Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Fetsum: Open letter to Prime Minister Hailemariam Desalegne

Fetsum: Open letter to Prime Minister Hailemariam Desalegne Dear Prime Minister; This is in response to your recent opinion on the Ethio-Eritrean situation posted at Assenna on July 7, 2015(ህግደፍ ንጎረባብቲ ሃገራት ምሕማስ ብምቕጻሉ: ስጉምቲ ምውሳድ ክንግደድ ኢና ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ገሊጹ) where you indirectly […]

ህጹጽ ጻዋዒት ንዓበይቲ ዜጋታት ንመንእሰያት ንምእላይን ምሕጋዝን

ኣብ’ዛ ካብ ተኸታታሊ ባዕዳዊ ዕብለላ ድሕሪ ነዊሕ ናጻ ዝወጽአት ሃገር: ንሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ጋኖት ዝኾኑ ኣብ 1993 ስልጣን ዓቲሮም::ንሳቶም ድሮ ግንቦት 24 1993 ንዝጀመረ ምህናጽ ሃገርን ተስፋ ብስርዓተ ማኪያቨሊ ኣዕነውዎ:: ኤርትራ ብርኡይ ክትመውት ትደሚ’ላ:: ድሮ እውን ቆሲላ’ያ:: ብስንኪ ብርሰትን ጊላነትን ቀጻልነታን ህላዌኣን ዝተሓረመት ሃገር :ብዛዕባ’ቶም  ብዘይሕጋዊ […]

ባህልን ምዕባለን

ኣማኑኤል ሳህለ ደቂሰብ ተኣኻኺቦም እንዳታት ምስ ኣቖሙ፡ ነቲ ከም ባህሊ ኮይኑ ኪቕጽል ዝነበሮ ማሕበራዊ ልምድን ወግዕን ከማዕብሉ ጀሚሮም፡ ከምዚ ብምግባር ድማ ኣብ ውሱን ክልል ሓባራዊ ባህርይ ከጥርዩ ክኢሎም። ብሓደ ዝነብሩ እኩባት ሰባት ወይ ማሕበረሰብ ዚኽተሉዎ ክብርታት ወይ ወግዕታት ኣለዎም። ሰብ ኪሞቶም ከሎ እንታይ ይገብሩ? ከመይ […]

ንቕሓትና ነዕብይ

ንቕሓትና ነዕብይ ቀዳማይ ክፋል፡ – ንነፍስና ንፈትሽ ካብ ደብረ (09/07/2015) ንነፍስና ኣበየናይ መደብ ኢና ንሰርዓ። ደጋፋይ መንግስቲ ወይስ ተቃዋማይ ወይስ ላንጋ ላንጋ። ነፍስና ንፈትሽ። ብዛዕባ ዕላማታት መንግስቲ ምዝራቡ ንጊዚኡ ገድፍና፡ ብዛዕባ ዕላማታት ተቃዋማይ ቁሩብ ክዛረብ። ተቃዋማይ ክህልዎ ዘለዎ ዕላማታት ንጹር ‘ዩ። እቲ ብቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ […]

ደሃይ ካብ ኤርትራ፣ ነጋዶ ኤርትራ ኣብ ወጥሪ

እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ […]

ጠንቅን ሳዕቤንን (cause and effect)

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ፍጥረት፡ ኩሉ ነገራት እተተሓሓዘ፡ እተኣሳሰረ ወይ እተዛመደ እዩ። ንበይኑ ጠልጠል ኢሉ ዚነብር የሎን። ከምዚ ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ፍጥረት እቲ ሓደ ነቲ ዘድልዮ ነገራት ካብቲ ሓደ እናተጸበየ (interdependence) ወይውን እናተጸላለወ (interaction) እዩ ዚነብር። ምስ ዝኾነ ይኹን ከይተኣሳሰረ ወይ ከይተዛመደ ንበይኑ ህላዌ ዘለዎ ሓይሊ […]

ኣብ ደቡብ ሱዳን 3 ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ክቕተሉ ከለዉ፣ ሓደ ካልእ ነጋዳይ ብኻራ ተቐቲሉ።

