Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
THE DICHOTOMY OF ERITREAN INDEPENDENCE DAY

Ezana Sehay 05/20/2016 Amid the pernicious situation in the country; Eritreans inside and elsewhere in the world, nevertheless, are gearing to flood the streets in a mix of celebration and protest, to commemorate the 25th anniversary of the country’s independence. The anniversary which is both […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ

ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! ——————————————————————– በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት […]

ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ ህያው ምግባር ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!!

ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ  ኤርትራ ህያው ምግባር  ሓላፍነት  ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ግንቦት 20፡ 2016 “ሓርነት ንዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ መጋበርያ ኣይኮነን፣ እቲ ዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ`ዩ።“ (ሎርድ ኣክቶን) *** ብዘይ ሓርነትን ፍትሕን ትርጉም ዘለዎ ህይወት ኪህሉ፣   ብዘይ  ዘተ ዓሚቝ […]

‘መደረ ፕረዝደንት ሃገረ-ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ ጽንብል 25 ዓመት ብሩራዊ እዮበልዩ’

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ኣቐዲመ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ፈተውቱን፡ ዮሃና ንኽብሪ 25 ዓመት ዝኽረ ዓመት ናጽነት እንዳበልኩ፡ ነቲ ንናጽነቱ ክውን ንምግባርን ክብሪ ልዑላውነቱን ሓርነቱን  ንምሕላውን፡ ጸሚእና ከይበልናዮ ማይ፡ ጠሚና ከይበልናዮ እኽሊ ብምቕራብ ዘስተየናን ዝዓንገለናን ህዝቢ ኤርትራ፡ መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ከፊልካ ኢኻ […]

ኤርትራ፡ 25 ዓመት ኣብ ትሕቲ ጭቆና ስርዓት ህግደፍ

ክቡራት ኣንበብቲ እዚ ተረኺቡ ዘሎ ናጽነት (ንሽሙ ናጽነት) ኣነውን ከም ህዝበይ የኽብሮን ይኾርዓሉን ኢየ። ምኽንያቱ ቀያሕትን ጸለምትን ጀጋኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ስለ ዝኸፈልናሉ። እንተ ኾነ ግን ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተ ዘኪርናዮ “ነዚ ድዩ ነይሩ እቲ ዓላማ? ንሓንቲ ባንወደራን መላኺ ስርዓትን ንምቛም ዲዩ ነይሩ? “ባዕዳዊ ገዛኢ ይውጻኣልና’ምበር […]

መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንገዲ ሊብያ ዝሓዞም 150 ኤርትራውያን ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም።

መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንገዲ ሊብያ ዝሓዞም 150 ኤርትራውያን ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ኣስታት 500 ዝኾኑ ካልኦት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ካርቱም ኣል ዓረቢ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ መደበር ፖሊስ ሱዳን ተታሒዞም ንኤርትራ ክመልሱዎም ተዳልዮም ከምዘልዉ ውን ኣገንዚቦም። ካብቶም 500 እቶም […]

እምቢ ንምልኪ ብምባል ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ቨትዝላር (Wetzlar) ጀርመን ተኻይዱ

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 15 ግንቦት 2016  ነቲ ብህግደፍ ኣብ ከተማ ቨትዝላር (Wetzlar) ካብ ከተማ ጊሰን (Giessen)  ንምዕራብ ኣስታት 16 ኪሎሜተር  ርሒቓ እትርከብ ከተማ ዝተጸወዐ ናይ ክሕደትን ጥልመትን  ጽምብል ካብ 250 ብዘይውሕዱ ኤርትራውያንን ፈተውትን   ብመደረን ግጥሚን ዝተሰነየ ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማ ዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እብቲ […]

Update: Fundraising to Support Radio Assenna – $30,885.50 Donated – $ 5,114.50 Remaining – Target 36,000.00

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ […]

Update: Fundraising to Support Radio Assenna – $31,155.50 Donated – $ 4,844.50 Remaining – Target 36,000.00

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ […]

