Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቅዋም ክነድፍ ይኹን ከፍርስ ስልጣን ዘሎዎ መን’ዩ?

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/07/ምንዳፍን-ምፍራስን-ቅዋም-1.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
10 COMMENTS
  • Hawi S'las July 5, 2015

    It is not a coincidence that dictator Isaias Afewerki described the future constitutional-drafting process as one that will “chart out the political road map for the future governmental structure”.

    However, there is no mention of the citizen or his/her rights. Constitutional drafting is government re-organization. So, the future constitution is a “get-out-of-jail” card for the regime. In essence, they will be saying: you in the opposition gave us no exit strategy and now we are writing our own.

  • ተወልደመድኅን July 5, 2015

    ዝኸበርካ ደርሲ ትንተናኻ ብዛዕባ’ቲ ኣርእስቲ ተቓውሞ ኣብለይን።ኣብዛ ጠቅሲ እዚ ኣ ብፍላይ ኣብዛ ኣስሚረላ ዘለኹ ግን ብዙሕ ዕቃበታት ኣሎኒ፡
    “ሃገራና ልኡላውነታ እትዕቅብ፣ ዚጋታታ ካብ ስደትን ሞትን ዝድሕኑ፣ ሓድነት ህዝብና ዝድልድል፣ ማዕርነት ብሄራትና ዝረጋገጽ፣ ከምኡ’ውን ካብ ሕስረትን ውርደንትን ህልቀትን ሓዘንን እንገላገል፡ ተኸፋፊልናን ተተፋኒንናን ዘይኰነ፡ ኣብ ሓደ ሃገራዊ ግንባር ተጠርኒፍና ብምቅላስ፡ ነቲ ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ወጊድና ኣብ ክንድኡ ቅዋማዊ ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ምስ እንምስርት ጥራይ ኢዩ።”
    ርግጽ’ዩ ምትፍናን ናብ ዝወስደና መገዲ የብሉን።ክሳብ ሎሚ ስርዓት ህግደፍ፡ሃገር ናብ ምብትታን ክመርሕ ከሎ ሓይሊ ኣልዩዎ ኣይኮነን።ናሕና ብሃይማኖት፡በቲ ድኹም ኣሰራርሓኡ ዝፈጠሮ ከባቢ ምስ ከባቢ ብምትፍናን፡ሰባት ምስ ሰባት ጉሩፕ ፈጢሩ ብምትፍናን፡ፖለቲካዊ ይኩን ናይ ፍልስፍና ውድባት ዝፈጠሮ ምንጽጻል ተጠቂሙ’ዩ ክሳብ ሎሚ ዝጸንሓ።ነዚ ጽቡቕ ገይሩ ንክሰርሃሉ ዝሓገዞ ከኣ እቲ ኣብ ሜዳ ዝሰርሖ ህቡእ ሰልፊ’ዩ።ኣዚ ሰልፊ’ዚ ንብዙሓት ኤርትራውያን ንጹር ኣይኮነን።ግን ብዙሓት ከም ሓደ ሃገራዊ ግንባር’ዮም ዝሓስቡዎ ዝነበሩ።እቲ ህዝባዊ ግንባር ንባዕሉ ሃደ ጽኑዕ ሃገራዊ ግንባር’ዩ።እብቲ ውሽጢ ውድብ ከኣ ናይ ሃሳብ ፍልልይ ዘይቅበል ብሃደ ርእሲ ዝምራሕ’ዩ ኔሩ።
    ስለዚ ሎሚ ኣንጻር ውልቀ መላኺ ኣብዝካየድ ቃልሲ ሃገራዊ ግንባር ምፍጣር ማለት ናብዚ ናይ ኣረኣኣያ ፍልልይ ዘይቅበል ብውሱናት ሰባት ተመሪሑ ዝከይድ ንምፍጣር ከይከውን እንታይ’ዩ ውህስነቱ።
