Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
WE ARE THE GOVERNMENT

On 22 February 2010 few Eritreans (in Europe, US and Australia) took to the streets to voice their opposition to Security Council Resolution 1907 (1009) which imposed sanction against Eritrean Government. One of the slogans that was carried by demonstrating Eritreans read as “WE ARE […]

መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኤርትራ ንዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ዘዕግብ ውጽኢት ከምዘየምጽኡ ኣብ ወግዓዊ ኣኼባ ከምዝገለጸሎም ምንጭታት ሓቢሮም።

መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብስርዓቱ ንዝምልመሉን ዝንቀሳቀሱን  ኣብ ኤርትራ፡ ከባቢ ጎልጅ  ዝመደበሮም ልዕሊ ትሽዓተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካይዱዎ ዘለዉ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ምንቅስቓስ ዘዕግብ ውጽኢት ከምዘየምጽኡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋናት ኣብ ዘካየደሎም ወግዓዊ ኣኼባ ከምዝገለጸ ምንጭታት ሓቢሮም።

Post Feature Image
ሕብረት ኤውሮጳ ብመሰረት እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ውሳኔ ኣህጉራዊ ቀያዲ ስጉምታት ከምዘጽደቐ ኣፍሊጡ።

ቤትምኽሪ ሕብረት ኤውሮጳ ፡ ኣብቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት  ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ውሳኔ 1907 ተመርኵሱ፡ ብቑጽሪ (5534/10)  ዝፍለጥ ንትግባረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ምትግባር ንኽሕግዞ ዝኣመሞ ኣህጉራዊ ቀያዲ ስጉምታት ከምዘጽደቐ ብ 1 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።

Post Feature Image
መርፍእ ኣለና ፈትሊ ኹኑና

ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ራድዮ እቲ ዝበለጸ መራኸቢ ከምዝኾነ ተገንዚብና ወትሩ እንሓስበሉ ዝነበርና ባህጊ እዩ። እንሆ ድማ ድሮ ሓደ  ዓመት ሓሊፉ፡ ድምጺ ኣሰና ክንጅምር ሓቦ ካብ እንገብር። ሓቦና ንበይኑ ግን እኹል ኣይነበረን። ሓቦናን ልግስኹምን ተደሚሩ እዩ፡ ንኣእምሮ ናይቶም ዓመጽቲ ዘናውጽ መቓልሕ ድምጺ ፈጢሩ። ስለዚ፡ ካብ ተበግሶና ንላዕሊ […]

Post Feature Image
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ኮለኔል ንላዕሊ ንዝመዓርጎም ኣዘዝቲ ሰራዊት ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ተቓውሞታት ከምዘጋጠሞ ተፈሊጡ።

መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንገለ ክፋል ሰራዊት ካብ ዝእዝዙ ካብ ኮለኔል ንላዕሊ ንዝመዓርጎም ኣዘዝቲ ፡ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣመልኪቱ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብገለ ካብኣቶም ተሪር ተቓውሞታት ከምዘጋጠሞ፡ ኢሳይያስ ከኣ ንተቓውሞታቶም ብነድርን ሕርቃንን ከምዝመለሸሉ ምንጭታት ሓቢሮም።

Post Feature Image
ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጸጥታን …..2ይ ክፋል

ኣብቲ ዝሓለፈ ዝተተርጎመ ጽሑፍ ናይቲ ብ ሞኒተሪን’ ግሩፕ ዝፍለጥ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ንምግሃስ ነቲ ብ 751 /1992 ዝፍለጥ ወታሃደራዊ እገዳ (Arms Embargo)  ኣብ ሶማሊያ፡ ዝከታተል ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ ዝወጸ ጸብጻብ፡ ኮለኔል ዩሱፍ ነጋሽ ወርቀ፡ ብፍልይቲ ነፋሪ ኣብ መቓድሾ ከምዝወረደን፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣኽረርቲ ጥሩፋት እስላማዊ […]

Post Feature Image
Lanka-Eritrea ties break-down

The Sri Lankan government’s attempt to establish diplomatic ties with the state of Eritrea have diminished due to certain media reports published in recent times, Defense Secretary Gotabhaya Rajapaksa told Daily Mirror online.