ኣብ ደቡብ ሱዳን መሪዲ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ደቡብ ሱዳን ብሰኑይ 6 ሓምለ፣ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ  ብግፍዓዊ መንገዲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም ኣብ Eastern Equatorial State ግዳይ ናይቲ መጥቃዕቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ኣቦን ወዱን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እዮም። እቲ ዜና ናብ […]

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።        07.07.15፡ ወለድናስ “ንእሽቶ ውራይ’ሞ ግበር ሰብካ (ፈተውትኻን ጸላእትኻን) ክትፈልጥ” ክብሉ እንከለዉ ብተግባር ዘረጋገጽዎ ፈተና ከምዝነበሮም እንሆ ንዓና’ውን በጺሕና።ከምዚ ዘበለኒ ምኽንያት ነቲ ድሕሪ’ዚ ሓድሽን ኣብ ብዓለሙ ዝተወደበን ናይ 26 ሰነ 2015 ዝተገብረ ሓያል ሰልፊ ዝፈጠሮ ጥርዚነት ክጠቅስ’ምበር እዚ ዝቐነየ ናይ ‘ይኣክል’ ናዕብና […]

ህግደፍ ንጎረባብቲ ሃገራት ምሕማስ ብምቕጻሉ: ስጉምቲ ምውሳድ ክንግደድ ኢና ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ገሊጹ::

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንቤት ምኽሪ ሃገሩ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ: ህግደፍ ንጎረባብቲ ሃገራት ምሕማስ ምቕጻሉ ገሊጹ:: ንሱ:መንግስቲ ኢትዮጵያ: ምስ ኬንያ: ጂቡቲን ሱዳንን ዘለዎም ብደረጃ ኢጋድን ብክልተኣዊ ርክባትን ዝነኣድ ውጽኢት ከምዘመዝገቡ ጠቒሱ:  ብኣንጻር ናይቲ ኢትዮጵያ እትገብሮ ናይ ሰላም ጻዕሪ: ህግደፍ ነቲ ከባቢ ናይ ምህዋኽ ተግባራቱ […]

Fetsum: What is to be done now?

Fetsum: What is to be done now? Source of Information: Somalia’s Transitional Government by Stephanie Hanson, and Eben Kaplan Updated: May 12, 2008 When I released the ANSWER as a solution for the Eritrea’s journey to democracy based on Liberia’s experience I felt like few […]

መን’ዩ ፈታዊ ኤርትራ?

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ብኣጋጣሚ’ቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝቀረበ ክሲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ብሰላማዊ ሰልፍን መራኸቢ ብዙሓንን ኣቢሎም ነቲ በቲ ውድብ  ዝቀረበ ጸብጻብ ደገፎም ገሊጾም። ብኣንጻሩ ስርዓት ህግደፍ በቲ ንሱ ዝውንኖ ጋዜጣ፡ ራድዮን […]

ኣቡነ ሲኖዳ፡ ብሰንኪ ዝዘርእዎ እከይ ተግባራት ዉርደት ከምዝሓፍሱ ኮይኖም

ኣቡነ ሲኖዳ፡ ብሰንኪ ዝዘርእዎ እከይ ተግባራት ዉርደት ከምዝሓፍሱ ኮይኖም እቲ ቀንዲ ምኽንያት ነዛ ጽሕፍቲ ክንጽሕፍ ዝገደደና አቲ ብዕለት ሰነ (June) 28,2016 ኣብ ኣሰና ዶት ኮም “ ጳጳስ ኣሜሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተከርስቲያን ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ሓበሬታ ተሓዊስዎ ስለዘሎ መልሲ ንምሃብን ከምእውን […]

እቶም ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ በቲ ISIS ተባሂሉ ዝፍለጥ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ኣብ ሊብያ ዝተቐተሉ ኣመንቲ ክርስትና፣ ቁጽሮም 56 ከምዝኾነን ዝበዝሑ ኸኣ ኤርትራውያን ምንባሮምን ነቲ ናይ ማሕረድን ምርሻንን ፍጻሜ ብዓይኑ ዝረኣየ ኤርትራዊ ደጊሙ ኣረጋጊጹ።

