Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ሓላፊ ናይቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓብሒቡ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝነበረ ኣስገዶም ሞላ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ቶኽሲ ግጭት ድሕሪ ምግባር ምስ ሰራዊቱ ናብ ሱዳን ከምዘምለጠ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።

ሓላፊ ናይቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓብሒቡ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተቓዋሚ ውድብ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ዝነበረ ኣስገዶም ሞላ፡  ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናይ ቶኽሲ ግጭት ድሕሪ ምግባር ምስ ሰራዊቱ ናብ ሱዳን ከምዘምለጠ ሱዳን ትሪቡን ካብ ካርቱም ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣገንዚቡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ […]

ቁስሉ ካብ ፈለጥና ፈውሱ ንድለ።

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ኣብ ስደትን ዘሎኻ ህዝቢ ኤርትራ ሆይ!!! ካብ ጽባሕ ነጻነት ማለት ካብ 1991 ዝጀመረ ሃገርካ ብውህሉል ቁስሊ፡ኣካላታ ተበኪሉ በቲ ረኽሲ ቁስሊ መሽሚሹ ኣብ ሓውሲ ምቁርራጽ በጺሑ ከም በዓል ሊብያ፡ዒራቕ ፣ሶማልያ ሶርያ ናብቲ ውልቀመላኺ ዝኾዓቶ ጉድጓድ (መቓብር) ክትኣቱ ትቃራረብ ኣላ።እቲ ኣብ ረኽሲ በጺሑ […]

ትንሳኤ ምውታን። 2ይ ክፋል፡

10 መስከረመ 2015፡ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና!!! “ኦይ፡ ኣነስ ብኻ ኣብቲ በረኻ ተሪፈ። እዛ ኣደይ’ኳ ከመይ ዝበልዎ ብርኪ ሊሎ ወዲ ከምዘጥፍአት ምተሓበነት። ብመስዋእቲ በኹሪ ወዳ እምብዛ ምኾርዐት ብኣይ ብሓደ ከንቱ”። ዝብል ሓሳብ ሰዓረኒ። ጉድ ኢዩ! እንተዝደልዮስ “ስንኩላት ብጽጋብ ተ ፈንጪሖም፡ ክቱር ድማ ሓንቂቖም” ተባሂሉ ከምንጉሰጥ […]

ሚኒስትሪ ዜና መግለጺ ዲዩ መላገጺ

ሚኒስትሪ ዜና መግለጺ ዲዩ መላገጺ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መግለጺ ህግደፍ’ዩ 1.ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዞባና ዝተራእየ ምዕባለታት፡ ንኣሸቀልቲ ወያነ፡ ከቢድ ሻቕሎትን ጭንቀትን ፈጢሩሎም ኣሎ። ንብዙሕ ዓመታት፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጐረባብታን፡ ብፍሉይ ከኣ ምስ ንግስነት ስዑዲያ ኪምዕብል ዝግብኦ ዝነበረ ንቡር ሽርክነት፡ ናብ ምጥርጣርን ምትፍናንን ምእንቲ ከምርሕ፡ ወግሐ-ጸብሐ […]

መልቐስ – ድሓንኩኑ መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ዘመንፈስቅዱስ

መልቐስ ድሓንኩኑ መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ዘመንፈስቅዱስ   ወየ!!!!ወየ!!!ወየ!!!! ወየ!! ወየ!!!ኣነ!!! ወየ!! ኣነ!!!!ወየ!!! ኣነ!!! መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ኣብ ዳምባ እንዳ ስላሴ ዝተወልደ ዓጣን ደብሪ ብንእሱ ዘንጎድጎደ ኣብ ባይቶ ንመናግርቱ ዘስገደ ግዜዶ! ኣርከቦ ንሰማዩ ኸደ እዋን ሓሰም! ኮይኑ ዝገደደ ካብ ደቆም ኣርከበዶ! ዋላ ሓደ ወዲ […]

ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን

ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 23 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፡ ከማኡውን ነቲ ብ 26 ሰነ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዝተኻየድ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትርውያን ደለይቲ ፍትሒ ንምግላጽ ንዶክተር […]

ኣብ መንጎ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ እንግሊዝን፣ ንነብሶም እሙናት ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኢሎም ዝሓስቡዎ ጉጅለን ከቢድ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ምህላው ተፈሊጡ።

ኣብ መንጎ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን፣ ንነብሶም እሙናት ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኢሎም ዝሓስቡዋ ኣቓልቦ ናይቲ ኤምባሲ ዝሰኣኑ ወልቀሰባትን ግዳም ሓደር ዘቖሙዎ ጉጅለን ከቢድ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ምህላው ተፈሊጡ። ጠንቂ ናይቲ ግጭት፣ ብብድሕሪ ቲ ብ26 ሰነ ኣብ ጀነቫ ዝቐረበ ጸብጻብ ኮምሽን ውድብ […]

ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕጽረት ባጤራ ናቕፋ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ካብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕጽረት ባጤራ ናቕፋ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ እዋን ካብ ባንክ ካብ 10 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ከውጽእ ከምዘይፍቀደሉ ዘመሓላለፎ መምርሒ ነቲ ኩነታት መሊሱ ዘብእስ ሳዕቤን ኣኸቲሉ ከምዘሎ ‘ውን ተፈሊጡ። ብመሰረት […]

መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ኣብቲ ዝተነጽገ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵሱ ብዘዳለዎ መምርሒ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ይነፍጎም ከምዘሎ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ።

መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ኣብቲ ኣቀራርብኡ ይኹን ውጽኢቱ ዝንቡዕ ኮይኑ ብምርካብ ዝተነጽገ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵሱ ብዘዳለዎ መምርሒ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ይነፍጎም ከምዘሎ ዘ ጋርድያን ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። ዘ ጋርድያን፣ እቶም ሆም ኦፊስ ዓዲ እንግሊዝ ነቲ መርርሒ ምምማይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ምውዳድ ኣጸቢቑ ንዝተወከሶ […]

መደበር ዜና ቢቢሲ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ሓጺርን ማአከላይን ማዕበል ፈነወ ራድዮ ንምትእትታው ንድፊ ውጥን ከምዘቕረበ ገሊጹ።

መደበር ዜና ቢቢሲ ብቋንቋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ሓጺርን ማአከላይን ማዕበል ፈነወ ራድዮ ንምትእትታው ንድፊ ውጥን ከምዘቕረበ ገሊጹ። እቲ እንተላይ ናብ ራሻን ሰሜን ኮርያን ውን ተመሳሳሊ ውጥን ነዲፉ ዘሎ ብዓለም ደረጃ ህቡብ ተሰማዕነት ዘለዎ ማዕከን ዜና ቢቢሲ፣ “ ኣብ ገለ ኩርናዓት ዓለም ዘይሻራዊ ዜና ኣብ ምዝርጋሕ […]

ኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ

ኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ባምብልቢ ዚብሃል ዝነፍር ሓሰኻ ኣሎ። እንተ ዘይተጋግየ ሕንዚዝ እዩ ዚብሃል መስለኒ። ብመሰረት ሕጊ ኣየሮዳይናሚክስ: ወይ ከኣ ናይ በረራ ሳየንስ:  ሕንዚዝ ኪነፍር ኣይግብኦን እዩ ዚብሉ ሊቃውንቲ ኣለዉ። ስለምንታይ እንተ በልካዮም: እቲ ቅርጹን ኣኽናፉን ክብደቱን ኣብ ግምት ኣእቲኻ  ምስ እትቕምሮ: […]

ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ስርዓት ምትካል’ዶ ንስርዓት ህግደፍ ምጽጋን ?

