Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ካብ ዳላስ ንመረብ ምላሽ

ኣብ ከተማ ዳላስን ፎርትዎርዝን ቴክሳስ ዝተዳለወ ሓድነታዊ ኣኼባን ናይ መዘናግዒ መደብን ብዓወት ተዛዚሙ:: ኣብቲ ብስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ዳላስን ብደለይቲ ፍትሕን ዝተዳለወ መደብ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ቴክሳስን ካልኦት ክፍለ ግዝኣት ኣሜሪካን ዝመጹ ብዙሓት ደለይቲ ፍትሒ ተሳቲፎም::

ስጋለት ቀጣን! ብከመይ ክንዝክረኪ?

  ማሕሙ ሳልሕ ወድ ኣሚርን ወድ ሼኽን ገለ ካብቶም ንስጋለት ቀጣን ብትግረ ዝደረፉ እዮም። ወድ ኣሚር ምስ ፍቕሪ ኣተኣኣሳሲሩ ደሪፉላ። ወድ ሼኽ ግን ንክብርን ዝኽርን’ቲ ብ1990 ዝወደኣቶ መንእሰይ ተጋዳላይ እዩ ደሪፉላ። ወድ ሼኽ ኣብ ደርፉ ምስ ቀጣን ገበይ ስጋለት እዩ ዝማጎት። “ “ እቲ ቀደም […]

ርክብ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም ( ወዲ ቫካሮ) ምስ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሽወደን

    ዕለት 2014-02-10   ሰላም ኩቡራትን ክቡራንን ዝኽበርኩም የሕዋትን ኣሓትን ኩላትና ከምንፈልጦ ብኣቦናን ሓወናን ዶክ ተወልደ ተስፋምሪያም ወዲ ቫካሮ ዝተበገሰ ሓድነት ሓድነትና ከም ወርሒ ዝኹልዕ ዘሎ ኣብ ሃገረ ሽወደን አውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ 12 ዕለት 12 2013  ናይ መጀመርታ ሰሚናር ኣብ ከተማ ስቶክሆልም […]

ህግደፍን ውድባትን ኣብ ሓደ ሓዲድ

                                               ካልኣይ ክፋል                        ህግደፍን ውድባትን ኣብ ሓደ ሓዲድ እዚ ጽሑፍʼዚ መቐጸልታ ናይቲ ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኣ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ምስ ህልው […]

Post Feature Image
ሰለማዊ ቃልሲ ዝለዓለ ኢድ ናይ ሕዝቢ ምንቅስቃስ ኢዩ !

ብመጀመርያ ውልቀመለክቲ ብልምዲ ካብ ስልጣኖም ዝእለዩሉ ብመጀመርያ በቶም ላዕሎዎት ሓለፍቲ ወይ ናይ ሰራዊት መኮንናት ብዝተወደብ ዕልዋ መንግስቲ ወይ ንዓመታት ክቃወምን ክቃለስን ዝጸንሔ ውዱብ ወይ ሰውራ ዝርከብ ዓወት ማለት ምእላይ እቲ ስርዓት ኢዩ ሎሚ ግን አብ 2011 እዚ ውልቀመለክቲ ካብ ስልጣኖም ዝእለይሉ ኩነታት ተቀይሩ ኢዩ ዘሎ […]

8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 08.02.2014 ፍራንክፎርት ጀርመን

8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 08.02.2014 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ  ንመላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ሰብኣዊ ክብሩን ፍትሒዊ ስርዓት ንምትካል  ኣብ ዝካየድ  ዘሎ  ቃልሲ ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ሓድጊ ሰማእታት ኣሓተን ንምርግጋጽ መብጽዓ ዝኣትዋላን ቃልሰን ዘሔድሳላን መዓልቲ ደኣምበር፡ ንስለ ምብዓልን ሪምን ተባሂሉ ዝግበር ኣይኮነን። […]

The twisted road to Reconcilation & Cooperation

“To reach Reconciliation, one must start by recognizing the common ground between the parties and working outward; instead of starting with the differences and working inward.  It is from this mindset that Forgiveness and Tolerance are born.”thus we can go further in maintainance of cooperation. […]

ግልጹነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ማሕበር ብመብጽዓ ጥራሕ ክንሓቚፎ ኣይንኽእልን!!

ግልጹነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ማሕበር ብመብጽዓ ጥራሕ ክንሓቚፎ ኣይንኽእልን!! ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት  ብግሉጽነት ዘይኣምን በረኻዊ ምሕደራ ተረጊጹ ግዳይ ጥፍኣትን ተቐባሊ ኩሉ ጽዩፍ ምሕደራዊ ኢሳያስን ስርዓቱን ኮይኑ መንነቱን ባህሉን አብ ሓደጋ ኣትዩ እቲ ፍጥር ክብል ዝውንኖ ሃገራዊ ሓድነቱ ብሰንኪ ውሑዳት ዓንደርቲ ጉጅለ ህግደፍ ላሕሊሑ መንእሰይ ወለዶ ዓዱ ገዲፉ ተመጽዋቲ ዓዲ ሃገር ክኸውን ተገዲዱ፡ ፤እዛ ኣብ ዓራርብ ብሽም ሓፋሽ ተጋዳላይ እንዳ ሸቀጠት ዝገበለት ቁንጫል ጉጅለ ዓዲ ኣትያ ነቲ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ቅያ ዝፈጸመ ተጋዳላይን ህዝብን ጠሊማ በረኻዊ ምሕደርኣ ብሓይሊ ጎነጽ ኣደልዲላ እቲ ንዓመታት ዝተቓለሰ ናይ ትማሊ መንእሰይ ዳግማይ ግዳይ ስደትን ጥፍኣትን ክትገብሮ ጌጋ ናይ ታሪኽ ምርጫ ወሲዳ ጥራሕ ዘይኮነት ሃገርን ህዝብን ዳግማይ ኣብ ዘይተደልየ ኩናት ጠቢሳ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ናይ መጻኢ ወለዶ ተቐበልቲ ሕድሪ ሕጻውንቲ ቆልዑት ኣብ ሓዊ ከም ዝቑለዉ ጌራ’ያ፡ ፤ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ኣብ ግሉጽነት ዘይኣምን ንበይናይ ጥራሕ ዝብል ባህርይ ዘለዎ ስሱዕን ዓንዳርን ጉጅለ ስለ ዝኾነ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ንሓፋሽ ተጋዳላይን ጀጋኑ ስንኩላንን ስድራ ቤት ስዉኣትን ክጠልም ጊዜ […]

ውርደትካን ሕስረትካን…!

ውርደትካን ሕስረትካን…! ን23 ዓመታት ብዘይምስልካይን ምሕፋርን፡ ባዶ መብጽዓ እናሃበን ጻሕሉ እናቀርዓነ ከሎ፡ ጻሕሊ እንዳማቱ እናኣኾሰን፡ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ ንኺምድር ልዑል ድፍረት፡ ክፍኣትን ተንኰልን ዚውንን፡ በላዕ ዓይኒ ጤል ዚኾነ፡ ካብ ባህልን ስነ ምግባርን ኤርትራዊ ቊሩብ ዘይተዓደለ ደማሒ (መላኺ) ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ እንተ ብዕብዳን እንተ ብስኽራን፡ ብዝፈጸምካዮ ጉድለትን […]

ደምዳሚ መግለጺ መድረኽ ምምኽኻር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

እቶም ኣብ ነሓሰ 2013 ኣብ ኣዲስ ኣባባ ኣኼባ ዘካየዱ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ  ካብ 31 ጥሪ ክሳብ 04 ለካቲት 2014 ኣብ ዘሎ ግዝያት እንደገና ካልኣይ ኣኼባ ኣካይዶም። እዞም ኩሎም ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ዝተሳተፉ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ቀዳማይ ኣኼባኦም ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ህዝቢ ኤርትራን ፖለቲካዊ ሓይልታቱን ኣብ […]

Post Feature Image
መአረምታ

ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሓሙስ 6 ለካቲት ንሓገዝ ስድራቤት ወዲ ዓሊ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰና፣ ኣብቲ ጽሑፍ ዝርዝር ( ሊስታ ኣበርከቲ) ብቕኑዕ ሰፊሩ ክንሱ ኣብ ኣናብባ ዝርዝር ወፈያታት ዝነበረ ገለ ጌጋታት በዚ ዝስዕብ መአረምታ ክግበረሉ ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር። ኣብቲ ሊስታ ኣበርከቲ ቁጽሪ […]

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን                                                   ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው ኣብ መጀመርያ ተስዓን ሰለሰተን፡ ክሳብ መወዳእታ ተስዓን ኣርባዕተን ከም መሰጋገሪ ዝሰርሐ ምቅይያር ናይ ምጣኔ ቐረጽ ተገይሩ ነይሩ። እቲ ምጣኔ ቀረጽ ንነጋዶ ዘተባብዕ ስለ ዝነበረ፡ ኣብቲ ውሱን […]

