Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ናይ ኦሎምፒክ ማዳልያ ተሸላሚ ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ብመንግስቲ ኤርትራ ቪዛ ተኸልኪሉ።

ናይ ኦሎምፒክ ማዳልያ ተሸላሚ ኮይኑ ንኤርትራ ኣብ ዓለም ዘጸውዐ በሃር ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ጉዳይ ስፖርት ነቐፌታዊ ርእይቶታት ብምቕራቡ፡ ብመንግስቲ ኤርትራ መውጽኢ ቪዛ ስለዝተኸልከለ ሎሚ 21 መስከረም ኣብ ኣምስተርዳም (ኔዘርላንድስ) ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ውድድር ጉያ “ዳም ቱ ዳም” ክሳተፍ ከምዘይከኣለ ምንጭታት […]

Post Feature Image
ርክብ ተቓወምትን ቤት-ጽሕፈት ኤውሮጳዊ ሕብረት ከመይ ነበረ።- ብመምህር ተስፉ ዘውደ።

ደት ዝመረሮ፣ ኣብ ግዳም ዝበሊ ዘሎ ህዝቢ፣ ብኹሉ መዳይ ዝተጎድአ ሕ/ሰብ፣ ዓቕሊ-ጽበት ዝዓሰሎ ባህሪ ዘርኢ ሰብ፣ ኣየናይ መንገዲ ኮንዶ መዋጽአ፣ ከመይ ዝበለ ብልሓት ክንረክብ ንኽእል ዝብል ዝተጻሕሮ ገጻት ምንባብ፣ እሞ ኣላሽ ዘይብል ዝነበረ ጅግና ህዝብኻ ኩሉ እቲ በጺሕዎ ዝርከብ ኣካልካ ክትዕዘብ ከለኻ፣ ክሳብ ክንደይ ምሉእ […]

Post Feature Image
ከቢድ መጠንቀቕታ ንኩሉ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ዜጋ!!!

ኣብ ወጻኢ ሃገራት እትርከቡ ኤርትራዊያን ዜጋታት፡ ህላዌ ህዝብናን ሃገርናን ኤርትራ፡ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝባኣሰ ኩነታት ወዲቁ ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ ኮይኑ፡  ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ብፍላይ፡ ብቃላት ክትገልጾ ዘይክኣል፡ ኣብ ታሪኽ መዋእል ኤርትራ ተሰሚዑን ተጌሩን ዘይፈልጥ ወዲቑ ይርከብ ከምዘሎ፡ ንኩሉ ኩነታት  ኤርትራን ህዝባን ዝከታተል ብሩህ ሓቂ ኢዩ

Post Feature Image
ኤርትራውያን ግዳያት ግፍዕታት ህግደፍ 18 መስከረም ንምዝካርን ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ብምቅዋምን ኣብ ብራስለስ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ ዝተኣካኸቡ ኣስታት 300 ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ግዳያት ግፍዕታት ህግደፍ 18 መስከረም ንምዝካርን ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ብምቅዋምን ኣብ ብራስለስ (በልጁም) ኣብ ፊት ቀንዲ ቤትጽሕፈት ኢውሮጳዊ ሕብረት ውዕዉዕ ናይ ቃልሲ መንፈስ ዝመልኦ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

Post Feature Image
ንግዳያት 18 መስከረም፡ ብብርዕና፡ ብድምጽና፡ ብእግርና ክንዝክሮም ኢና!

ብሕልና ኣብ ቤትማእሰርቶም ኣቲና ነዚ ኩነት’ዚ ክነስተማቕሮ እንተንፍትን፡ ምሕሳቡ ጥራይ ‘ኳ ከምዘስካሕክሓና ፍሉጥ እዩ። ሓርበኛታት ተጋደልቲ፡ ዑቕበ ኣብርሃ፡ በራኺ ገብረስላሰ፡ ማሕሙድ ሸሪፎ፡ ጴጥሮስ ሰለሙን፡ ወዲ ኬክያ፡ ኣስቴር ፍጽሃጼን ድሩዕ፡ ሓምድ ሕምድ፡ ብርሃነ ገረዝጊሄር፡ እስቲፋኖስ ስዩም፡ ጀርማኖ ናቲ፡ ቢተወደድ ኣብርሃን ኩሎም እቶም ብፖለቲካዊ ምኽንያት ተኣሲሮም ዘለዉ […]

Post Feature Image
ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠለቡ ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ፍትሓውን ህዝባውን ሕቶ ህዝቢ ሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ይሓቁ ከምዘለዉ ተጋ መሓመድ ብርሃን ብላታ ኣገንዚቡ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ከካይድ ክታሞም ዝተነብሮ መወዋዕታ ኣቕሪቦም ካብ ዝነበሩ ብ ጉጅለ 15 ዝፍለጡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ነበር ሓደ ዝነበረ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ሽወደን ተሰዲዱ ዝነብር ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ እቶም ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠለቡ ሓርበኛታት፡ ፍትሓውን ህዝባውን ሕቶ ህዝቢ ሒዞም፡ በቲ […]

Post Feature Image
“ካናዳ፡ ቪዛይ ናበይ ከይዳ !?” ጥቕሲ-መረረ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ (ዋዛን ኣዋዘን)

መሃንዘል፡ ኣንታ ዓርከይ ሳህለ ‘ታይ ደኣ ‘የ ዝሰምዕ ዘለኹ፡ ነቲ ሚኒስተር ወጻኢናስ ምእታው ከሊኦሞ ‘ቶም ካናዳ፡…. ርኤኻ ሓቁ እንድዩ እዚ ሰብኣይ ተጻቢኦምና ‘ናለ ክኸሶም…ብቐደሙስ ኣበይ ተዋሒጡሎም ኢልካዮ ሃገር ምዃንና…

Post Feature Image
THRUSDAY SEPTEMBER 18 – Rendezvous in Brussels

N.E.C.S. – Europe is organizing a public demonstration on Thursday, September 18 to mark and uphold the memory of the day in which the Eritrean regime finally exposed its totalitarian nature to the whole world.  < ?xml:namespace prefix = o ns = "urn:schemas-microsoft-com:office:office" /> 

Post Feature Image
THRUSDAY SEPTEMBER 18 – Rendezvous in Brussels

N.E.C.S. – Europe is organizing a public demonstration on Thursday, September 18 to mark and uphold the memory of the day in which the Eritrean regime finally exposed its totalitarian nature to the whole world.  < ?xml:namespace prefix = o ns = "urn:schemas-microsoft-com:office:office" />