እተን ዘይተኸልኣ በላሕቲ ኣጽፋር ህግደፍ፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ሓድነት ኤርትራውያን ንምልሕላሕን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ወትሩ ምስተዋፈራ’የን። እከይ ተግባራት ህግደፍ ንህዝብና ሕቡእ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ህግደፍ እቲ እንኮ ኣበር ዘይብሉ ስርዓት ምዃኑ ዝማጎቱ ብሓደ ሸነኽ፡ ካብ ህግደፍ ዝሓሸ ስርዓት የለን ኢሎም ወገኖም ክመውት፡ ክእሰር፡ ከም ደቂ ዛግራ ክበታተንን […]

Melancholic drama or demonic reality?

According to Doctor Daniel R. Mekonnen, a former judge in Asmara, currently a Lawyer representing us in the ongoing effort of the Commission of Inquire on crimes against humanity, Eritrea had 8978 (with a little margin of error) jailed people without KISSI (case) under different […]

Eritrea warns of Ethiopia war ‘sabre-rattling’

Nairobi (AFP) – Eritrea has accused arch-rival Ethiopia of “sabre-rattling” and of threatening to invade, with the neighbours still in a tense standoff following a 1998-2000 border war. Asmara’s Ministry of Information said in a statement that war-like rhetoric from Ethiopia’s main party in the […]

ኤርትራዊት ኣደ፡

ብዳዊት ክፍለዝጊ ትብል  ኣላ ኤርትራዊት  ኣደ፡ 12 “ከብደይ ወሊደ   ብዘይ ምቅሊ ሓደ ሓደ ድሕሪ  ሓደ  በኹሪ  ሕሳስ፡ልደ፡ ጠዋሪ ዘብለይ፡ በይነይ ተዓኒደ፡          ኣብ ዘበነ  ገድሊ ጉዑዞ 30’ዓመት          ተስፋታት ሰኒቐ  ሰጊረዮ ፡ምረት፡           ደቀይ […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት

ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት ፡ማሕበር ሲቪካዊ ሶሳይቲ ኤርትራ ንድሕነት ሃገር አብ ሙንሽን ፣እተዳልዎ ንህልው ኩነታት ሃገርን ሕዝብናን ብሓፈሻ፣ብፍላይኸአ ንየሕዋትና ስደተኛታት ሓተቲ እቁባ ንዘጋጥሞም ሽግራት አብ ምፍትሑን ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ሽግር ሕዝብናን ሃገርናን ፣ሳዕቤናቱን፣መፍትሒኡን ዘድሃበ ሃገራዊ ዓዉደ ዘተ ኣዳልዩ ስለዘሎ ንሰንበት […]

ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝተዘርግሐ ስእሊ ናይ ሓደ ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ብባሕሪ ክሰግር ጥሒሉ ዝተገፍዐ ቆልዓ መርኣያ ናይቲ ንስደተኛታት ዝገጥሞም ዘሎ ዘስካሕክሕ ትራጀዲ ኮይኑ።

መዘኻኸሪ፣ ስእሊ ናይቲ ባሕሪ ዝገፍዖ ሶርያዊ ህጻን ኣብ ታሕቲ ስለዘሎ ምርኣዩ ዝኸብደኩም ኣንበብቲ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዜና ምንባብ ኣይትቐጽሉ።  ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝተዘርግሐ ስእሊ ናይ ሓደ ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ብባሕሪ ክሰግር ከሎ ጥሒሉ፣ ትማሊ ረቡዕ ምስ ካልኦት 12 ሬሳታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ግሪኽ […]

መግለጺ ጽላል ኖርወይ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም 2015

ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ሰላማዊ ቃልሲ: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሩ።  ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ 1890 ከም ሃገር ካብ ዝቖመትሉ ጀሚሩ  ህዝብና ብዝተፈላለየ መልክዕን ደረጃን ኣንጻር መግዛእቲ ተቓሊሱ ኢዩ። እዚ ብውሑዳት ሓርበኛታት ዝጀምረ ብረታዊ ተጋድሎ ኣብ መስርሕ […]