Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ጻውዒት ናብ ዓመታዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/AGM-Invitation_london.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Harmaz July 4, 2015

    Bejakum entay aynet tsebtsab eikum kitekrbu…… Ezi wudub wedi wudub kmoitie wedi komitie wala hanti ztekim aymeslin nnay Eritrea shiigr
    Mefthi shigir Eritrea bes Kintsela ab halefti HGDEF eyu. Nezn nezi zmesaseln ab tegbar ztemerkose akieba endhir alo ksatef eye. Tezeykoynu picnic zkeyd zeleku koynu eyu zsmeani … Wedehankum

    • nhber July 6, 2015

      ዝኸበርካ ሓርማዝ

      ኣብ ደሞክራስያዊ ሥርዓታት ኩሉ ግዜ ናይ ዝሓለፈ ጸብጻብ ከየቕረብካ ናብ ዝመጽእ ኣይትሓልፍን ኢኻ። ስለዚ ጸብጻብ ኣቕሪብና፥ ብድሕሪኡ ናብ ምርጫ ክንኣቱ ኢና ምባል ንቡር እምበር ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። ንዓኻ ክገርመካ ዝግባኦ፥ ጸብጻብ ዘይቕርብ፥ ተሓታትነት ዘይብሉ፥ ሕጊ ዘይክተል፡ ከምድላዩ ዝዕንድር ቀይደ በተኻዊ ኣሠራርሓ ጥራሕ ኢዩ።

      `ፒክኒክ` ዝበልካዮ ቃል ክስማዕ ከሎ ነቶም ካብ ኤርትራና ዝጠፍኡ ዘለዉ መናእሰይ ንምቁሻሽ ክብሉ ኣቶ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዝበሉዎ ግጉይ ዘረባ የዘክረካ።

      ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክትሳተፍን፥ ግቡእ ሃገራዊ ሓላፍነትካ ክተበርክትን ናይ ሕልና ሕቶ ክንዲ ዝኾነ፥ ሸለል ኣይትበሎ። ንተኣከብሞ ፍታሕ ክርከብ። ኩላትና ኤርትራውያን ብሓደ እንተ ዘይተጠሪፍና፥ ካብ ሕማቕ ናብ ዝገደደ እምበር ናብ ዝሓሸ ኣይክንከይድን ኢና። ስለዚ ድኻምካ ከይጸብጸብካ፥ ኣብ ኣኼባ ሓድነት ተሳተፍ፡ ዝጎደለ መልእ፡ ሓግዝ። ኩላትና ተሓጋጊዝና ዝጠቕመና ቁምነገር ክንገብ ኢና።

      ሕውነታዊ ሰላምታ ሓድነት ተቐበል።

  • Hadnet July 6, 2015

    ዝኸበርካ ሓርማዝ
    ኣብ ደሞክራስያዊ ሥርዓታት ኩኡ ግዜ ናይ ዝሓለፈ ጸብጻብ ከየቕረብካ ናብ ዝመጽእ ኣይትሓልፍን ኢኻ። ስለዚ ጸብጻብ ኣቕሪብና፥ ብድሕሪኡ ናብ ምርጫ ክንኣቱ ኢና ምባል ንቡር እምበር ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። ንዓኻ ክገርመካ ዝግባኦ፥ ጸብጻብ ዘይቕርብ፥ ተሓታትነት ዘይብሉ፥ ሕጊ ዘይክተል፡ ከምድላዩ ዝዕንድር ቀይደ በተኻዊ ኣሠራርሓ ጥራሕ ኢዩ።

    `ፒክኒክ` ዝበልካዮ ቃል ክስማዕ ከሎ ነቶም ካብ ኤርትራና ዝጠፍኡ ዘለዉ መናእሰይ ንምቁሻሽ ክብሉ ኣቶ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዝበሉዎ ግጉይ ዘረባ የዘክረካ።

    ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክትሳተፍን፥ ግቡእ ሃገራዊ ሓላፍነትካ ክተበርክትን ናይ ሕልና ሕቶ ክንዲ ዝኾነ፥ ሸለል ኣይትበሎ። ንተኣከብሞ ፍታሕ ክርከብ። ኩላትና ኤርትራውያን ብሓደ እንተ ዘይተጠሪፍና፥ ካብ ሕማቕ ናብ ዝገደደ እምበር ናብ ዝሓሸ ኣይክንከይድን ኢና። ስለዚ ድኻምካ ከይጸብጸብካ፥ ኣብ ኣኼባ ሓድነት ተሳተፍ፡ ዝጎደለ መልእ፡ ሓግዝ። ኩላትና ተሓጋጊዝና ዝጠቕመና ቁምነገር ክንገብ ኢና።
    ሕውነታዊ ሰላምታ ሓድነት ተቐበል።

  • nhber July 6, 2015

    ዝኸበርካ ሓርማዝ

    ኣብ ደሞክራስያዊ ሥርዓታት ኩሉ ግዜ ናይ ዝሓለፈ ጸብጻብ ከየቕረብካ ናብ ዝመጽእ ኣይትሓልፍን ኢኻ። ስለዚ ጸብጻብ ኣቕሪብና፥ ብድሕሪኡ ናብ ምርጫ ክንኣቱ ኢና ምባል ንቡር እምበር ሓድሽ ነገር ኣይኮነን። ንዓኻ ክገርመካ ዝግባኦ፥ ጸብጻብ ዘይቕርብ፥ ተሓታትነት ዘይብሉ፥ ሕጊ ዘይክተል፡ ከምድላዩ ዝዕንድር ቀይደ በተኻዊ ኣሠራርሓ ጥራሕ ኢዩ።

    `ፒክኒክ` ዝበልካዮ ቃል ክስማዕ ከሎ ነቶም ካብ ኤርትራና ዝጠፍኡ ዘለዉ መናእሰይ ንምቁሻሽ ክብሉ ኣቶ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዝበሉዎ ግጉይ ዘረባ የዘክረካ።

    ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክትሳተፍን፥ ግቡእ ሃገራዊ ሓላፍነትካ ክተበርክትን ናይ ሕልና ሕቶ ክንዲ ዝኾነ፥ ሸለል ኣይትበሎ። ንተኣከብሞ ፍታሕ ክርከብ። ኩላትና ኤርትራውያን ብሓደ እንተ ዘይተጠሪፍና፥ ካብ ሕማቕ ናብ ዝገደደ እምበር ናብ ዝሓሸ ኣይክንከይድን ኢና። ስለዚ ድኻምካ ከይጸብጸብካ፥ ኣብ ኣኼባ ሓድነት ተሳተፍ፡ ዝጎደለ መልእ፡ ሓግዝ። ኩላትና ተሓጋጊዝና ዝጠቕመና ቁምነገር ክንገብ ኢና።

    ሕውነታዊ ሰላምታ ሓድነት ተቐበል።

  • Hadnet July 7, 2015

    Dear Assenna,
    The same text has been entered 3 times. There seemed some kind error or delay so we tried to post it repeatedly from 2 accounts.

    Please kindly leave the first response to Harmaz and delete the rest

    Thank you

POST A COMMENT