Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Eritrea arming Al Shabaab

By Standard Team and Agencies The possible role of Eritrea in supporting Al Shabaab insurgents has come into sharp focus after the Kenya Defence Forces (KDF) confirmed that two aircraft landed in Baidoa with a consignment of arms for the rebels. Although KDF did not […]

ናይ ለውጢ ግዜ በሲሉ ኢዩ፡፡

ሰመረ ዓርከይ፡ ብዛዕባ ሊቢያስባ ቅንጣብ  ነገር ኣይተዛረብካንን። ብዛዕባ ኣመሪካን ተግባራታን ክገዓር እናተዋዕለ ስደተኛታት መንእሰያትና ድኣ ከይቅየሙልና’ምበር፡ ቃዛፊ ዝኣክል ኣቦ ኣፍሪቃን ፈታው ኤርትራን ብግህዶ ክዕመጽ እናተራእየ ድምጽኻ ምህጣሙ እንታይ ንበሎ? ጻልጣ ጥልመት ድዩ ዋላስ ኣብቲ ጉዳይ ኢድ ኣጽኒሕና ኮይንና? ክልቲኡ እንተዘይኮይኑኽ መልኣከ-ሞት ዶኽን ተቐልቂሉ? መልኣከሞት ግናይ […]

ካብ ሲናይ ዶ ሰናይ…’እዚ ‘ውን ክሓልፍ’ዩ!”

እዚ፡ ‘እዚ ‘ውን ክሓልፍ’ዩ’ ዝብል ጥቕሲ፡ ኣብ ሓደ ብግድስቲ ግብጻዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ብዓረብ ዝተዳለወ ቪድዮ ዶኩመንታሪ፡ ቁጽሮምን ሃለዋቶምን  ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ግዳያት ጭውያ በደዊን ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ኣፍ ሞት ኮይኖም ኣብ ክንዳኦም ክዛረብ ኣብ ኣኻውሕ ዝገደፉዎ፡ ብደም ዝተጻሕፈ ናይ ቅብጸት ቃላት እዩ።  እቲ ካብ […]

ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!

ሰላም ኢለ ክጅምር ምኽንያቱ እንታይ ደኣ ተሃዊኹ ከይትብሉኒ እየ እምበር ኣነስ ቀልጢፈ ናብቲ ክሕብሮ ዚደለኹ ኪኣቱ ምደለኹ ዘሀውኽ ስለዝኾነ እየ። እሞ አንታይ ኣጋጢሙ ትብሉ ኣለኹም እነሆ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ኣብ ዕለት 29/10/2011 ኣብ ኣስዋን ዚርከቡ እሱራት ኣሕዋቲና መከራ ክረኽቡላ ዝወዓሉ መዓልቲ ስለዚኾነት ኤምባስይ ኤርትራ ኣብ […]

Post Feature Image
A mass grave of Eritreans found in Sinai

A mass grave of Africans, mainly Eritreans and Sudanese was found at mountains of Sinai. These victims of Trafficking, Slavery, Torture and Rape were found by a team of investigating journalists of a major station, Channel 25. Disclaimer: THESE VIDEOS CONTAIN VERY DISTURBING GRAPHIC IMAGES […]

Dawit Isaak ‘may be dead’

Swedish-Eritrean journalist Dawit Isaak, who has been imprisoned in Eritrea since 2001, has been moved from prison and may be dead, according to Swedish journalist Lars Adaktusson. Speaking on his radio programme Radio 1, Adaktusson cited credible sources from Eritrea’s opposition movement as indicating that […]

Sudan armed Libyan rebels, says President Bashir

By James Copnall BBC News, Khartoum Sudanese President Omar al-Bashir says his country gave military support to the Libyan rebels who overthrew Col Muammar Gaddafi. In a speech broadcast live on state television, Mr Bashir said the move was in response to Col Gaddafi’s support […]

Post Feature Image
“ከይሓረዱ ሓዊ ኣንደዱ”

