]

Post Feature Image
ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል

ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል    16-06-14። Robert Greene on his 48 laws of power: ‘I’m not evil – I’m a realist’“ኣነ ተንኮለኛ (ክፉእ) ኣይኮንኩን – ኣነ ሓቀኛ(ውዱዕ) እየ’”። ብ1959 ኣብ ኣመሪካ ካሊፎርኒያ ዝተወልደ ጸሓፍን ተመራማርን ሮበርት ግሪን ገና ብሂወቱ ኣሎ። ንሱ ነዛ 48 ናይ ኣገዛዝኣ ዓንቀጻት “ሕግታት […]

Our Brother Is Where Our Conscience Dwells

Our Brother Is Where Our Conscience Dwells Bay Area Eritreans for Democratic Change June 13th, 2014 As Eritreans everywhere celebrated the 23rd anniversary of the Eritrean Independence, four exceptionally insightful and brave Eritrean Catholic bishops summoned their wisdom, spiritual insight and exemplary courage and placed […]

ብምስምስ……

ብምስምስ…… ብ.ኣበባ ኣብራሃ (ቶሮንቶ ካናዳ)15/06/14 ብምስምስ ኣይሰላም ኣይኲናት እንዳረአኻ ዓይንኻ ምዕማት ሕማቕን ጽቡቕን ብዘይምግማት ተነቊትና ጸኒሕና ኣብ ጸልማት፡ መዓሩ ገዲፉ መዓር ክደሊ ሰላሙ ክደሊ ናብ ከውሊ ተዝነብሮ ሰላም ራሕሲ ጠሊ ከመይ ጌሩ ምበላዓዱ ድሓንዓሊ፡ ተመስገን ኣምላኽ ተመስገን ፈጣሪ ጸሎት ውጹዓት ሰሚዕካዮ ብግብሪ ጳጳሳት ሊኢኽካ ጳጳሳት […]

ኣብ ሊብያ ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ ክሳብ 2000 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ይሳቐዩ ኣለዉ።

ኣብ ከባቢ ትራብሎስ ኣብ ዝርከብ ኣርባዕተ ኣብያተ-ማእሰርቲ ብውሑዱ 2000 ዝኾኑ ክሳብ 80 ዝኣኽሉ ቆልዑን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተፈልጠ ነብሰ-ጾር ኣዴታትን ዝርከቡዎም ኤርትራውያን ብኢሰብኣዊ መንገዲ ተታሒዞም ተስፋ ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ይሳቐዩ ምህላዎም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ፣ መብዛሕትአን ካብ’ተን  ኣብ […]

ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም ወዲ መምህር ምትሕንፋጽ ህዝባዊ ሰራዊትን ደምሒትን ብምቅዋም ከምዝተኣስረ ምንጭታት ኣመልኪቶም።

ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ ንዘቕረቦ ሓሳብ ምቅዋሙ ምዃኑ  ምንጭታት ሓቢሮም። ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣስመራ ቤት መኻእ ኣብ መስርሕ ህንጸት ዝነበረ ኣስታት 70 ኣባይቲ ብቡልደዘራት ኣዕንዩ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኣስመራ፣ ቤት መኻእ፣ ህዝቢ እቲ ዓዲ ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ኣብ ዝተዋህቦ መሬት ንዝስራሕ ዝነበረ ኣስታት 70 ኣባይቲ ወተሃደራትን ፖሊስን ብምውፋር ብቡልደዘራት ከምዘዕነዎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣባይቲ ኣብ ቅድሚ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ስርዓት ንሓያለ ኣዋርሕ ክህነጽ ዝጸንሐ ‘ኳ እንተኾነ፣ ገንዘብን […]

Post Feature Image
ጳጳሳት ኤርትራ!

ጳጳሳት ኤርትራ!   ኣቱም ጓሶት ህዝቢ ኣብ ሃገር ዘለኹም ትማል ነቢብናዮ ረዚን መልእኽትኹም ዓለም ሰሚዓቶ ናይ ፍትሒ ዶጒዓኹም ለካ መራሕትናስ ብህይወት ኣለኹም ቁጥዐ ድያብሎስ ከይትንኪ ክብርኹም መንፈስ ናይ ፈጣሪ ይግበሮ ድርዕኹም!   ተባዓት ጳጳሳት *ኣብሊስ ዘየርዓዶም   *ሰይጣን ካብ ሽግር መከራ ክትድሕን’ዛ ዓዶም ናብ ሰላምን ራህዋን ከቕንዑ […]

Post Feature Image
ኣርባዕተ ሐዋርያት

ኣርባዕተ ሐዋርያት                           ዕለት 14.06.2014     ኣርባዕተ ጓሶት ንህዝቦም እንታይ በሉ፡ ኣባጊዖም ከይብትበታ ብቶኻሉ፡ ንቅድሚት ወጺኦም ክካላኸሉ፡ ናይ ሓቅን ርትዕን ዋልታኦም ገተሩ።     ብሃይማኖት ሎሚ ኮሪዕና፡ ካቶሊክና፣ ተዋህዶና፣ ከኒሻና፣ኣስላምና፡ ብሓቅን ርትዕን ክንጓዓዝ ሰላም ክወርደና፡ ሓላፍነትና ተረዲእና  ክንገብር ሕልና።     ናብ ዓለም  ዘምጻእናዮ […]

መብጸዓ ግንቦት

መብጸዓ ግንቦት ማሕሙድ ሳልሕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ኲናትን ከቢድ መስዋእት ብ1991 ነቲ ዕማም ምሕራር መሬቱ ክዛዝም እንከሎ፡ ዕስራን ሰለስተን ዓመታት ድሕሪ ምጭባጥ ናጽነቱ፡ ደቁ ዓዶም መሪርዎም ናብ ሞት ሃጽ ክብሉ፡ ካብ እንስሳ ሓሲሮም መዛረቢ ዓለም ክኾኑ እዮም ዝብል ትጽቢት ኣይነበሮን። ምእንቲ […]

ኣኼባ ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኖርወይ

እቲ ንማሕበራት መንእሰያት፡ ንሲቪካዊ ማሕበራትን ሰልፍታትን ዝጥርንፍ ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ካብ ዕለት 13/06/14 ክሳብ 14/06/2014 ዓመታዊ ኣኼባኡ ኣካዪዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ስራሓት ጸብጻብ ተነቢቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ብምዝታይ ድማ ኣገዳሲ ውሳኔታት ኣሕሊፉ። ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኖርወይ፡ ጸረ ህግደፍ ንዝኾኑ […]