Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ጸገም ኤርትራውያን፡ ንመሰልና ዘይምቅላስና እምበር ዕብዳን ኢሳያስ ኣይኮነን

ወርሒ ሓምለ 2018፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብፍሉይ ዝዝከራ ክትከውን’ያ። ምናልባት እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ዕስራ ዓመታት ወጥሪ፡ ድነ ኩናትን ጽልእን ኣኸቲሙ፡ ናይ ሰላምን ሓድሕድ ምትሕግጋዝን ዝተጀመረሉ ብምዃኑ፡ ታሪኻዊ’ዩ እንተተባህለ ነውሪ ኣይኮነን። ንህዝቢ ኤርትራ ግን፡ ልዕሊ’ቲ  ምስ ኢትዮጵያ ዝተፈረመ መስርሕ […]

ነባር ተጋዳላይን ላዕለዋይ ሓላፍን መንግስቲ ኤርትራ ነበር፡ ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1991 ኣብ ኣፍዓበት ንውሱናት ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፡ ምስ ኢህወደግ ናይ ሓባር መንግስቲ ከነቕውም ኢና` ኢሉ ከም ውዱእ ጉዳይ ኣቕሪቡሎም ከምዝነበረ ሓቢሩ።

ሓደ ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ናጽነት ኤርትራን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ነበር ኣቶ መስፍን ሓጎስ ምስ SBS ዝተባህለ መደበር ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1991 ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ቅድሚ 3 ኣዋርሕ ኣብ ኣፍዓበት ንውሱናት ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ መሪጹ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፡ […]

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዘለዎ ሕዱር ሕማም ኣብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኩነታት ከም ዘሎ ስሙ ዘይተጠቅሰ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማት ይሕብር።

ብኣብ ቀረባ እዋን ቁንቁኝኡ ምስጢር ዘለዎ ዝመስል ሃታ ሃታ ኩነተ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያ ከም መቐጸልታ ዝሰዓበ ዑደት ውልቀመላኺ ኢሰያስ ንኢትዮጵያ ብቀረባ ኩነታት ጥዕንኡ ክዕዘብ ዕድል ዝረኸበ ስሙ ዝተዓቀበ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማት፡ ኩነታት ጥዕና `እቲ ፕረስደንት ኣብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኩነታት` ከም ዘሎ ሓቢሩ። ሓደ ናይ ሃገራት ዓረብ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ መስርሕ ሰላም

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ ናይ ሰላም ዝርርብ፡ ድሒሩ ዝሰዓበ ምብጻሕ ናይ ዶር ኣቢይ ናብ ኤርትራ፡ ዝተገብረሉ ኣቀባብላን፡ ናይ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕን ኣብኡ ዘስምዖ መደረን፡ ኣሻብኦም ካብ ናይ ደም ጸላእቲ ናብ ሓደሽቲ ፍቑራትን፡ ህያብ ኣብ ምልውዋጥን በጺሖም፡ እንታይ እዩ […]

ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ – ህዝባዊ ጻውዒት ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምዝታይ

ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ الإريترية سنيت جمعية   ህዝባዊ ጻውዒት ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ናይ ሰላም ውዕል እናደገፈ፤ “ምድማር” ዝብል ኣንፈቱ ዘይፍለጥ ኣምርን፡  ጻውዒትን ጌርካ፣ ኤርትራውያን መራሕቲ ከምተሳእኑ ናይ ኤርትራ መንግስቲ ናይ ምሕደራ ስልጣን ናብ ካልእ […]

ናበይ ገጽና ኢና?

ናበይ ገጽና ኢና? ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ንሂወትና  ኣብ ዝምልከት ተርእዮታት ተራና እንታይ ነይሩ  ብ ፈጣሪ ክንሕተተሉ  ኢና፤ ናይ ውጺኢቱ ተሓተቲ ግና ኣይኮናን። ምኽንያቱ ንፈጣሪ ውዱእ ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ንጉዓዝ ፉጡራት ስለ ዝኾና። ብሕጽር ዝበለ ዘረባ እቲ ፈጣሪ ወዲእዎ ዘሎ`ዩ ክኸወን። ብርግጽ ናበይ ገጽና ኢና ንምፍላጥ ብዘኽእል […]

ኢሳያስን ፖለቲካዊ ቃርስኡን

14/07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኩሎም መለኽቲ ኣካላት ሓፈሻዊ መግለጺ ናይ ምግባት ስልጣንን ንብረትን እኳ እንተሃለዎም፡ ብዝምድናዊ ሚዛን ኣብ ነንሓድሕዶም ምስቲ ዕላማታቶም ኣብ ግምት ብምእታው ዘፈላሊ ነጥብታት ኣለዎም። በዚ መንገዲ’ዚ ክንርእዮ ከለና ዲክታቶር ኢሳያስ’ውን ካብ ካልኦት ዝፈልዮ ነጥቢ ኣለዎ። ብመሰረቱ ኢሳያስን ናይ ጥንቲ ዕላምኡን ንኣግእዞ ኤርትራውያን […]

ምብጻሕ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣስመራ; ኮሸምሸም ገዲፍካ እንታይ ቁምነገርከ ተረኺብዎ?