Open letter to the Libyan leader Moamer Gadafi

Sir, the reason I am writing to you today is that I am concerned over the situation of refugees from the African countries, particularly Eritrean refugees in Libya.  Libyan leadership and Libyan people have responded with generosity and support towards Eritrean refugees since 1960. This […]

ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጽጥታ

እዚ ጽሑፍ’ዚ ካብቲ ብ “Monitoring group and the Panel of Experts” ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ; ንምግሃስ ውሳኔ ባይቶ ጽጥታ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ፡ ነቲ ብቁጽሪ 751/1992 ዝፍለጥ ውሳኔ ዝከታተል ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ፡ ወግዓዊ ዝገበሮ ጭብጥታት ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ሶማሊያ […]

Post Feature Image
ኣይገርምንዶ? ዋዛ ምስ ቁም ነገር

ኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ።

26 Lies per 23 Minutes!

It is just unbelievable to watch the head of the PFDJ saying 26 times the word “lie” in his 23 minutes interview that he had conducted with the professional and courageous Aljazeera journalist Jane Dutton.  On average there was more than one “lie” per minute.  […]

ስርዓት ህግደፍ ንሰለይቱ መሰጋገርቲ ናብ ወጻኢ ክኸዱ ዝደልዩ ኤርትራውያን ተመሲሎም ክሰርሑ ምስጢራዊ መልእኽቲ ከምዘመሓላለፈ ተፈሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ፡ ናብ ወጻኢ ክኸዱ ንዝደልዩ ኤርትራውያን ከምመሰጋገርቲ (Human Traffickers) ተመሲሎም ብምስራሕ ኣሽሓት ዶላራት ድሕሪ ምምልጣጦም ተመሊሶም ከእስሩዎም መምርሒ ዝህብ ምስጢራዊ ተዘዋዋሪ መልእኽቲ ከምዘመሓላለፈ እሙናት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

Post Feature Image
Alerting and informing campaign by ELS

An important and a first in its kind meeting were held in Washington Dc on Tuesday February 23 2010. The executive director of Eritrean law society, an organization of Eritrean lawyers and law professionals, Mister Michael G Andegiorgis, met with the consul general of the […]

DID YOU ENJOY THE SHOW?

Geneva, San-Francisco, Washington DC, Australia and New-Zealand have all witnessed demonstrations against the UN Security Council’s sanction imposed on Eritrea, by the supporters of the Eritrean regime. The protests were staged on Monday, 22nd February just three days after Isaias Afewerki, the thick-skinned Eritrean despot, […]

ኣብ ዓዲ ከፈለት ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዱባርባ፡ ናይ ኣርብዓ ሰባት ሬሳታት ብወ/ሮ ፋንታየ ፡ ብዓልቲ ቤት ነፍስሄር ደጃዝማች ተስፋይ በራኺ ብቡልዶዘር ተፋሒሩ ወጺኡ፡

ኣብ ዓዲ ከፈለት ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዱባርባ፡ ናይ ኣርብዓ ሰባት ሬሳታት ብወ/ሮ ፋንታየ ፡ ብዓልቲ ቤት ነፍስሄር ደጃዝማች ተስፋይ በራኺ ብቡልዶዘር ተፋሒሩ ወጺኡ፡ ኣብቲ እቲ ሬሳታት ተቐቢሩሉ ዝነበረ ቦታ ድማ፡ ናይ ስድራቤተን ጋህሲ ኣስሪሔናሉ ኣለዋ። እቶም ዓዲ ድማ ነቲ ሬሳታት ኣብኡ ዝነበረ ኣብ መሸማዕ […]

Post Feature Image
ዓቕሊ ጽበት እንታይከ ዘየግብር

ሰኑይ 22 ለካቲት ንኹሎም ፈተውቲ ሃገርን ህዝብን ዝኾንና ኤርትራውያን ካብተን ዝሓለፋ ሰኑያት ዘይትፍለይ ሰኑይ እያ ኔራ። እንተ ነቶም ህግደፋውያንን ኢሰያስያውያንን ግና ከም ፍልይቲ መዓልቲ እዮም ክጽበይዋ ቀንዮም። ንህዝቢ ዝረኸበ ረኺብዎም መዓንጣ ከብዶም ተሓሚሶም እዮም ወሪሖም። ግና ዘይተርፍ ሓመድ ድበ ስለ ዝኾኖም ቅባጸት ንኽቀብጹ ከምቶም መሰልቶም […]

Post Feature Image
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ኣብ ሰልፊ ጸረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተሰሊፎም ውዒሎም።

ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም።