ንኤርትራ ካብ ሕሰም ንምድሓን ስምረት የድሊ ጻዋዒት ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣርኣያ ደበሳይ ፕሮፈሰር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደላወር ኣሜሪካ መእተዊ- ” ድምጺ ኤርትራ” ዝተሰምየ ጉጅለ ኣብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ክልተ ዓንቀጻት ጽሒፉ:: እቲ ናይ ፈለማ ” ቅልጡፍ ኣድማዕን ነባሪ ፍታሕ ንሕሰም ኤርትራ” ኣብ ዓዋተ.ኮም ግንቦት 16, 2015: እቲ ካልኣይ
ንኤርትራ ካብ ሕሰም ንምድሓን ስምረት የድሊ ጻዋዒት ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣርኣያ ደበሳይ ፕሮፈሰር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደላወር ኣሜሪካ መእተዊ- ” ድምጺ ኤርትራ” ዝተሰምየ ጉጅለ ኣብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ክልተ ዓንቀጻት ጽሒፉ:: እቲ ናይ ፈለማ ” ቅልጡፍ ኣድማዕን ነባሪ ፍታሕ ንሕሰም ኤርትራ” ኣብ ዓዋተ.ኮም ግንቦት 16, 2015: እቲ ካልኣይ
ንኹሉ ወዲ ሃገር ሓልፍነት ዝስምዖ፡ ግዱስን፡ ተቖርቛርን ብህዝቡን፡ ብሃገሩን! ንዝተሰዉኡን፡ ኣብ ቤት ማእሰርትን፡ ኣደራዕ ዝዓሰሎ ኣገልግሎትን ዝርከቡ፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ከይደቀሱ ንዝሓድሩን፡ ኩሎም ጽንዓትን፡ ኣስተውዕሎን፡ ንጹርን ዝኾነ ኣተሓሳስባን፡ ሕላናኦም ከየዕረቡ ኣብ ቃልሲ ዝርከቡን፡ ሰላምን ትዕግስትን ምስ ኩሉ ተጻዋርነት፡ ኣብ ክብ ዝበለ ምርድዳእን፡ ምክብባርን ክህሉዉ እናተመነኹ፡
ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቃ ዘካየዶ ዑደት፡ ኣብ ከባቢናን ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለምን፡መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቐኒዩ ኣሎ።ኦባማ፡ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክገበር ምዃኑ፡ኣብ ዝተገልጸሉ እዋን ዓቢይ ዛዕባ ኮይኑ ከምዝነበረ ናይ ቐረባ ተዘኽሮ’ዩ። ኦባማ፡ናይታ ዓባይን ሓያልን ሃገር ዝኮነት ኣሜሪካ፡መራሒ ከም ምዃኑ መጠን፡ ካብ ጫፍ ናብ
https://www.youtube.com/watch?v=QguUeuxDaTA&feature=youtu.be
I appreciate ASSENNA for its achievements and actualizing this bliss and God bless its management. In my last article I wrote the importance of OUR VOICE’s self-exposure to the efficiency, reliability and accountability of its objective because I as a person want to only deal with
ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ - ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ። ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣ ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት ንዕለት 15 ነሃሰ 2015፡ ኣብ ክለብ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ። ንሰዓት 3፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ብተገዳስነት መጺእኩም ግዴኹም
ከይንጠፍእ እናሰሓቕና ብሓባር ነድሕና ሃገርና Tesfamariam Wel. 29/o7/2015 Norway ደገፍቲ ተቓወምቲ ምባል ይጽናሓልና ኣብ ጠልጠል ዘላ ሃገር ቅድም ነድሕና ዕድል ኣይንሃቦም ጸላእቲ ከይጎብጥና ስወር ከይትብል ኣይንዓኹም ኣይንዓና ንጉዳይና ኣይንርአዮ ብህልኽ ብጽልኢ ኩፍእ እናረአኻ ዓገብዩ ምባል እንድዒ ብሕልፊ ኣብ ግዳም ዘለና ስደት ወጻኢ ተጠመቲ ኣይንኹን ብሕማቕ ተጸዋዒ ካብ ብማዕዶ ዝዕዘቡ ኣየብቲ ኣይምስቲ ጎራሓት እና ጋጨዉ ዝነብሩ መታለልቲ ሓሚቑ ጸቢቑ ኣብ መትክሉ
ኣማኑኤል ሳህለ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ: ይብል ነበረ ንጉስ ሰሎሞን። ማለት ብናይ ሕጂ ኣዘራርባ: ኣብ ትሕቲ ውልቀመላኺ ንምንብርካኽ: ኣብ ትሕቲ ውልቀመላኺ ንዘይምንብርካኽ። ንህግደፍ ምጽዋር: ንህግደፍ ንዘይምጽዋር። ኽልተ ካብ ሚእቲ ንምኽፋል: ኽልተ ካብ ሚእቲ ንዘይምኽፋል። ኣብ መቓብር ደቅኻ ንምስዕሳዕ: ስለ ዝሳዕሳዕካ ደኒንካ ንምብካይ። ዓድኻ ገዲፍካ ንምኻድ: ንዓድኻ ንምምላስ:
'Nobody Should Be President for Life,' Obama Tells Africa - The New York Times
Barack Obama’s speech is straight forward and a simply commonly 101 course for African leaders. African is a continent with bunch of dictators and authoritarian parties and this culture has been a norm for decades and is also popping up in new forms in this
https://www.youtube.com/watch?v=z9g5-46Lww8
