Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ቀሚሽ ኣደይ ሓንኵሉኒ ክሳብ መዓስ?

እቲ ዝገርም፡ በቲ ሓደ ባይቶ ጸጥታ ዝብሃል የልቦን፡ “ኣመሪካ ባዕላ ውሳኔ ኣሕሊፋ፡ ግዝያዊ ናይ ጸጥታ ዞባ ኣፍሪሳ፡ ንልኡኽ ዓቃብ ሰላም ትርጉም ኣልቦ ገይራቶ” እናተባህለ፡ “ተሓታቲት ኣመሪካ እያ” ኢልካ ምፍካር እዩ። ነታ ባይቶ ጸጥታ መሊኻ ድላያ ዝገበረት ኣመሪካ ደኣ ኸ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣበየናይ ወንበር ተሰቒሉ እዩ […]

Post Feature Image
ኪዳን ምስ መን?

ኪዳን ምስ መን? – ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።

Post Feature Image
ኪዳን ምስ መን ? (1ይ ክፋል)

ኪዳን ምስ መን? – ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ብ ኣማኑኤል ኢያሱ ብ2001 ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።

Post Feature Image
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ብዘይተግባራውነትን ምትሕልላኻትን ውሳኔ ምምላካት ዶብ ተሓተቲ ሰበስልጣን ኣመሪካ ምዃኖም ገሊጹ።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ስታድዩም ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ብዘይተግባራውነትን ምትሕልላኻትን ውሳኔ ምምላካት ዶብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ተሓተቲ ሰበስልጣን ኣመሪካ ምዃኖም ገሊጹ።  

Post Feature Image
ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ! ናጽነት ንስኻ ኢኻ ‘ሞ ብነብስኻ ተሓበን !

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ። ናጽነት ንስኻ ኢኻ ‘ሞ ብነብስኻ ተሓበን ! ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልካ ! ..ዝተቐየረ እንተተቐየረ፡ ርክብካ ምስዞም ጀጋኑ ቀዋሚ እዩ። እምነትካ ኣብኣቶም ጽኑዕ እዩ። ነባሪ ድማ ክኸውን ኣለዎ። ሰብ ጽቡቕ መብጽዓ ስለዝኾኑ ክብሮም ዓቅቦ። መሰረት ክብረትካ እዮም፡ ክዳን ክብረትካ ግን ንስኻ ኢኻ። ንስኻ ተድምቖ፡ […]

Post Feature Image
ዮሃና፡ ንኣሰና

መርበብ ኢንተርኔት ኣሰና ድማ፡ እዚ ጽምኢ ቅኑዕ ሓበሬታ ቀራዕ ዘብሎ ዘሎ ህዝብና ዝረውየላ፡ ዕለት ዕለት ሓሓድሹ እትፍልፍል ተወሳኺት ዒላ ኮትኮነሉ፣ ነዚ ጥሜት ድሃይ ኣሕዋቱ ሃለፍ ዘብሎ ዘሎ ክፋል ድማ፡ መኣዲ ሓበሬታ ክትኮነሉ እንዳተመነና፣ ኩሉ ብጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዝሓምም ዜጋ፡ በቲ ዝኽእሎ ዘበለ ክተሓገገዛ፣ ልቦና ዝሓዘለ፡ […]

Post Feature Image
ካብ ሞት ዝደሓኑ 57 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ይሰግኡ።

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ከይኮኑ ድሕነቶም ኣስጊኡ ዝቐነየ 57 ኤርትራውያን  ብሊብያውያን ካብ ሓደጋ ምጥሓል ድሕሪ ምድሓኖም ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ሊብያ ተታሒዞም ከም ዝርከቡ፡ እንተኾነ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ናይ ምምላስ ካልእ ሓደጋ የጸላልዎም ከምዘሎ ካብ መርበብ  ሓበሬታ መሰልና ደሊና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመልክት።

Post Feature Image
ፕረዝደንት ኢሳይያስ፡ ተንቀሳቓሲ አምባሳደር ተቓወምቲ ቀንዲ አፍሪቃ

ነጻነት ራህዋ እዩ። ነጻነት ተኸቢርካ አብ ሃገርካ ምንባር እዩ። ነጻነት መሰልካ ዝኽበረላ ሃገር ምውናን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ከምቲ ዝተመነዮን ዝሓሰቦን እቲ ንዓመታት ብሃረርታ ዝተጸበዮ ነጻነት ከምቲ ሃረርትኡ አይረኸቦን።

Post Feature Image
ኳዅቶ ዘሪእካ ሸዊት ኣይብላዕን!!

