Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ብሓይሊ ዝኣቱ ጽልኢ ብቐሊሉ ኣይወጽእን ‘ዩ!

ብሓይሊ ዝኣቱ ጽልኢ ብቐሊሉ ኣይወጽእን ‘ዩ ስለዚ ንፍቕሪ ደኣ ብሓይሊ ነጽንዓያ! እዚ ጽሑፍ’ዚ እቲ ሓው ታደሰ ኪዳነ “ምምሕዳር ዞባታትን ምምቕራሕ ጸጋታትን ብመንጽር ጽገናዊ ለውጢ?” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ኣሰና ዘቕርቦ ዘሎ ጽሑፍ (ብወገነይ ከም መቐጸልታ ናይቲ “ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን” ብዝብል ኣርእስቲ ኣቐዲሙ ኣብ 17 […]

መራሒ ቡርኪና ፋሶ ነበር፣ ፕረዚደንት ብሌዝ ኮምፓወረ ብማዕበላዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ስልጣኑ ክለቅቕ ተቐሲቡ።

ኣብ 1987 ብዕልዋ ስልጣን ድሕሪ ምጭባጥ፣ ን27 ዓመታት ፕረዚደንት ቡርኪና ፋሶ ኮይኑ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ብሌዝ ኮምፓወረ ብብርቱዕ ህዝባዊ ምልዕዓል ትማሊ ዓርቢ ስልጣኑ ክለቅቕ ከምዝተገደደ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ሓቢረን። እቲ ወዲ 63 ዓመት ኮምፓወረ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ክወዳደር ክፍቀደሉ መታን፣ ፓርላማ […]

እዋናዊ ዛዕባ – ኣሽንኳይ ፋሕፋሕ ኢልና ተኣኪብናʼኳ ንጋዶ!

                                          እዋናዊ ዛዕባ                ኣሽንኳይ ፋሕፋሕ ኢልና ተኣኪብናʼኳ ንጋዶ! እዚ ጽሑፍ ምስቲ ንርእዮን ንሰምዖን ዘጋጥምን እዋናዊ ጉዳያት ብምትእስሳር ዝጸሓፍ ውልቃዊ ርእይቶ ናይ ጸሓፊኡ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ንዝኾነ ውድብ ምንቅስቓስ ማሕበር ኣይውክልን፡፡ ማዕሪኡ ንሓደ ውድብ ምንቅስቓስ ማሕበር ዕላማ ገይሩ ዝነቅፍን ዘወግዝን ኣይኮነን፡፡ ንኹልና ብሓባር እንታይ ኢና […]

ምንቕስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ንሓርበኛ ደኽተር ተወልደ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ገይሩ ፤

ምንቕስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ንሓርበኛ ኣቦና ደክተር ተወልደ ሽምዓ ብምብራህ ዘኪርዎ ኣምስዩ። እቲ ስነ-ስርዓት መጀመርታ ደክተር ተወልደ ኣብ ላስቬጋስ መጺኡ እንከሎ ዘስመዖ መደረ እዩ ተጀሚሩ ፡ቐጺሉ ንዝኽሪ ዶክተር ተወልደ ብሙዚቓ ዝተሰነየ ንኽለተ ደቓይቕ ናይ ሓዘን ዝኽሪ ተገይሩ ።ካብኡ ብምቕጻል ብምንቕስቃስ መንእሰያት ንለውጢ ላስቬጋስ ዝተዳለወ ታሪክ […]

ደሃይ ካብ ኣስመራ ካብ ኣስመራ

ደሓይ ካብ ኣስመራ ሓለቓ ቦዲጋርድስ – ኮለኔል ተስፋልደት እቲ ካብ ሚኒስተራት ንላዕሊ ተኣሚኑ፣ ኣብ መገሻታት ኢሳይያስ፣ ንሚኒስተራት ከይተረፈ ዝእዝዝ ዝነበረ ሓላፊ ሓለዋ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮለኔል ተስፋልደት፣ ኣብቲ ልሙድ ስርሑ ይነጥፍ ከምዘየልቦ ተፈሊጡ። ብወግዒ ደስኪልካ ኣለኻ ተባሂሉ ‘ኳ ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ምውፋር እተዘየቋረጸ፣ ስራሕ ግን […]