The Need for Unity to End the Eritrean Nightmare An Appeal to ALL[1] Eritreans in the Diaspora Araya Debessay, Professor, University of Delaware, USA Introduction A group who identified themselves as “Our Voice – Eritrea” has recently written two articles. The first was titled, “A Swift, Effective and
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/Teshay-1.pdf"]
The White House Office of the Press Secretary National Palace Addis Ababa, Ethiopia 1:47 P.M. EAT PRIME MINISTER HAILEMARIAM: Members of the press, ladies and gentlemen, I would like to once again welcome His Excellency, the President of the United States of America, to Ethiopia. We are honored to receive
https://www.youtube.com/watch?v=iWBi_ZMc7uw&feature=youtu.be
ብ 25 ሓምለ ኣብ ዜና ኣሰና ከምዝትዘርግሐ፣ ከም ምኽትል ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኢማራት ዓረብ ዝዓዪ ዝነበረ 1ይ ጸሓፊ ኣልኣሚን ናፍዕ ከምዝራሕርሖ ዝተገንዘበ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ብኣጋጣሚ ኣብ ኣስመራ ዝጸንሐ ኣምባሳደር ኢማራት ዓረብ ዑስማን መሓመድ ዑመር ናብ ምዱብ ናይ ስራሕ ቦትኡ ናብ ኢማራት
እታ ትውልዲ ዓደቦ፣ ቀዳማይ ጸሊም ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነት ሃገረ ኬንያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፣ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብዝገበሮ ወግዓዊ ምብጻሕ፣ ብሃፈጽታ ተስፋ ፉሕፉሕ ክትብል ቀንያ። ወሓለታት ስነጥበበኛታት ዝወቀጡዎ ምስሊ ኦባማ ዝተለጠፎ ማልያታትን ፖስተራትን ኣብ ጎደናታት ክሸጡ ዝቐነዩ ርሂጸ በላዕ፣ ትርኢትን መልእኽትን ኦባማ ከይሓልፎም ቴለቭዥናት
This is in response to the latest article by a group called OUR VOICE recently posted at Assenna. It is clear that it first appeared in May and followed it up in July. I appreciate the group very much for continuing their effort compared to
President Barack Obama is in Ethiopia on the second leg of his African tour - the first serving US leader to visit the country. He is due to hold talks with government officials and discuss the civil war in South Sudan with regional leaders. President Obama will
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/ክንዲ-ብጽይና-መሳርሕትና.pdf"]
መንነት ከም መጣልዒ- ኬነት ካውንዳ ኣብ 1924 ኣብ ኩብዋ ሰሜን ሮደዥያ ተወሊዱ:: ኣብ 1949 ጸረ-መግዛእቲ እንግሊዝ ኣብ ዝተገብረ ቃልሲ መሪሕ ተራ ነበሮ:: ኬነት ካውንዳ ኣብ 1950 ዋና ጸሓፊ ናይ’ቲ ንናጽነት ዝተቃለሰ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ኮይኑ ንዛምቢያ ናብ ናጽነት ዘብቅዐ’ዩ:: ንሱ ዛምብያ ኣብ 1964 ናጽነታ ምስ
https://www.youtube.com/watch?v=Qtox47dACbY&feature=youtu.be
ኣብ ኣቡዛቢ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 1ይ ጸሓፊ ዝነበረ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ በቲ ስርዓት ናይ ስራሕ ግዜኻ ኣእኪልካ ተባሂሉ ናብ ኣስመራ ክምለስ ድሕሪ ዝተዋህቦ መጸዋዕታ ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ኣብ ወጻኢ ተሸሪቡ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ ብኣባላት ኤምባሲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ኣቡዛቢ ወግዓዊ መፋነዊ
ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላው፡ ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ገለ ኣንበብትን ሰማዕትን፡ ጽቡቅ፡ ሕማቅን ዘሎኒ ስክፍታን ስለዝገለጽኩ “ ከመይ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ” ዝብሉ ኣይስኣኑን፡ ባህርያውን ዝጽበዮን’ዩ ድማ። የግዳስ ሰላምን ብልጽግናን
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ መብዛሕትኡ ክሽነታት (መግቢ ዚስርሓሉ ክፍሊ-ቤት) ምዕራብ ኤውሮጳን ኣመሪካን: ትኪ ኣለሊያ ጢጥ እትብል መሳርሒት ኣላ። ኣብቲ ክሽነ: እቶን ወይ ጋዝ ወሊዕካ ምስ እትርስዖ: እቲ ኽፍሊ ብትኪ ይመልእ እሞ: እታ መሳርሒት ጢጥ ወይ ጭር ብምባል ንኣኻን ንኽፍሊ መጥፋእቲ ሓውን ትሕብር። ቤትካ ከይተሃሞኸ ኸሎ ኸኣ ቦምቤረ