    ቅድሚ ሕጂ ” ውዳበ ኣይመባልዕትናን’ዩ ” ዝብል ብሃደ ውሕሉል ሰብ ዝተጻሕፈ ሰፊሕ ኣርእስቲ ኣበ’ሰና ኣንቢበ ኔረ።ብዙሓት ነቲ ሓሳብ ተቃዊሞም፡ገለ ከም ኣመሎም ተጻሪፎም።ኣነ ግን ተወዲብካ ምስራሕ ዝመስልዎ የለን።ልህጺ ንልሕጺ እንተተኣሳሲረን ብርቱዕ ነገር ክህዛ ይኽእላ’የን።ስለዚ ምውዳብ ዝመስልዎ የሎን፡ግን ከመይን ብመንን’ዩ እቲ ሕቶ ዝብል ርእይቶ ኔሩኒ።
    ስለዚ እንተ ደኣ ሃደ ሃገራዊ ግንባር ክንምስርት ኢልና ተበጊስና፡ከምቲ ናጽነት ንምምጻእ ኢሎም ዝተበገሱዎ’ሞ ኣብ ጉዕዞ ዝተጨወየ፡ድሕሪ ክንደይ ቃልሲ ዚመጸ ናጽነት ናብ ምልኪ ዝተቀየረ ደኣ ከይከውን።
    ኣዚ ክብል ከለኹ ጸገም ስለዘሎና’የ።ጸገምና ካብ ግዜ ቃልሲ’ዩ ዝጅምር።ቃልሲ ካብዝጅመር ክሳብ ሎሚ 54 ዓመት ኮይኑ’ሎ።ኣብ ግዜ ቃልሲ መብዛሕቱ ኤርትራዊ ብስሚዒት ተበጊሶም ከም ፓፓጋሎ ዝተባህሎም ጥርይ’ዮም ፈጺሞም።ንሳቶም ንካልእ ዝከማኦም ዜጋታት ለኪሞም፡ገለ ከኣ ብሰንኪ ፍርህን ውሕስነት ንምርካብ ከይተረደኦም ኣብ ልቦም ዘሎ ነጺጎም ነቲ ዝበሃል ደጊሞም። ኣብቲ ውድብ ማለት ኣብ ተሓኤ ይኹን ህግሓኤ ዝተበሃልካዮ ጥራይ ክትፍጽም ዘገድድ ማሕበራዊ ወይ ብምሉኡ እቲ ውድብ ዚኣምነሉ ዘይኮነ ነጸብራቕ ፍሉያት ሰባትን ኣካላትን ዝኾነ ሕጊ ምስረኣዩ ከኣ፡እንታይ ገደሰኒ፡ነዚ ጉዳይዚ ከተዐሪ ምፍታን ባዕልካ ወርደት ምጽዋዕ’ዩ ብምባል ወሰኖም ሂዞም ስቕ ኢሎም ክርእዩ ጸኒሖም።እቶም ድሕሪ’ዚ ናይ ቃልሲ ምልኪ ዝትወለዱ ናይ ሎሚ መናኣሰይ ከኣ ፍጹም፡እግሮም ኣፎምን ዘይሰማማዕ፡ኣእምሮኦምን ልሳኖምን ዘይሳነ፡ኩሉ ከም ኡ ይገብር ኣሎ…..ብምባል ዝከዱ፡ንጹር ዝምርሕሉ ዕላማ የበሎምን።ምኽንያቱ ኣብ ትሕቲ ንፍርሂ ምርኩስ ብምግባር ገይሩ ከምድሌቱ ሃገር ዘናውጽ ዘሎ ስሮኣትን ኣገባብን ስለዝጸንሑ ኣይተመሃሩን።ሃገር ብምልእታ ኣብትሕቲ ምድንጋር ስለዝወደቐጥ ቅሳነትን ጽቡቕ ኣመሃህራን፡ኣለይቲ ኣካላት ኅብረተሰብን፡ዜጋታቶም ብቅንዕና ንሃቅን ጥዑያንን ንጹሃት ዜጋታት ንምግባር ዝምህር ፖለቲካን ፖለቲካውያን ኣካላት ስለዘየለ እቲ ኣተሃሳስባ ናብ ሓደ ክቅነዕ ኣይከኣለን።ርግጽ ኣብ ሓንቲ ሃገር ይኹን ኅብረተሰብ ከም ጻጸ ብሃደ ዓይነት ኣገባብ መገዲ ክከይድ ዘይከኣል’ዩ ግን ዘሎ ጋግ ንምርሃቕ ክሕግዝ ዝኽእል ጽቡቕ ኣመሃህራ ይኹን ኣተዓባብያ ቦኺሩ’ዩ ኣብ ኤርትራ።
    እዚ ሕመቕ’ዚ ጸለል ዝበለሉ ኩነታት፡ምልኪ ንምውዳቕ ንፈጥሮ ሃገራዊ ግንባር ናብ ካልእ ዘይፈለጥናዮን ዘይተጸበናዮን ዲቕ ዝበለ ምልኪ ከይን ኣቱ እንታይ ውህስነት ኣሎና ዘብል’ዩ ኣርእስትኻ።
    ሎሚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግዱስ ኤርትራዊ ሰፊሩ ዘሎ ኣተሃሳስባ ድሕሪ ህግደፍ’ከ ዝብል’ዩ።ነቲ ሎሚ ኣንጻር ምልኪ ክምስረት ዝደሊ ዘሎ ሃገራዊ ግንባር ንምምስራት ከኣ፡ነዚ ዝብሎ ዘለኹ ስኽፍታ ከርሕቕ ዝኽእል ኣገባብ ምስዝህሉ’ዩ።
