Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Keren November 5, 2014

    ከምዚ ዝበልካዮ ኣይኮነን። ናይ ሓወልቲ ጉዳይ ወይ ቅልውላው ኣብ ኤርትራ የልቦን። እትረፍ ነቲ ዝተኽብረ ሩሳያዊ ገጣሚ እሞኸኣ ናይ ሓበሻ ኣፍሪቃዊ ደም ዘልዎ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን፣ ነቲ ፍሉጥን ዓብይን እንግሊዛዊ ናይ መዋእልና ናይ ስነ ጽሑፍ ሰብ፣ ን ዊልያም ሸክስፒየር ውን ሓወልቲ እንተዝስራሓሉ ኣዝየ ሕጉስ ምበልኩ።

    ስለዚ ፖለቲካዊ ሕማምን ቅልውላውን ኤርትራ፣ መንግስቲ ሩስያ ብወጻኢታቱ ኣብ ኣስመራ፣ ንምሕዝነት ህዝብታት ሩስያን ኣፍሪቃን ኢሉ፣ ሓወልቲ ስል ዝሰርሔ ኣይኮነን።
    ንስርዓት ኢሳያስን መሰልቱ ዉሑዳት ተማሂርና ኢና ዝብሉ መንነቶም ቋንቋኦም ታሪኾም ዝፈንፈኑ እዮም ቀንዲ ፖለቲካዊ ሕማምን ቅልውላውን ኤርትራ።

    ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ። ኣሌክሳንደር ፑሽኪን

  • Peter November 6, 2014

    Eritrean mrtyrs statue would be better than shida or pushkin but again when a mad man, stupid and half mad rules a country that is what happens.

POST A COMMENT