https://www.youtube.com/watch?v=t-vs-Lz9kTY
https://www.youtube.com/watch?v=RQEzlI-bBeI
https://www.youtube.com/watch?v=puaeIBWPwSA&feature=youtu.be
ድምጽና ዝብሃል ብኤርትራውያን ሰብ ሞያ ዝቖመ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ዝነጥፍ ሓዱሽ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ብህጹጽ ንምምስራት ዘኽእል ናይ ስራሕ ውጥን ዘርጊሑ። እቲ ድምጽና፣ ሎሚ 23 ሓምለ 2015፣ ውጥን፣ ንህጹጽ ትግባረ፣ ምምስራት ሓድሽ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ
ዕጡቕ ተቓውሞ ኣምጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምራሕ ናብ ኤርትራ ከም ዝኣተወ ዝንገረሉ ብርሃኑ ነጋ ዝተባህለ ሓደ ካብ መስራቲ ናይቲ ግንቦት ሰባት ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ስጉምቱ ኣብ መንጎ ‘ቶም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ዝተፈላለየ ግብረመልስታት ኣለዓዒሉ። ገሊኦም እህወደግ 100 ካብ ሚእቲ ኣብ
The world economic forum ኣብቲ ብመጠን ሚእታዊት ሓፈሻዊ ዘቤታዊ እቶተን (GDP) ኣብ ዓለም ዝለዓለ ህዝባዊ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ኢሉ ዘዋደዶ ናይ 20 ሃገራት መዝገብ መበል 6ይቲ ሰሪዑዋ። በቲ ኣብ ጸብጻባት IMF ተመርኵሱ ዝተጻሕፈ ጸብጻብ መሰረት፣ እተን ካብ ናይ ኤርትራ ንላዕሊ ዝለዓለ ዕዳ ኣለወን ተባሂለን ተጠቒሰን ዘለዋ
Mission Statement: The mandate of the democratic leadership of the Our Voice - Eritrea movement is nothing else but to function as a preparatory body to bring about the establishment of accountable and sustainable constitutional governance in Eritrea in which all members of the society
ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ናብ ወርሒ ወይ ናብ ማርስ ብምኻድ ነዘን ጠፈራውያን ኣካላት ይድህስሰንን ይምርምረንን ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ጠሊቑውን ነቲ ምስጢራት መዓሙቕ ማያት የጽንዖን ይምርምሮን ኣሎ። ካብዚ ምርመራታትዚ ድማ ብዙሕ ኣርባሒ ዝኾነ ውጽኢታት ረኺቡን ይረክብን ኣሎ። ሽሕኳ ንዩኒቨርስ ምምርማር ከቢድን እተሓላለኸን ኣሸጋርን እንተ ኾነ: ነቲ ናይ ወድሰብ
https://www.youtube.com/watch?v=YCAaEyXMLAc&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=-6tPrH5qhQk&feature=youtu.be
ደሃይ ካብ ኤርትራ ወልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብ 11 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ቅድሚ ኣሽሓት ተመረቕትን ህዝብን ኣብ ዝገበሮ መደረ፣ ሚእታዊት ናይቶም ኣብ ሳዋ ተማሂሮም መልቀቒ ፈተና ገይሮም ዝሓለፉ ዝበሎም ተማሃሮ ክዝርዝር ክሎ፣ 14 ሚእታዊት ብዲግሪ፣ 10 ሚእታዊት ብዲፕሎም፣
ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብ እስራኤል ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ትማሊ 19 ሓምለ ንደሓር፣ ኣብቲ ሖሎት ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ክዳጎኑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣውጺኡዎ ዝተባህለ ሓዱሽ ኣዋጅ ምትግባር ከምዘይጀመረ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከም ልሙድ እቲ ኣብ ከክልተ ወርሒ ዝገብሩዎ ምሕዳስ ቪዛ ሎሚ ‘ውን ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ
ኣብ ጀርመን ከም ኣስተርጎምቲ ስደተኛታት ዝሰርሑ ዘለዉ ኤርትራውያን ተሓባበርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ጀርመን ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘቕርቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስክርነቶም ኣዘንቢዖም የስተርጉሙሎም፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክሓብኡዎ የጕባዕብዑሎም ከምዘለዉ ዶቸ ቬለ፣ ንግዱሳት ኤርትራውያን ብምጥቃስ ኣብ ዜናዊ ጸብጻቡ ሓቢሩ። ብሰንኪ እዚ
ዓንደብርሃን ወልደ ገርግሽ - ሕጂ ኸ ናበይ? ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ፕረሲደንት ነበር ዓንደ ርሃን ወልደ ገርግሽ ፡ ኣብዚ መድረኽ እዚ፡ ንስርዓት ኢሳያስ ብምቅዋም ፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ካብ ስልጣን ተወጊዱ ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ መንግስቲ ንክትከል ከምዝቃለስ ፡ ዘስምዖ ዘሎ መደረታትን ሰሚናራትን ፡ ዘሓጉስ እዩ ፡፡ ሕጂ ውን