ኣብ ሃገርና ዘሎ ወጅሂ ሃላይ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዓማጺ ባህሪያቱ፡ ናህሩ ከይነከየ ይቕጽሎ ብምህላዉ፡ ቁስሊ ኤርትራ ሃገርናን ለዋህ ህዝብናን እንዳ ዓሞቀን፡ ካብ ዝባኣሰ ናብ ዝባኣሰ ተሰጋጊሩሉ ኣብ ዘሎ ወቕቲ እዩ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ተኻዪዱ። ብሓቂ ካኣ ሃገራዊ ዋዕላ ብምክያዱ፡ ሓይለ ተቃውሞ፡ ካብ ወድባትን ሰልፍታትን ተሰጋጊሩ […]

Sudan’s president due in Kassala amid protests

October 25, 2011 (KHARTOUM) – Sudan’s president Omer Hassan Al-Bashir and his Eritrean counterpart, Isaias Afewerki will today inaugurate a road linking their neighboring countries in the presence of the Qatari Emir Hamad Bin-Khalifah al-Thani. The trio is due to meet in Sudan’s eastern state […]

መንዩ ፈላላዪ (2ይ ክፋል)

ክቡራት ተኸታተልትና፣ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል መንዩ ፈላላዪ መዛዘሚ ጽሑፍና  ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ናይ ህዝቢ ስሚዒታት ከነቕርብ ቃል ብዝእተናዮ መሰረት ካብ “ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ” ዝዓይነቱ ኣገባብ ተገላጊልና እቲ ዘየልቦ ግን ከኣ ህሉው ኮይኑ ከም ሕማም መናፍስቲ ኣብዘይጭበጥ ጸገም ሸሚሙና ዘሎ ፈርሱ ከነውጽዖ ኢና እኳ እንተዘይበልና […]

በሰላታት እቲ ናይ ህልቂት ኲናት – 2ይ ክፋል

ኲናት ናይ መለኽትን ገበትን ንግዲ ኢዩ፡፡ውግእ ቅትለት ዕንወት ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜን ቦታን ቁቡል ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ፡፡ዋላ እቲ ተገዲድካ እትኣትዎ ኲናት ምረት በሰልኡ ዘንተ እለት ካብ ኣእሙሮ ዜጋታት ኣይሃስስን ኢዩ፡፡ ከም ባህሪ ቶታሊተርያን ስርዓታት ኲናት ፍቱን መጻንሒ መድሃኒቶም ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ እቲ እነኮ ኣብ መንበረ […]

ቅድሚ ጨፈቕ’ፈቕ ሕጂ ልቐቕ፡ ብኢዱ!!!!

ኣብ ዩ’ኤን ክትምጕት ከምዘለካ ሓቂ ሶማል ክትረማምስ፡ ብኣውያት ክትበኪ ቃዛፊ ክጋገ ምደለየ ዓርኪ።   ስልጣን መደበሩ ዝመስለካ ርስቲ ቃዛፊ ክወድቕ ክጉሰስ ኣብ ሰርቲ ኣበይ ደኣ ኔርካ ኣንታ መቛርስቲ።   ጥልም ኣቢልካዮ ኣብታ ጸልማት እዋን ርሻን ተተረፈስ ትኹል ድንኳን ባጽዕ ዘይበልካዮ ንዓ ደሓን።   ካብዛ ኩላ […]

Post Feature Image
ሁዉኽ ጋሻ!

ትማሊ መሪቐ ሎሚ ከይራገም ጌጋ ኣብ ርእሲ  ጌጋ ኣይደገም ብዘተ ይፈታሕ  ሃገራዊ ጸገም ሓቂ ነውጽኣያ ኣፍና ኣይሎጎም ዓለም ዘዋሪት ‘ያ  መን ይኣምና ዓለም ኣንቱም ኔርካ ኣንታ፡ ኣንታ ኔርካ ኣንቱም ትማል ዘሳፍሑ፡  ሎሚ   ተጨቢጦም ናትና እንተበልናዮም ዓሚቑና ውሽጦም ተልመደን ወቃጦ ሸራፋት ወቒጦም ጎታናት ከለዉ፡ በራሓት መሺጦም […]

ድሕሪ ኣቦኻ ሞት ጊደኻ!

