Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ኢሳይያስ ኣብ ኢማራት ይዕንድር፡ ኤረቲቪ ልቢወለድ መልእኽቲ ዮሃና ትፍኑ ፡ ሃ/ማርያም እሱራት ይፈትሕ

https://www.youtube.com/watch?v=_abiczKHpUc&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Solomon January 6, 2018

    ከም ብዓል ተስፎም ዝኣመሰልኩም፡ መሳኪን ዶ ተበለጽቲ ኤርትራውያን መቸም ምውርዛይን ምምጽዳቕን እንተዘይኮይኑ ፋይዳ የብልኩምን። ሓደ መራሒ እየ ዝብል ከም ኢሳይያስ ዝኣመሰለ ሰብ ሓድሽ ዓመት ዊስኪ እናጨለጠ ኣብ ኣብዛቢ ኮይኑ እናሕለፎ፡ ነቲ ምስ ጭቃ ዝለወሶ ህዝቢ ብማዕዶ ሰናይ ይምነየልካ ክብል ከሎስ እምብኣር ዝወሓጥ ዘረባ እዩ። ሓደ ንህዝቢ ብሓቂ ሰናይ ሰላምን ዝምነ መራሕስ ምስ ህዝቡ ኣብ ሃገሩ ኮይኑ፡ ኣብ ሓድሽ ዓመት እሱራት ፈቲሑ፡ ብተግባር ሰናይ እንተተመነየ ደኣ `ዩ ዝእመን እምበር፡ ነታ ኣብ እንዳ ጓሓፍ ዝደርበያ ሃገር ፈንፊኑዋ ፈቐዶኡ ፊዕ እናበለ፡ ሰናይ ሰላም እንተበለ መን ይኣምኖ። ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ምርኡይ ስርዓት ደኣ `ሞ ኣሽንባይ ዶ ሰብ ኣምላኽ ኳ ይጸልኦ። ኢዋኢኹም ከም ብዓል ተስፎም ኤርትራውያን ግን ከም ተቓለስቲ ቃልሲ እናበልኩም ክትዋራዘዩ ክትጠፍኡ፡ ሒሹኩም እንተተባሃልኩም ከኣ ባራዩ ኢሳይያስ ኬንኩም ክትነብሩ ኢኹም። ስምዒት ሲ ምሳኻን ወዲ ኸማኻን ደኣ `ሎ እምበር እዚ ዝሰማዕናዮስ ዚወጾ የብሉን። ድንቁርናኹም ኣብ ክንዲ ትኣልዩ ብሰብ ክትዋራዘዩ ምፍታን ግን ይጽንሓልኩም።

    • Tesfom January 7, 2018

      Solomon!
      ምጽራፍ ነዚ ምንቅስቓስ ሓጋዚ ኣይኮነን። ምክእኣል ተመሃር ። ምኽንያቱ ደቒ ሰባት ብሓሳብ ክፋላለዩ ባህርያዊ እዩ። ዘዚብሓሳብ ዝተፈለየካ ጸሪፍካ ደኣ ኣበይ ክትክእሎ። ምኽንያቱ ለውጢ ከየምጻእካ ጸሓይ ክዓርበካ እዩ። ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልካ!

POST A COMMENT