    ኩላትና’አን ምውዳብ ከምዘድልየና ምትፍናን ጽቡቕ ከምዘይኮነ ን ኣምነሉ’ዩ።ግን ነቲ ኣብ ተመኩሮ ዝተጠረየ ናይ ብዙሓት ሰባት ኣሰራርሓን ዝተጋጠሙ ዘይቅኑዕ ግብርታት ይ ኣስሩና ስኽፍታ ይፈጥሩልና ኣለው።
    ብናተይ ኣረአእያ ምልኪ ይጽናዕ ወይ ኢሳያስ ይንበር ኣይኮነን።እቶም ሎሚ ናይ ምምራሕ ሓላፍነት ክቅበሉ ዝኽእሉ፡ኣብ ፖለቲካ ዝሳተፉ ዘለውን ዝጸንሑን እቲ ናቶም ኣሰራርሃ ኣብ መትንታቶም ዘሎ ኣረኣእያ ልክዕ ከምቲ ንሃገርና ናብ ዕግርግር ዝመርሃ ኣተሃሳስባ’ዩ ዘለዎም።ንዑ ሃገራዊ ግንባር ፈጢርና’ሞ ንምረጽ እንተበልና፡ንሳቶም’ዮም ዝምረጹ።ነዚ ኣብነት ዝኾነና ተቃወምቲ ውድባት ምር ኣይ እኩል’ዩ።ኩሎም ኣብቲ ሰልፎም ዝምህርዎ ናይ ብሕታዊ ጽልእን ምትፍናን’ዩ።ንሳቶም ዘማዕበሉዎም ዜጋታት ከኣ ካብቲ ንሳቶም ዝፈጸምዎ ጌጋ ዝከፍ አ ክፍጽሙ ድሕር ዘይብሉ’ዮም።
    እንታይ ክትብል ደሊኻ ንዝብል ሕቶ፡ምላሸይ እዚ ዝስዕብ’ዩ።
    ምልኪ ንምውዳቕ ምጥርናፍ ጽቡቕ’ዩ።ኣዚ ግን ነቲ ምልኪ ንምውዳቕ ደኣምበር ንረብሃ ወይ ንካልእ ጉንዖ ኣረኣእያካ ሰሪዝካ ምጥርናፍን ሃደ ግንባር ምፍጣር ኣይኮነን።ናይ ሎሚ ሕቶ በብዘለካዮ ስርዓት ህግደፍ ፈለማ ንምውዳቑ ቀጺሉ ንኸይምለስ ብዘለካ ምጽዓር’ዩ።በብዝሓዝናዮ ኣረኣእያን መደብን ወይ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ብውልቒ ምስራሕ’ዩ ዘድሊ።ስለዚ ስሮኣት ህግደፍ ኣውዲቕካ ፖለቲካዊ ሰልፊ ናይ ምፍጣር መምስ ኣረኣእያኻ ምዝማድ ይከኣል’ዩ።ሽዑ’ውን ምስ ገለ ውድባት ብምስምማዕ ሃገራዊ ግንባር ምፍጣር ከድል’ዩ።እንተሎሚ ግን ኣብ ሓደ ሃገራዊ ግንባር ዝብል ክሳራ’ለዎ።ካብዚ ሓደ ህግደፍ ነቲ ሃገራዊ ግንባር ዝተመርጸ ዝገበሩ ገይሮም ምሃዝ’ዩ።ንምሓዙ ከኣ ብዙሕ ጥበብ፡ካብ ኡ ፍልይ ዝበለ ነቲ ንሱ ዝደልዮ ዝበልዎ ስልጣን፡ገንዘብ ብምሃብ፡ነቲ ዝድለ ከይብጻሕ ምትዕንቃፍ’ዩ።ካብዚ ሃደ ኣብነት ፡ኣብ ወጻኢ ተበጊሱ ዚነበረ ናይ መንእሰያት ምትእኽካብ ሎሚ ነንሕድሕዱ ክኻስሰስ ይውዕል ኣሎ።ቀንዱ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይ ክበሃል እንተተካእለ፡ህግደፍ ኣብቲ ምትእኽካቦም ሰባት ስለዘሰለፈ’ዩ።
    ስለዚ ንስሮኣት ህግደፍ ንምውዳቕ ንድሕሪት ክበሃለሉ ዘይግባእ መስርሕ’ዩ።ህግደፍ ንምውዳቕ ከኣ ሃገር ካብ ብትንትን ምድሓን’ዩ።ነዚ በብዕቕምና፡በብዘሎናዮ፡።ከተማ ሮማ ብርስሓት ተጎቢኣ ኣብዝነበረትሉ እዋን ከመይ ገይርና ነጽርያ ዝብል ሕቶ ኣልዒሎም፡ኩሎም ነናቶም ርእይቶ ድሕሪ ምሃብ፡ኣብ መወዳእታ ኩሉ ቀቅድሚ ገዝ ኡ ዘሎ ቦታ እንድሕሪ ኣጽርዩ ሮማ ክትጸሪ ትኽእል ዝብል ሓሳብ ቅቡል ኮይኑ ተረኺቡ።ሕጂ ከኣ ኩላትና ኣብ ፊትና ዘሎ ኩነታት ምብዳህ’ዩ ቀዳማይ ኣድላይ፡ነዚ ንምፍጻም ግን ዜጋ ይኹን ጥርኑፋት ኣካላት ነንህድህዶም ብምክብባርን መሰሎም ብምትሕልላው።ኣብ ነንሕድሕዱ ዘይምጥምማት።ከምዚ እንተገይርና ከኣ ህግደፍ ወዳቒ’ዩ።ሎሚ ህግደፍ ቀይቀይ ኣናበለ ሃገራዊ ግንባር ምምስራት ግን ሕሉፍ ተመኩሮታት ጽቡቕ ገይሮም ስለዝመሃሩ ንድሕሪት ክጎተና ወይ ነቲ ነቀይነቀይ ዝብል ዘሎ ስሮኣት ትንፋስ ንምሃብ’ዩ።
    የቐንየለይ።