እቶም ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ በቲ ISIS ወይ ከኣ ዳዒሽ ተባሂሉ ዝፍለጥ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ኣብ ሊብያ ብጠያይቲ ዝተረሸኑን ብኻራሩ ዝተሓርዱን ኣመንቲ ክርስትና፣ ቁጽሮም 56 ከምዝኾነን ዝበዝሑ ኸኣ ኤርትራውያን ምንባሮምን፣ ኣብቲ ናይ ምርሻን ህሞት ኣማኒ ምስልምና ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ ካብ መቕተልቲ ዝደሓነ  ነቲ ናይ […]

ክልተ ውዕሎታት ጀነቫ።

ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ነዛ ሓጻር ዓንቀጽ በጃኻትኩም ኣንቢብኩም ናብ ዘይኣንበባ ኣሳግርዋ፡፡ ኣይትንዓቕዋ ዝእረም ወይ ዝንቀፍ እንተለዋ ወስኹላ ኣርምዋ፡፡ ሓላፍነት ናይዛ ጽሕፍቲ ተሓታቲ ባዕለይ ኢየ። ብዛዕባቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ኣብ  ዕለት 26 ኣብ ከተማ ጀነቫ ዝተኻየደ ድሙቕ ሰለማዊ ሰልፊ ብባህር ጋዜጠይና ኣማኑኤል ኢያሱን ብሰፊሑ ብስእልን ቪድዮን ተተንቲኑ። […]

ሓድነት ትካላት መርበብ ሓበሬታ ደምበ ተቃውሞ! ሕጂ!!!

ሓድነት ትካላት መርበብ ሓበሬታ ደምበ ተቃውሞ! ሕጂ!!! ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ሓድነት ኣብ ሓደ መስርሕን ክውን ነገርን ዘለዎ ጥቕሚ ብምግላጽ ‘ዬ ዝጅምር። እስኪ ሓድነት ኣብ ስድራቤት ዘለዎ ጥቅሚ ንርአ። ስድራቤት ምስሊ ናይ መንግስቲ እዩ። ኣላይ ስድራ ኣቦ ኣደ ዓቢ ሓዊ ወዘተ እንዳበለ ዝወርድ ሰንሰለታዊ መስርሕ ‘ዩ። […]

ዓቕሊዶ ጸበበ ላዕልን ታሕትንዶ ኮነ

ኣንታ እንታይ ተረኽበ ኣዬ ዓቕሊዶ ጸበበ ላዕልን ታሕትንዶ ኮነ መሸንቆቓ ዶ ጸቢባ ዘድምዕ ጊዜ ምስባኸነ ህዝቢ ምስ ምስተበታተነ ለባማት ደቂ ሃገርና ድጋጊሞም ሚዒዶም ዝሰምዕ ምስተሳእነ እዋይ ሕማቕ ዕድል ኣየ ህዝብና እዚዶ ትፍደ ከም ብደው ዝዓወነ ብገርማዕ ወዲ ገርማዕ ምስተማሓደረት ሃገር ክህሎቶም ዝበነነ ዓለም ካባና ትማሃር […]

ብሽም ተቃዋማይ ምሽቃጥ ዓገብ ; መስከረም ዶት ነት

ንመስከረም ዶት ነት ዓገብ ክብል እደሊ። ከም ሽም እቲ ዝዓበየ ተቃዋማይ መርበብ ሓበሬታ ስያመ ተዋሂብዎ ‘ሎ። ተቃዋማይ ዝብል ሽም። ብግብሪ ግን ኣይከምሽሙን። ተቃዋማይ እንተኾንካ እኮ ክህልወካ ዘለዎ ዕላማታት ንጹርን ፍሉጥን እዩ። ብሽም ተቃዋማይ ግን ከኣ ደጋፋይ ኮንካ ምቅራብ ኣይግድን። ንዝበልሐ መጉደሚ ኮንካ ከምቅራብ እዩ። ኣብ […]

