Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
እ ቲ ሓ ቀ ኛ ሰ ዲህኤ ን ሓድ ነት ይ ሳግም

ቅድ ሚ ክል ተ ዓ መት ብ ዛ ዕ ባ ሰ ዲህኤ እን ታይ ተ ባ ሂ ሉ ከምዝ ነ በ ረ ዶ ከ ነ ዛ ኻኽ ረ ኩም ? ሰዲህኤ፡ ሓድነት ዝሕላገታ፡ ሓቂ ዝዕጥቐታ፡ ፍትሒ ዝኣንደባታ፡ ዲሞክራሲ ዝውዕለታ፡ ኣይትኸውንን ኢያ ነበረ – ያ – […]

ደምዳሚ መግለጺ ዋዕላ «ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን» – ፍራንክፈርት

  ዋዕላ «ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን» ካብ ዕለት 23.08-25.08.2019ኣብ ከተማም ፍራንክፈርት ሃገር ጀርመን ተኻይዱ። ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝተገበረ ዕድመ መሰረት ኣብቲ ዋዕላ ውልቀሰባትን፣ ኣባላትን መራሕትን ሲቪካዊ ማሕበራት፣ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት፣ናይ ኩለን ላዕለዎት መራሕቲ ውድባትን ዝተፈላለዩ ሙያውያንን ናይ ዜና ማዕከናትን  ዝተሳተፍዎ ኣገዳሲ ዋዕላ ከምዝነበረ ተራእዩ። ኣብዚ ዋዕላ’ዚ […]

እቲ ዘይንቡር፡ ንቡር ይኸውን ኣሎ

እቲ ዘይንቡር፡ ንቡር ይኸውን ኣሎ ኣብዚ እዋን’ዚ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ድኽነትን ገደብ ኣልቦ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዝበዝሑ ካብኦም መንእሰያት፡ ኣብ ስደት ይነብሩ ኣለዉ። ካብቶም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ተሰዲዶም ዘለው ኤርትራውያን፡ ካብ ደቆም ተረሓሒቆም ዝነብሩ፡ ሰብ ሓዳርን ዝወለዱን ክኾኑ […]

Subject: ATV: ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ተኸፊቱ፡ ኣዴታት `ይኣክል፡ ሓደ ኮይንና ኢና` ይብላ – መንእሰያት ድማ ይዕልላ ኣለዋ ኣዴታት መናእሰይ ክብሉ ይቕበሉወን, Augusr 24 2019, www.archive.assenna.com

Subject:  ATV: ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ተኸፊቱ፡ ኣዴታት `ይኣክል፡ ሓደ ኮይንና ኢና` ይብላ – መንእሰያት ድማ ይዕልላ ኣለዋ ኣዴታት መናእሰይ ክብሉ ይቕበሉወን,  Augusr 24 2019, www.archive.assenna.com Having failed by the usual masculinity of the Eritrean population, it is about time that Femininity should try to SAVE ERITREA. They can do it. They have a way and inner strength of galvanizing regardless of their composition of identity. They can […]

ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ተቓውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከካይዱዎ ዝጸንሑ ቃልሲ ሰሚሮም ብኣድማዕነት ንኽቕጽሉዎ ዝዓለመ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ዝኸፈቶ ዋዕላ ሎሚ ንኻልኣይ መዓልቱ ይቕጽሎ ኣሎ።

  ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ተቓውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከካይዱዎ ዝጸንሑ ቃልሲ ሰሚሮም ብኣድማዕነት ንኽቕጽሉዎ ዝዓለመ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ዝጀመሮ ናይ 3 መዓልቲ ዋዕላ ሎሚ ንኻልኣይ መዓልቱ ይቕጽሎ ኣሎ። ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን […]

ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ ኣብ ማእከልና? ስለ ምንታይ? የጥፍኦ ከም ዘሎ ንህዝብና!

ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ ኣብ ማእከልና? ስለ ምንታይ? የጥፍኦ ከም ዘሎ ንህዝብና!   ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ! ኣብ ማእከልና! ነዚ ሕድሕድ ዘጣፋኦ ዘሎ ንህዝብና ዘበን ድዩ ዘሪዩዎ? ሓጥያቱ’ዩ ምውዳእ ኣቢዩዎ! ንህዝብና   ሰማዩ’ኳ ዝረሓቖ ደመና ንነብሶም ዝሓደሩ መራሕቲ ሃይማኖትከ እንታይ ወረዶም! ንኣረመኔ ዘግልግሉ ናብ ፈጣሪ ዝመርሑ መሲሎም!   ኢሳያስ፣ […]

ኣመሓደርቲ ሱዳን ድሕሪ ደጊም ምስቲ መወቀፍ ዘይብሉ፡ ውዲተኛ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ናይ ቀደም ዕሽሽታ ዝበዝሖ ዝምድና ክገብሩ ቅሩባት ከምዘይኮኑ ኣገንዚቦም።

ኣመሓደርቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ደጊም ምስቲ መወቀፍ ዘይብሉ፡ ኣብ ውዕል ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን `ውን ዘይተዓደመን ዘይተረቚሐን ውዲተኛ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ናይ ቀደም ዕሽሽታ ዝበዝሖ ዝምድና ክገብሩ ቅሩባት ከምዘይኮኑ ብምግንዛብ፡ ድሕሪ ውራይ ደጋፊ ክመስል ንዘካይዶ ዘሎ ወጠምጠም ከምዝነጸጉዎ ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ቀዳም […]

ሳዋ፡ ብሉጽ ወለዶ ኤርትራ ዝበልዐት ገሃነብ

ሳዋ፡ ብሉጽ ወለዶ ኤርትራ ዝበልዐት ገሃነብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ነውራም ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣጋጣሚ መበል 25 ዓመት ዝኽሪ ምምስራት ሳዋን ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ንኹሉ’ቲ እከይ መልክዓትን ዕንወትን መደብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቀቢሩ፡ ሳዋ መንእሰያት ዝመልመለት፡ ሓድነት ብሄራትና ዘረጋገጸት፡ ልኡላውነት ሃገርና ዘውሓሰት፡ ታሪኻዊት ስፍራ ከምዝኾነት ገሊጹ። እቶም ሳዋ […]