ምብጻሕ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣስመራ ኮሸምሸም ገዲፍካ እንታይ ቁምነገርከ ተረኺብዎ? (ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል 13/07/2018) ናይ ሓደ ግላዊ ትካል ወይ ኩባንያ መራሒ ንምዃን ተወዳዲርካ ኢኻ ትረኽቦ፡፡ ኣወዳዲሮም ነቲ ዝበለጸ ዝመርጹ ከኣ ኣባላት ቦርድ ናይቲ ትካል ወይ ኩባንያ ኢዮም። ኣነ ኣብ ሓደ ደቀይ ዝምሃርሉ ቤት ትምህርቲ […]

ዝባን ስዉኣት ኤርትራውያን፡ ከይንድመር ከይንጎድል

ዝባን ስዉኣት ኤርትራውያን፡ ከይንድመር ከይንጎድል ቀዳሞት ክምስሉ እንከለዉ፡ “ከልብስ’ያ ትቅረበሉ ስጋ’ምበር ትወድቆ ሓኽሊ ኣይፈልጥን’ዩ” ኢሎም። እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ኣብ ሓጺር እዋን ተራእዩ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ርክባትን ተስፋ ሰላምን፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ንነዊሕ ዓመታት ክብህጎ ዝጸንሐ’ዩ። እቲ ብምትህልላኽን ህርፋን ስልጣንን መራሕቲ ህግደፍን ወያነን ብሰበብ ዶብ […]

ተጋጊኻ ዶክተር ኣቢይ

07/11/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ተጋጊኻ ዶክተር ትህወኽ ኣለኻ ሓቂ መሲሉካ እምብዛ ጎይኻ ኩሉ በጺሕካዮ የማኑ ጸጋሙ መሓዙት ጌርካዮም ህዝቢ ዝጠለሙ     ድሮ ንኢሳያስ ሓለቓ ጌርካዮ     ናይ ልቡ ሰሚዑ ኪር-ኪር ኣቢልካዮ     መንገዲ ረኺቡ ወዮ መታለሊ     ካልእ ሕልሚ ’ይብሉን ንሳ’ዩ ዝደሊ ተጋጊኻ! ንጒሆ ብዓንተቦ […]

መንዩ ንሰላም ዝጸልእ?

ደጊም ደሃይ ሰላምን ወረ ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃላሕ ኣሎ። ብዘይካ`ቶም ናይ ኲናት መሳርሒ እናሰርሑ ዝሸጡን እቶም ካብ ዕግርግር ዝርብሑን እንተዘይኮይኑ እቶም ካለኦት ኩሎም ወይ ዲርጋ ኩሎም ህዝብታት ብሰላም ስለ ዝርብሑ ሰላም ዝጸልእ የለን ክበሃል ይከኣል። ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ካብ ሱሳታት ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ […]

ERITREA: HAVE WE LOST OR HAVE WE LOST?

ERITREA: HAVE WE LOST OR HAVE WE LOST? 18/04/2002 Well after reading the 135-page report on the border decision, one needs some days of reflection in order to digest the facts and finally come to one´s senses and start to see things as they are. […]

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ሱዳን ምስሕሓብ ምስ ጀመረ፡ ዓቕሉ ስለዝጸበቦ፡ ስልጣኑ ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ምምጻእ ኣቢይ ከም መእተዊ ተጠቒሙ ምስ ኢትዮጵያ ዝምድናኡ ከመሓይሽ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብተደጋጋሚ ግዜ ከምዝለመነ ምንጭታት ሓቢሮም።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብፍላይ ምስ ሱዳን ምስሕሓብ ምስ ጀመረ፡ ምስ ጅቡቲ `ውን ኣብ ቀዋሚ ጽልኢ ስለዝጸንሐ፡ ናይ ኢትዮጵያ ተደሚሩዎ ብጸላእቲ ተኸቢቡ ዓቕሉ ስለዝጸበቦ፡ ንስልጣኑ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኩነታት ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ኣብ ጭንቀት ብምውዳቑ፡ ካብቲ ናይ ሞትን ሕየትን ዝኾኑ ኩነታት ከበባ ንምውጻእ፡ ንምምጻእ ኣቢይ ኣሕመድ […]

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ሳልስቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ነቒሉ ምህላዉ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ሳልስቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኸይድ ምዃኑ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ሓለውኡ ኣቐዲሞም ብዱባይ ኣቢሎም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሑ ከለዉ፡ ንሱ ውን ብተመሳሳሊ ብዱባይ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ ትጽቢት ይግበረሉ። እቲ ዶባት ከይተሓንጸጸ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘራኽብ የብልናን ኢሉ ን […]

ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን20 ዓመታት ዝጸንሐ ግጭትን ወጥርን ንምፍታሕ ዘሳለጠ መራሒ ኢማራት መሓመድ ቢን ዛይድ ኣናህያን ምዃኑ፡ ኣል ኸሊጅ ዝተባህለ ጋዜጣ ኢማራት ኣብ ናይ ሎሚ ሕታሙ ገሊጹ።

ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን20 ዓመታት ዝጸንሐ ግጭትን ወጥርን ንምፍታሕ ዘሳለጠ መራሒ ኢማራት መሓመድ ቢን ዛይድ ኣናህያን ምዃኑ፡ ኣል ኸሊጅ ዝተባህለ ብዓረብ ዝሕተም ጋዜጣ ኢማራት ኣብ ናይ ሎሚ 10 ሓምለ ሕታሙ ገሊጹ። እቲ ጋዜጣ ኣብ ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ዝዓበየ ጋዜጣ ብስእሊ ውልቀመላኺ ኢሳይያስን መራሒ […]