ርስቃ ኮይኑዎ’ዩ! ቃል መስከረም ነት፥

  “እቲ ምርጫ ንጹር እዩ።  ወይ ምስ ሕቡራት ሃገራት ወይ ምስ ሃገርካ ምውጋን።” “ሎሚኸ፡ ንካልኣይ ግዜ መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራት መንግስታትክውሰን?” “እንተ ብፍላጥ፡ እንተ ብዘይፍላጥ: መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራትመንግስታት ንኽውሰን ዘተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀነቭ።” “ሬድዮ ወያኔ ሬድዮ ወጋሕታ ዘቕረቦ ጸበጻብ ሰላማዊ ሰልፍታት…፤ ወይሰልፊ ትወጽእ ወይ ናብ ሳልሳይ ሃገር ኣይትወጽእን… “ እዚ ኣብ ላዕሊ ተጻሒፉ ዘሎ “እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና” ዝዓይነቱ ቃላት፡ ቃል እቲ ርስቃ (ካብ ኣቦ እተወርሰ) ኣቦኡ ጀነራል ጎይትኦም ወሪሱ፡ ንኤርትራውያን ንሓድሕዶም ንምጥፋእ፡ ኣበርቲዑ ዚሰርሕ ዘሎ፡ ቈርበት በጊዕ ዝተኸድነ ተዂላ፡ ዕሱብ ናይ ዕሱባት ዝኾነ፡ ወናኒ ናይ ብሕቱን […]

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምስልሳል ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኾንና ደለይቲ ፍትሒ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡

ብቀዳምነት ሰላምታና ነቐርብ። ቀጺልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቤአን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምዝዛምን ንምስልሳልን ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኮንና ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ፡ ጉዳይና ስለዝኮነ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡ ነዚ መደብ’ዚከኣ ንዘይ ሰማዑ ጉድሳት ሰባት ንምሕባር ኣብ ጎስጎስ ነብሲ ወከፍ ክትተሓባበሩና  ኣሰናዳዊት […]

ካብ ISIS ዘምለጡ ክልተ ኤርትራውያን፣ ዓሰርተታት ኤርትራውያን ስደተኛታት በቶም ኣይሰስ ተባሂሎም ዝፍለጡ ጥሩፋት እስላማውያን ኣብ ሊብያ ተታሒዞም ከምዘለዉ ብምጥቃስ፣ ኤርትራውያን ኣብ ኢድ እዞም ጨካናት ጉጅለ ከይወድቁ ብጽኑዕ ኣተሓሳሲቦም።

ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሱዳን ናብ ሊብያ ኣብ ዝኣተዉሉ እዋን በቶም ISIS ተባሂሎም ዝፍለጡ ጥሩፋት እስላማውያን ድሕሪ ምትሓዞም ዘምለጡ ክልተ ኤርትራውያን፣ ምስኣቶም ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዓሰርተታት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያትን ኣብ ትሕቲኦም ተታሒዞም ከምዘለዉ ብምርግጋጽ፣ ኤርትራውያን ኣብ ኢድ እዞም ጨካናት ጉጅለ ከይወድቁ ብጽኑዕ ኣተሓሳሲቦም። እቲ […]

ሁማን ራይትስ ዎች ሎሚ ናብ ምክትታል ዶባትን ኢሚግሬሽንን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ከውጽእ ኣተሓሳሲቡ።

ሁማን ራይትስ ዎች ሎሚ 2 ሓምለ ናብ ምክትታል ዶባትን ኢሚግሬሽንን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ፣ ነቲ ኣብ ሰንኮፍ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵኵሱ ቀይሩዎ ዝጸንሐ መምርሒ ዑቕባ ዝሓቱ ኤርትራውያን ስደትኛታት ሰሪዙ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ሃገሮም ዓመጽን ስቓይን ዝወርዶም ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘንጸባርቕ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ ዝተምርኮሰ ሓድሽ […]

UK: Flawed Policy on Eritrean Refugee Claims

Government’s New Position Based on Unreliable Evidence London, July 2, 2015) – The United Kingdom’s Home Office should issue new guidance to staff screening Eritrean refugee claims that reflects the continued real risk of persecution and other abuses there, Human Rights Watch said today in […]