ዝባን

ዝባን ፍሥሐየ መብራህቱ ዝባን መሰረታ ቈላ ዓንዳ ቍልቍለት ናሕሳ ዓቐበት ክብ ዝበለት ዋላ። በራኽ ጠረር ሰማይ ጠቀስ ጎቦ ግመ ዚሸፈና ግርማ ዚዓሰላ ኣለዋዶ መዳይቦ? ዓቐብ ትልኽ ክሳድ ህትፍ ከተፍ ንደጋ ጽላል ህድሞይ ፀሐይ ኣብ ምድማቓ ጠሊ መሬት ድቋ ተጸሚቛ ዋንጫይ ጭልጥ ከርክብ ዕዳጋ ውረድ ደይብ […]

መልቀስ!!!!!!

መልቀስ!!!!!! ድሓን ኩን ዶክተር ተወልደ ወዲ ባካሮ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ወየ!!!ወየ ኣነ!!!!ወየ!!!!ኣነ!!! ሓርበኛ ሃገረይ እምበር ስነ!!!!!! ወየ!!!ኣነ!!!!ወየ ኣነ!!!ሓወይዶ! ሲኢነ!!! እንታይ ተረኹቡ ሎሚ ቕነ ኣይነበርኩን ኣብ ዓዲ ዋይ ኣነ ዋይ ኣነ ምሉቕ ኢሉዶ! ኸደ እዚ ብዓልቅነ እዚ ጅግና!! ፍትሒ ኸምጽእ ዝወጠነ።   ኣንታ ዶክቶር ብዓል ሎጎ ጭዋ ብዓል ዓቢ […]

ሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ ኣሰኪሙና’ዩ ሓሊፉ!

ሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ  ኣሰኪሙና’ዩ ሓሊፉ! ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ  ሓሙስ 23/10/2014 ኣብ  ከተማ ኖርሳምፕቶን ኣብ ስራሕ ዊዒለ፡ ኣማስያይ ብባቡር ናብ ለንደን እናተመለስኩ፡ ብሞባይል፡ ሞት ወዲ ቫካሮ ኣርዲኦሙኒ። ነቲ ዝሰማዕኩዎ ነገር ክኣምኖ ኣይከኣልኩን። ክኣምኖ እውን ኣይደለኹን። ኣንታ ንሕና ኤሪትራውያን ዘይንፈልጦ መርገም ኣለና […]

ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ..ድኣ? – ሻብዓይ ክፋል

                                    ሻብዓይ ክፋል                   ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ..ድኣ? ሻብዓይ ክፋል ጽሑፈይ ከምቲ ዝሓለፈ ክፋላት ጽሑፈይ ዘይኮነ፡ ንጹር መርገጺኻን እምነትካን ተረጋግጸሉ ኣዝዩ ከቢድ ትብዓትን ምስትውዓልን ምምርማርን ዝሓትት ትሕዝቶ ዝሓዘ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ማዕረ ማዕረ ምዝርግሑ ጫውጫው ምባልን ናይ ጸለመ ዳርባታትን ክመጻኒ ምዃኑን ኣቐዲመ ዘረጋገጽኩዎ ኢዩ፡፡ የግዳስ […]

ካርታ-ጕዕዞ ናብ ደምክራስያዊት ኤርትራ – ሕሩይ ተድላ ባይሩ

ካርታ-ጕዕዞ ናብ ደምክራስያዊት ኤርትራ   ንህልዊ ኩነታት ሃገርና ብምትንታን ካብዚ ዘሎናዮ መዋጥር መዋጽኦ ክኸውን ዝኽእል መጽናዕታዊ ጽሑፍ ብሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ዋዕላ ዋሽንግተን ብዕለት 2014-10-20 ቀሪቡ ነበረ። ምሉእ ትሕዝቱኡ ድማ እንሆ ይቐርብ     መቐድም ካርታ-ጒዕዞ ናብ ደሞክራውያዊት ኤርትራ ዕላማ እዚ ካርታ-ጒዕዞ ንስርዓት ውልቃዊ ምልኪ […]