ሰሚናር በይ ኤርያ ካሊፎርንያ- ዝሓለፋ 25 ዓመታት ድሕረት: ድኽነት: ስደት: ባርነትን መሰል ኣልቦነትን ዓመታት ክምዝነበራ ደምዲሙ

እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ   ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት […]

ንእሱራት ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ዝምልከት ስምፖዝዩም

ብግዱሳት ኣዕሩኽን መማህርትን እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፣ ንምዝካሮምን ስራሓቶም ንምልላይን ብእኡ ኣቢሉ ከኣ ንሞያኦም ንምጽንባል ዝዕላማኡ ስይምፖዝዮም ንምስታፍ ብኽብሪ ትዕደሙ፣፣ ንኣስታት 15 ዓመታትን ትሕቲኡን ብዘይ ፍርዲ ሃለዋቶም ኣብ ዘይፍለጠሉ መዓሙቕ ኣብያተ-ማእሰርቲ ንዝሳቐዩን ዝበልዩን ዘለው ጋዜጠኛታት ኣሕዋትና ንምዝካርን ነቶም ልዕሊ ዝኾነ ብትጽቢትን ብተስፋ ምቁራጽን ቅብጸትን […]

“መን ይመስክር ዝነበረ መንከ የርድእ ዝቐበረ”

(በርሀ (ጄምስ) መሓረና ሙሉእ ሂወቱ ብሻዕብያ ዝተዓሸወን መስርሒ ዝኾነን ዘፍቅሮ ሓወይን ዓርከይን ስኢነ) በርሀ ኣብቲ ሃብታም መሬት ጫዓሎ ካብ ርኹባት ቤተሰብ ዝተወልደ፣ መባእታዊ ትምህርቱ ካብ ቀዳማይ ክፍሊ ክሳዕ ራብዓይ ክፍሊ ኣብ ኳዓቲት ተማህረ፡፡ ንዝተወሰነ እዋን ኸኣ ትምህርቱ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ምስቀጸለ ትምህርቱ ብምቁራጽ ናብ ኣስመራ […]

ካብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣምሊጦም ሱዳን ካብ ዝተሰደዱ 4 መንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ መንነቶም ብልክዕ ብዘይተፈልጠ ዕጡቓት ኣብ ካርቱም ድሕሪ ዝወረዶም መጥቃዕቲ ሓደ ክምወት ከሎ፣ እቶም ዝተረፉ ማህሰይቲ ከምዝወረዶም ምንጭታት ሓቢሮም።

ካብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣምሊጦም ሱዳን ካብ ዝኣትዉ ኣስታት ክልተ ወርሒ ዝገበሩ 4 መንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ካርቱም ብሓባር ኣብ ዝተኻየሩዎ ገዛ ኣብ ካንሸሎ ደቂሶም ክለዉ፣ ብ 26 ሚያዝያ፣ ሰዓት ክልተ ናይ ወጋሕታ ድሕሪ ዝወረዶም ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ፣  ሓደ ካብኦም ኢዮብ ተስማማርያም ዝተባህለ መንእሰይ በቲ ኣብቲ […]

ናይ ሓሶት ናጽነት፡ ህግደፍ ጥራሕ’ዩ ዘስተማቅሮ ዘሎ

እቲ ስጊንጥርን ዘይንቡር ክሰርሕ ድሕር ዘይብልን ስርዓት ህግደፍ፡ “ርብዒ ዘመን ኣብ መኸተን ልምዓትን ብዝብል ቴማ፡ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮበልዩ ንምጽምባል ዝለዓለ ምድላዋት የካይድ ከምዘሎ ካብ ኣሰናዳኢት ናይቲ በዓል ዝወጸ ዝርዝር ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ ካብ 16 ክሳብ 24 ግንቦት ብወተሃደራዊ ሰልፊ፡ ባህላዊ መደባት ስእላዊ ምርኢትን […]