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ሰለስተ፥

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ሰለስተ፥ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ከምቲ ልሙድ ሕውነታዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም? ብምባል ዳሃይኩም ክሓትት ፍቐዱለይ? ሊላይ ከም ትብሉኒውን ተስፋይ ልዑል’ዩ። እወ። ሊላይ። ክቡራትን ፍቑራትን፡ ሊላይ ሓደ ቃል ክነሱ፡ ክልተ ትርጉም ግን ኣሎዎ። እቲ ቀዳማይ፥ ጽቡቕ፡ ምልኩዕ፡ ምሩጽ ክኸውን ከሎ፤ እቲ […]

ዕዉት ሰሚናር ኣብ ስዊዝ ብዶር.ተወልደ ተስፋማርያም

ዕዉት ሰሚናር ኣብ ስዊዝ ብዶር.ተወልደ ተስፋማርያም ቀዳም ዕለት 2 የካቲት 2014 ኣብ ከተማ ሉዘርን ስውዘርላንድ ኣቲ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ክዕንቀፍ ዝጸንሐ ንኣታት 2 ኣዋርሕ ብሃንቀውታ ደለይቲ ፍትሒ ክጽበይዎ ዝጸንሑ ሓድነታዊ ሰሚናር ኣስታት 400 ደላይ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብ ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም ወዲ ቫካሮ ብዘደንቕ ኣጋባብ ተኻይዱ። ሰዓት 01:00ድሕሪ ቀትሪ ኣደ ወንበር ግዝያዊት ሽማግለ ስዊዘርላንድ ናይ መኽፈቲ መደረ […]

ዳሕራዮም እምበር ገደደ።

ከም ዝዝክር ድሕሪ’ቲ ኣሰቃቒ ህልቂት ዕሸላት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ላምፔዱሳ ህዝብና ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝሓየለ ሕራነ ቁጥዐኡ ሰማይ ዓሪጉ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ኣበሳ ክኣ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምስትብሃልን ካብ ስሩ ንምምሓዉን ብዙሓት ተበግሶታት ክቀላቐሉ ተራእዮም ኣለዉ፣ እቲ ምንታይ ህልቂት ላምፔዱሳ ኣብ ታሪኽ ብዓይነቱ ዝፈለዮ ነገር […]

News Report on London-Forto Seminar

On a rainy London day and in the presence of good number of Eritrean-Londoners a public seminar was held in London – UK on 26 January 2014 to commemorate the first anniversary of the patriotic operation that took place in Forto-Asmara on 21 January 2013, […]

ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!!

ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!! ብመጀመርያ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሕን ደገፍተይን ይቕረታ ይሓትት፡ ፤ ኣቦታትና ክምስሉ “እትደልዮ ተዛሪብካ ዘይትደልዮ ከይትሰምዕ ተጥንቀቕ ” ይብሉ፡ ፤ ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ብተለኣኣኽነት ህግደፍን ኣሳሰይቶምን ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ሓሶትን ጸለመን ከካይድ ጸኒሕ’ዩን ኣሎን፡ ፤ኣቶ ኣለም ጎይትኦም […]

ጻውዒት ህዝባዊ ኣኼባ ምስ ዶር. ተወልደ (ወዲ ቫካሮ) ኣብ ከተማ ኮለን (Köln)

ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ንቀዳም ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ኣኼባ ክግበር ተዳሊዩ ኣሎ። ነዚ ህዝባዊ ኣኼባ‘ዚ ክነዳሉን ህዝቢ ክንዕድምን ዘበገሰና ምኽንያት፡ ብኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ዝምራሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተዳሊዩ […]

ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኣ

                               ቀዳማይ ክፋል                         ካብ  ፈጣሪኣስ  ፋሕጣሪኣ ብዜካ እቶም ኣዒንቶም ዝዓወሩ ሕሉፋት ደገፍትን ምስ መላኺ መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ኢድ ዝመለሱ፡ ምስኡ ሞትና ምስኡ ጥፍኣትና ዝበሉ ገበነኛታት ገዲፍካ፡ ኣብዝሓ ህዝቢ ኤርትራ ቅልጡፍ […]

Post Feature Image
መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ኢና ደሊና !!!(ኣዋጅ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ)

መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ኢና ደሊና !!!(ኣዋጅ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ) መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ትንሳኤ ንህዝቢ ኤርትራ ብዘስምዕ ቋንቋ ከም መርሃዊ ጸበባ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ናብ ህዝቢ ቀሪባ’ላ፡ ፤ ጽገናውያን ድሕሪ ናይ6 ኣዋርሕ ናይ ሓሶትን ጸለመን ወፍሮም ብሳላ ብድሆ ደለይቲ ፍትሒ ናብ ኣደባባይ ወጽዮም ክቃልዑ ተገዲዶም ኣለዉ፡ ፤ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ኣብ መግለጺኦም “መሰጋገሪ ድልድል”ጥራሕ ክኾኑ’ኳ እንተ ገለጹ መን ምስ መን ዘራኽብ ድልድል ምዃኑ ግን ንጹር ኣይገበርዎን፡ ፤ እስከ ካብ ኣፎም ንስምዓዮ፡ ፡ “We are responding to Eritrean cries for change,” said Andebrhan. “We are a bridge between the diaspora, who are important, and our colleagues inside Eritrea. But the Forum is led from inside Eritrea.” ይብል ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ፕረሲደንት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር፡ ፡ ተዋስኦ ድዩ ወይስ ቁምነገር ዘይነጸረ መግለጺ መድረኽ ህዝቢ መታን ከየደናግር ክንሓተሉ ህዝባዊ ሓላፍነት ኣለና፡ ፡ እዚ ተባሂሉ ዘሎ ድልድል ኣብ ሞንጎ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ሕብረተሰባት ኤርትራን ኣብ ውሽጢ ዝነጥፉ ዘለዉ ደለይቲ ፍትሒ ይብሉና ኣለዉ፡ ፡ መን’ዮም እቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተቛወምቲ?ኣቶ ዓንደብርሃን “ብጾትና” ክብል ከሎ ኣብ ስልጣን ዘለዉ ናይ ገድሊ ብጾቱ ማለት ድዩ ወይስ ብመንእሰይ ወለዶ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ማለቱ’ዩ? እዚ ንሱ ባዕሉ ዝምልሶ’ኳ እንተኾነ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ኣብ ልዕለኻ ዘሎ ናይ ሓደጋ ደበና ክተስተብህለሉ ምስትውዓል የድልየካ’ሎ፡ ፡ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ኣብ መግለጺኦም ኣብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጥራሕ ዘተኮረ’ዩ ኔሩ ክብሃል ይክኣል፡ ፤ እቲ ን23 ዓመታት ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ዝሰተየ ጉጅለ ህግደፍ ከም ገበነኛ ዝገልጽ ወላ ሓንቲ ኣብ መግለጺኦም የለን፡ ፤ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ’ውን ደፊሮም ገበነኛ’ዩ ክብልዎ ኣይተሰምዑን፡ ፤ብገበን ዝሕተት ኣካል ኣብ መግለጺኦም የለን፡ ፤ ኣቶ ዓንደብርሃን ብዛዕባ ጎይትኡ ኢሳያስ ከምዚ ይብል፡ ፤”So what role might President Isaias […]

ድሕሪ ባሕሪ – ሕቶታትን መልሶምን

ሃብቶም ጸጋይን ማሕሙድ ሳልሕን “ሃለው ባሕሪ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ተ/ ሃብቶም ጸጋይ ኣብተን ምስ ስዉእ ኢሰያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ) ዝጸንሓለን ሕደት ኣዋርሕ ዘይሕከኽ ኣሰር ዝገደፈሉ ጦብላሕታታት ከዘንቱ ፈቲኑ። ዕላማና ውሱን ነይሩ። ዝኽሪ ጥራይ። ታሪኽ ሂወቱ ክንጽሕፍ ወይ ክንምርምርን ክንመራመርን ኣይኮናን ዝተበገስና። ምኽንያት ይኹን ሞይኡ የብልናን። […]

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ገዲም ስዉእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ክሕሳይ ማሉ

ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ትበርህ ኣብርሀን ኣቦኡ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ብዕለት 13/12/1947 ኣብ ደቂ ጽንዓ ተወልደ። ክሳብ ሻሙናይ ክፍሊ ኣብ ድባርዋ ተማሂሩ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ጥልያን(ቦተጎ) ተማሂሩ መሃንድስ(ጆመትራ) ኮይኑ ተመረቐ። ስውእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ብዝነበሮ ብርቱዕ […]

Eritrea Under Fire for Righs Abuses at U.N. Review

(AFP) Geneva — Enforced disappearances, arbitrary detention and torture were just a few of the violations Eritrea was accused of during a UN review of its human rights record Monday. Diplomats gathered at the U.N. Human Rights Council in Geneva condemned the isolated and autocratic […]