ነጊረካ ረሲዕካ‘ዩ ዲኻ ተዛረቦ ቃዛፊ ዓርክኻ መማኽርቲ ኔሩ ፈታዊኻ መሳቲይቲ ቡንካ መኻሪኻ ጭሕምኻ ኣጠልቂ በጺሑ ጊዴኻ ነዚ ንክትሪኢ ተጸቢኻ መንእሰይ ተሲኡ በጺሑ ጊዴኻ ይጓዓዙ ኣለዉ መሓዙዃ ሕጂ‘ውን ተበገስ ኣልዒልካ ሻንጣኻ። ኣነ ነጊረካ‘የ ካብ ቀደሙ ተዛረቦ ዓርክኻ ሓሚሙ ብተግባሩ ኣምላኽ ተቐይሙ ምስቲ ናትካ ሓደ‘ዩ ሕማሙ ከይትሰምዑ […]

ሓርበኛ ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ኣብ መበል 90 ዓመቶም ዓሪፎም።

ንመሰል ርእሰ ውሳኔን ሃገራዊ ናጽነትን ኤርትራ ዝተቓለሱ ሓርበኛ ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ኣብ መበል 90 ዕድሚኦም ብ21 ጥቅምቲ ኣብ ትውልዲ ዓዶም ኣብ ዓሰብ ዓሪፎም። ንሶም ኣብዚ መወዳእታ እዋናት ብሕማም ኵሊት ይሳቐዩ ከምዝነበርይ ይንገር። ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ፡ ኣብ ሓምሳታት ኣባል ባይቶ ኤርትራ ዝነበሩ ኮይኖም፡ ብልቦናኦም፡ […]

ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ለንደን ጸረ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንሓያለ ሰዓታት ብኣውቶቡሳት ተጓዒዞም ካብ ሊድስ፡ በርሚንግሃም፡ ማንቸስተር፡ ግላስጎ፡ ዝኣመሰላ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝን ለንደንን ከባቢኣን ከምኡ ‘ውን ካብ ዓዲ ጥልያን ከተማ ሚላኖ፡ ሽወደን፡ ስቶክሆልም ብነፈርቲ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ስርዓት ህግደፍ ዝወደቦ ፈስቲቫል ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ ቀጽሪ ተረኺቦም ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም […]

The Lipsticks of Dictatorship

By Seyoum Tesfaye On October 20, 2011 my morning was punctuated by, the yet to be confirmed, announcement of the demise of one of Africans remaining tyrants by MPR.  After the death of 30,000 plus citizens and the total destruction of Libya’s cities Qaddafi was […]

እዋናዊ ጻውዒት ንመኮንናት ኤርትራ: እምኒ ገበጣ ይውዳእ ኣሎ! – ኣለና ኣለና

ኩላትና ኤርትራ ኢዩ ድምጽና። ንግሆን ምሸትን ጸሎትና፣ መኣዲና ክንጅምር ክንውድእ ኤርትራ ኢና እንብል። እወ እቲ ምንታይ ንሳ ዝለዝኾነት ውርሻና። ኦ…መኮንናት ኤርትራ! ዕድመ ገበነኛ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምንዋሕ፣ ነታ ሰባብ ኤርትራውያን ዘጽነተት በትረ ስልጣኑ ንምሕላውን ስቓይ ሓሙሽተ ሚልዮን ህዝብኹም ንምኽዕባትን፤  ‘ተር ከም ዓተር’ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ […]

ምስጋና

ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ መቕዘፍቲ ሞት ጓለይ ጽገሃና፡ ፈተውትን ኣዕሩኽትን ቤተሰብን፤ ተቐማጦ ሃምቦርግን ካስልን ክምኡ‘ውን ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ጀርመን እትነብሩ ኤርትራውያን፤ ሂወተይ ምቁጽጻር ኣብ ዘይክእለሉ ስዓት ብመሪር ሓዘን እናተሓቖንኩ ከለኹ ብመግለጺ ንብዓትኩም ተኻፈልቲ ሓዘነይ ብምዃን ንምቕናስ ሓዘነይ ዘድሊ ምጽንናዕን ከምኡ‘ውን፤ ብገንዘብ ሓገዝ ዘድሊ ኣበርክቶ ብምግባር፡ ጓለይ ኣብ […]