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኦስሎ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ን25 ዓመታት እዚ ዘይበሃል በድላትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ወሪዱዎ ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ ህሞት፡ ህግደፍን መሓውራቶም ዝኾና ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነት ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ዳንኬራን ሳዕስዒትን ንምግባርን ብስዉር ንነዊሕ ጊዜ ተዳልዮም ሸበድበድ ክብሉ ቀንዮም። ከተማ ኦስሎ፡ ከም ካልኦት […]

ሃጸይ ኣነ ኣብ ኤርትራ

ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ኣቢሉ፡ ከምዚ ሎሚ ዘሎ ኣቃውማ ሃገራት፡ ምዕባለ ስነ-ፍልጠት፡ ኣገባብ ምምሕዳርን መንግስትን ኣብ ዘይነበረሉ፡ ኣነ ዝተባህለ ጸይቀ ዕሉል ናይ ሓንቲ ብዝሒ ተቀማጦ ዝነበርዋ ዓዲ መራሒ ነበረ። ከምቲ ኩሎም ግኑናት ውልቀ መለኽቲ መራሕቲ ንዝገዝእዎ ህዝቢ ብኸመይ ከምዝቆጻጸርዎ ዝኣልምዎ ተንኮል፡ ሃጸይ ኣነ፡ ነቲ ዝገዝኦ ህዝቢ […]

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን […]

ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ኣብ መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክሳተፍ ተሰማሚዑ ምንባሩ ተገሊጹ::

ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብናጻ ምንቅስቓስ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ 1990 ኣንጻር ደርግ እተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝምስረት መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳተፍ ብክታሙ ኣረጋጊጹ ምንባሩ ተገሊጹ:: ነዚ ዝገለጸ ብወጻኢ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ምስ ረድዮ ኢሳት ብ8 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ:: ሻለቃ ዳዊት ምስ ኢሳያስ […]

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!!

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!!   ኣንታ!! እዚ ቓንዛ ክሳብ ምዕስ ኢና ባርነት ከብቅዕ ንበል ይኣኽለና ለባማት ካብ ተርኽቡ ዝነግሩ ሽግርና ደልይቲ ፍትሒ ጠርንፉ ምኸሩና።   ዓለም ለኻዊ ተበግሶ ካብ ጀመሩ ንኽድንፍዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣትርሩ ኢደይ ኢድካ ንበል ኩላትኩም ሕበሩ ዝሓይሽ ዝበልካሞ እናዘርኩም ንገሩ።                                                                                  […]

ልቅብቃብ ሃገራት

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋዳላይ ነልሶን ማንደላ ኣብ ሓደ ናይ ጠበቃ ቤት ጽሕፈት ንዝተማህርዎ ናይ ምጥባቅ ሞያ ልምምድ እናገበሩ ሓደ መሳርሕቶም ሓንቲ ሰኮንዶ-ማኖ (ዝተለብሰት) ባድላ ከም ህያብ ሃቦም። ወያ ባደላ መብረ ሰለ ዝሳኣነት ንክትኣርግ ግዜ ኣይወሰደላን፤ማንደላ ኸኣ እናለገቡ ብልቅብቃብ ጨርቂ እቲ ዝሃቦም ዋናኣ ከለልያ ዘይክእል ካልእ […]

Ethiopia says foiled Eritrea-backed terror attack

The National Intelligence and Security Service and Federal counter-terrorism taskforce claimed the armed Eritrea’s mercenaries were caught by Ethiopian security forces in the country’s southern regional state. The heavy armed mercenaries were captured in a jungle at the southern tip of the country and were […]

ትብጻሕ ናብ፡- ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ ድሮ ግንቦት 24 2016

ትብጻሕ ናብ፡-  ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ ድሮ ግንቦት 24 2016 ንኣምላኽና ነመስግኖ: ንመበል ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኢዮበልዩ፡ ካብ ተኸታታሊ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ጭቆናን ባርነትን፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሰራዊትን ናጻ ኣውጺኡ ናብዚ ዘብጽሓና። ኣብቲ መጠረሽታ  ህዝባዊ […]