Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት

ኣብ ናይ መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት፡ ኣብ ርእሲ ልሙድ ዜና፡ “ክልተ ሞት!” ዘርእስቱ፡ ንዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን፡ ብኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሬሳኡ ኣጋጢሙዎ ዘሎ እገዳን ኣመልኪቱ ዝተጻሕፈ ቃል ኣሰና። ከምኡ ‘ውን፡ ክሳብ ሎሚ

ኣብ ናይ መደብ ድምጺ ኣሰና ሎሚ ሰኑይ 20 ለካቲት፡ ኣብ ርእሲ ልሙድ ዜና፡ “ክልተ ሞት!” ዘርእስቱ፡ ንዕረፍቲ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉን፡ ብኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሬሳኡ ኣጋጢሙዎ ዘሎ እገዳን ኣመልኪቱ ዝተጻሕፈ ቃል ኣሰና። ከምኡ ‘ውን፡ ክሳብ ሎሚ 20 ለካቲት ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሽረ ንዝተኻየደ ልዕሊ 200 ዝተፈላለያ  ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝተዋጽኡ መንእሰያት ንዝተሳተፉዎ ኣኼባ ብዝምልከት ተሳተፍቲ ዝሃቡና ሓበሬታ ዘጠቓለለ መደብ ከነቕርበልኩም ኢና። ራድዮ ድምጺ ኣሰና ዝብል ምልክት ብምጥዋቕ፡ ናብ መርበብ ሓበሬታ ድምጺ ኣሰና ብቐጥታ ብምብጻሕ ክትሰምዑዎ ከምትኽእሉ ነዘካኽረኩም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Cambo February 21, 2012

    “ናይሰብ ዘይኮንካ: ናይዝጊ ክትከውን ኣይትኽእልን ኢኻ” ዝበሎ ኣቦይዝጊ ‘ውን ካብ ምቕባል ሓሊፍና እንብሎ የብልናን።

    ወይ ጉድ! ክልተ ሞት ግዳ ቀቀሊሉ። ካብ ሞት ሚኒስተር-ህግደፍ-ነበር ኣይተ ናይዝጊ ክፍሉ ደኣ፥ ሞት ከልቢ ናይ ደምበና ይበልጽ።
    ኣባጌዕናን ማልናን እኳ ዝበኽያሉ።
    ምስኪናይ ናይዝጊ: ኢድካ ረኺብካ፤ ከምዛ ኮንዶም ጉሕፍ ኣቢልካ?
    ኣየ ገድሊ! ንሕና ንፈልጣ ገድሊ “ደቃ ክትበልዕ”፤ ናትና ገድሊ ግና ንበይና እያ: ሬሳ ደቃ ትሕሰም።
    ኣንቲ ማርያም ኣስመርየቲ ካብዚኦም ሓልውና።

POST A COMMENT