Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብናይ ውሽጥን ዯገን ታይራንትስ ዜተጨውየ ምንቕስቓስ ስመር ፓልቶክ

ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ

ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ እሞ: ንሳቶምውን አብዙ ዂናት እዙ ተሳቲፎም፡ አብ ልዕሊ ፐርሻውያን፡ አብ ቴርሞፊሊያ አብ ዜተባህለ ቦታ፡ ዓቢ ዓወት ተጎናጸፉ። ስፓርታውያን ብወገኖም ነዙ ዓወት እዙ ክገልጽዎ ከለዉ፡ ስፓርታ ብግዜኣተ-ሕግን ስርዓትን እትግዚእ ከተማ ስለ ዜኾነት፡ ብስርዓተ-ሕጊ ዜግዚእ ሰራዊት ዴማ ክዕወት ስነ-መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ይብሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • BMW March 30, 2014

    I like the article, it is very educational and interesting to read. I didn’t expect assenna foundation to give it green light for publication. For some reason recently I have notes some changes from Assenna. They seem to be more reluctant to accommodate variety views, that’s why I am very happy to give them credit.

    Well done Assenna foundation.

POST A COMMENT