  • Danny Amiche July 5, 2015

    The same old debates Eritreans have had in the past will continue in the future, with one twist:

    (i) Those who believe that the 1997 constitution was illegitimate because it was exclusionary and reflected the PFDJ value system will continue to dismiss the 1997 and all future constitution designed by one party as unworkable and unsustained;

    (ii)Those who believe that the 1997 constitution was imperfect but a good start and is the most practical way to separate Isaias Afewerki from the EPLF/PFDJ will continue to push for its implementation with the knowledge that the future constitution can only be worse;

    (iii) Those who believe that the 1997 constitution was “fatally compromised and irreparably damaged” finally have been given the license to say it now and they will wait for the future constitution to arrive on Isaias Afewerki’s timetable.

    The only thing that has changed is that the Isaiasists who were supportive of the 1997 constitution and were too cowed to call for it because it was not the right time now have been licensed (by the dictator IA himself) that it is OK to say it was fatally flawed and compromised and we are going to write a pristine constitution .

    The Isaias Afewerki regime had always believed that you can out-wait, and also out-last your opposition as they will eventually get tired and give up easily as the so called Eritrean oppositions have proved it the past. Unfortunately, it seems DIA will always be the winner when you have no Eritrean oppositions.

  • semere 2 July 5, 2015

    The answer is very clear and short. No need of philosophizing and unnecessary rhetoric:

    THE PEOPLE OF ERITREA!!!!