‘ኣይፋልካን፡ ክንደይ ሳዕ ከተታልለና ዝብሎ ክሳብ ዘይተረኽበ፡ ካብ ጓይላን ጭርሖን ኣይኮብኵርን እዩ። ሎሚ ዘበን ከኣ፡ “ ወፍሪ ሎሚ፡ ራህዋ መጻኢ” ዝብል ጭርሖ ምሂዙ ኣሎ። ሰናይ ትምኒት ኣፋፍኖት ግብሪ እንተልዩዎ ጽቡቕ እዩ። እንተኾነ፡ መጽሓፈ-ተግባር ህግደፍ ድሮ ፍልሖ በሊዑዋ፡ ሕጂ እታ ህይወት ዘይብላ ናይ ጭርሖ መጽሓፍ ጥራይ […]

Post Feature Image
ሃገራዊ በዓል ነጻነት አብ ትሕቲ ጠበንጃ

እዚ በዓል ናጽነት ህዝቢ ኤርትራን መራሕቲ ህግደፍን ብሓባር ክውዕልዎ ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ። ብዓል ነጻነት ሃገርና ነጻ ዝኸነትሉ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋእ ድኣ እምበር ንህግደፍሲ ውራዩ አይኮነን። ህዝቢ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከቢድ ጸገም ተሸሚሙ አብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን ኢና ነዚ መበል 16 ዓመት […]

Post Feature Image
ኣውደ ኣመት

ኣውደ ኣመት እንድዩ፡እንኮ በዓል ዓመት።ዘይትድርጉሑሉ ዘይትብልዎ ዓይንኻ፡ ዓይንኻ።በደል’ዩ ኣይትዝረፍ ገዛኻ። (እንድርያስ ገብረኢየሱስ)

Post Feature Image
“ኹሉ ሓላፋይ’ዩ ኢለ ገሚተ”

መሰረታዊ ናይ ምባር መሰል ተሓሪምና፡ ብውሕሰነት ሃገር ጉልባብ ኣመክኒካ “ኣብ ዘይውዳእ ባርነት ወፊሪ ዋርሳይ ይከኣሎ” እንዳተረግጸ፡ መንእሰይ ኣደዳ ማእሰርቲ፡ ስደት ተቓሊዑ እንዳረኤና።  ነዚ ሕማቅ ናይ ድሕሪ ናጽነት መሬት ዝቓንየሉ ተሳኢኑ። ገዳይም እንተስ ዝሓለፈ ኣበርክቶና ይኣኽለና፡ ወይስ ቐደም ዘጓሳጎስናዮ መንእሰይ መስዋእቲ ፍረ ኣልባ ኾይኑ እዩ እሞ። […]

Post Feature Image
ዋርሳይ…

ትዝክሮ ዶ? እቲ ሁሞት ምምጻእ እታ ስማዊ ናጽነት ኣብ ኣፋፈት ገዛኻ ክትጽበ ኣያኻ ክትርእዮ ነቲ ጅግና ቢሂግካ   (ሞጎስ ያቆብ)

Post Feature Image
ጻሕሊ እንተቐያየርካ ጸብሒ ኣይምቅርን

ካብ ኣካይዳኦም ከምዝርአ ካብ ቃላቶምን ከምዝስማዕ፡ እዞም ሰባት፡ ሓጥያት ጽድቂ ኮይኑ ዝስሞዕም ዘሎ እዮም ዝመስሉ። ህዝቢ ግን ንሳቶም ብዝተሰመዕም ኣብ ገነት ከእትዎም ፍቓደኛ ኣይኮነን። ንኤርትራ፡ ሳዕስዒት እምበር ሕቶ ዘይፍቀደላ ሃገር ክገብሩዋ ‘ኳ እንተፈተኑ፡ ህዝቢ ብእግሩ እምበር ብልቡ ይስዕስዕ ከምዝየሎ ክዝንግዑዎ ኣይግባእን። ልቡ ሕቶ ብሕቶ እዩ […]

Post Feature Image
ኣብነት ብሞያ ኣብነት ብገድሊ: ተጋ/ኣቶ ሃይለ መንቆርዮስ

“ ሃይለ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እዩ ነይሩ። ሕጂ ግን ኣብ ትውልዲ ሃገሩ ዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰልን ክነግስ ስለዝሓተተ ብጥልመት ተኸሲሱ ኣሎ። ንሱ ግን ሓደ ካብቶም ዝለበሙን ምጉሳትን መራሕቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እዩ። ተባዕ ጅግና እዩ። ንደቀይ ኣብነት (role model) እዩ። ንደቀይ ካብ ዕርክነቱ […]

Post Feature Image
Letter of protest to EU commissioner

Dear concerned Eritreans and friends of Eritrea, please send this letter of protest directly to Mr Louis Michel, EU commissioner for Human Rights and Development Aid with this email louis.michel@ec.europa.eu      Tedros Redie & Feshaie Gerezgiher          

Post Feature Image
Letter of protest to EU commissioner

Dear concerned Eritreans and friends of Eritrea, please send this letter of protest directly to Mr Louis Michel, EU commissioner for Human Rights and Development Aid with this email louis.michel@ec.europa.eu      Tedros Redie & Feshaie Gerezgiher