ኣዛብእ ህግደፍ ሃገራዊ ድሕነትን ሃይማኖታዊ ጉዳያትን ኣብ ደምበ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተፋጢጦም ኣለዉ። – ግዱሳት ካብ ከተማ ኣስመራ።

ኣዛብእ ህግደፍ ሃገራዊ ድሕነትን ሃይማኖታዊ ጉዳያትን ኣብ ደምበ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተፋጢጦም ኣለዉ። ስርዓት ህግደፍ ነቶም ክልተ ካድራቱ ካብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ድሕሪ ምስጓጉ፥ ሞባእ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ጥቕሚ ጁቦኡም ንምእታው ኣዝማድን ዓሌትን ጀነራል ኣብርሃ ካሳን፥ ሓላፊ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሰመረ በይን ዝርከብዎም ክፍሊ ሃይማኖታዊ ጉዳያትን፥ […]

News from inside Eritrea

News from inside Eritrea   –  October 28, 2014 Pamphlets were distributed in the town of Tesenei (Western Eritrea) containing messages from Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (Simret). The pamphlets that have been distributed several times in and around Tesenei were written in Arabic and Tigrigna calling […]

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን።

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ  ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡ […]

ኣቦ ሓድነት እንተሓለፈ መቓልሕ ሓድነት ተሪፉ ‘ሎ!

ኣቦ ሓድነት እንተሓለፈ መቓልሕ ሓድነት ተሪፉ ‘ሎ! ትማሊ ረቡዕ 22 ጥቅምቲ 2014፣ ኣብ መበል 65 ዓመቱ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝዓረፈ ዶክተር ተወልደ ተስፋ ማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ምእንቲ ኤርትራን ህዝባን ካብ መጀመርያ ሰብዓታት ኣትሒዙ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝተቓለሰ ውፉይ ሃገራዊ ‘ኳ እንተኾነ፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት ዝገበሮ እጃም […]

ዘርኢ ሓድነት’ዩ!

ዘርኢ ሓድነት’ዩ!   ኣደታት ዓዲ ገብራይ ብኸያ ሕዘና *ኣርካን ጠፊኡ ኣሎ ኣርማ ሓድነትና!   *ክቡርን ሕፉርን ሰብ ኣደታት ኣስመራውን ብኸያ ሕዘና *ተጃር ሓሊፍ’ሎ ግርማ ከተማና!   *ኣዝዩ ሃብታም ኣደታት ኤርትራ ብኸያ ሕዘና ኮኾብ ወዲቑ’ሎ ሓበን ናይ ሃገርና!   ብፍላይ ኣስመራ ኣፍስሲ ንብዓትኪ ሬሳ ናይ ወድኺ ሓመድ ዘየልበስኪ እንታይ’ሞ […]

ህጹጽ መተሓሳሰቢ ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ብሓፈሻ ኸኣ ኣብ መላእ ኤርትራ ንእትርከብ ህዝብን ሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ (ሎሚ ብሳተላይት ራድዮ ኣሰና ናብ ኤርትራ ዝተፈነወ መተሓሳሰቢ)

እዋናዊ መተሓሳሰቢ ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ብሓፈሻ ኸኣ ኣብ መላእ ኤርትራ ንእትርከብ ህዝብን ሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ ኣብ’ዚ ቕንያት ‘ዚ ዋና ከተማና ኣስመራ ኣብ ኣዝዩ ክብ ዝበል ወጥሪ ትርከብ ኣላ። እሙናት ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ከም ዝሓበሩዎ፣ ቀንዲ ምኽንያት ናይዚ ሓዱሽ ተኣፋፊ ኩነታት፣ ኣብዚ ሳልስቲ ክሳብ 10 ሽሕ […]