  • Yassin Omer July 5, 2015

    ክብር ሓው ተውልደመህን፡

    ንውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ንምውዳቕ፡ ኣብ ሓደ ሃገራዊ ግንባር ንፍጠር ክብል ከለኹ፡ ነት ግንባር እትብል ቃል በቲ ሰፊሕ ትርጕማ ንዂልና መምስ ዝተፈላለየ ኣረኣእያና በቲ ዝተሰማማዕናሉን ዝተቐበልናዮን ናይ ሓባር ረቛሒ ዝጥርንፈና ማእከላይ ኣካል ብዝብል ትርጕም’ዩ ተጠቐመላ። ምኽነይቱ፡ ግንባር ንነንበይኑ ዓይነት ኣረኣእይያ ዘለዎም ካብ ወገናት ሕብረተሰብ ዝመጽኡ ባእታትት ዝሓቊፍ መጋባያ’ዩ ብሓደ ሰነ-ሓሳብ ዝምራሕ ሰልፊ ኣይኰነን። ህ.ግ.ሓ.ኤ ኣብ ወግዓዊ ስሙ ኣብ ክንዲ ሰልፊ ዝብል ቃል ግንባር ዝብል ቃል ክጥቀም ዝመረጸ፡ ብፍላጥ ካብ ኲሉ ወገናት ሰዓብቲ ንምርካብ ኢዩ። ብግብሪ ግን ኲልና ከም እንፈልጦ፡ ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ብዝመራሕ ሰልፊ’ዩ ዝምራሕ ኔሩ። ስለዚ፡ እቲ ኣነ ዝብሎ ዘሎኹ ካብቲ ንስኻ ዝበካዮ ዝፍለ ኣይኰነን። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ብዝሒ ተቓወምት ሰልፍታት ወይ ውድባት ክሳብ 40 በጸሑ ኣሎ። 40 ውድባት ምስ ብዝሕን ዓቕን ህዝብና እነጻጺርካ ክትሪኦ ከላኻ ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ። ብተውሳኺ፡ እቲ ነተን ውድባት ዝፈላለየን 40 ነንበይኑ ስነ-ሓሳባት ዘይኰነ፡ 40 ውልቃዊ ጥምሓታት መራሕተን ኢዩ።

  • Binyam July 6, 2015

    maik mstom wuhudat seb rebha eid aleka mesleni etom hager zemxiu jeganu temoqihom alewu ab eraeiro etom hager zewhasu kea bzey dlietom tesedidom alewu xbah ngho tarik keyhateka tetenqeq txhfo flet

  • Tekle Haile July 6, 2015

    እነ ብመጀመርያ ንሓው ያሲን ዑመር ኸመስግን ይፈቱ ። እዚ ጽሑፍ እዚ ንዓይን ንብዙሓት ኤርትራውያን ከምዝጠቅም ይርድኣኒ ። ክእለት ዘለዎን ንህዝቢ ዝምህርን ዘነቓቕሕን ሕጂውን ይምጻእ ይጽሓፍ ። ተቓወምቲ ውድባት ሰልፍታት ብዝይካ ተወደብ ትርጉም ደሞክራሲ መሰል ዜጋ ብዛዕባ ኣብ ሓደ ሃገር ምርጫ ንምንታይ ይካየድ ? ኢለን ሰሚናር ፖሊቲካዊ ትምህርቲ ዝሃባ ኣብ ስደት ኣይሰማዕኩን ። ሓደ ሓደ ለባማት ግን ይጽሕፉ እዮም ዝንኣድ ስራሕ እዩ ይብሎ።
    ሓው ያሲን ቀጽሎ ጽምኣት ፍልጠት ኣብ ድንግርግር ስለዘእቱ እቶም ክእለት ዘለኩም ህዝብኹም ምሃሩ ። ዘይተማህረ ነየድሕን ዘይተወቕረ ነየጥሕን።
    ብጭርሖ ገበትን ፡ ተበለጽትን ክድምድም ፡ ተመሃሮ ብሓደ ወገን ፈተውትና እዮም ፡ በቲ ሓደ ወገኖም ድማ ጸላእትና እዮም ። የቐንየለይ

POST A COMMENT