Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሞት መላኺ ኢሳያስ ስለምንታይ ኢና ንሻቀልን ንግደስን ሞት መራሒ ሓንቲ ሃገር እንተስ ብሓደጋ እንተስ ብሕማም ከጋጥም ይኽእል ኢዩ። እቲ ኣማውታ ይፈላለ ይኸውን፡ ምውላድ እንተሎ ግን ካብ ሞት ዘምልጥ ሰብ ከምዘየለ ዘካትዕ ኣይኮነን። ኣብተን ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝኽተላ ሃገራት፡ ሞት መራሕተን ከጋጥም እንከሎ፡ ህዝበን ኣብ ሻቅሎትን ዕግርግርን ኣይኣቱን

READ MORE

ተበራበር፡ ክሳድ ሓዝ ህዝቢ ኤርትራ! ከምዚ ብርሑቕን ቀረባን እትሰምዖ ዘለኻ ንጉሆን ምሸትን ምስ ለበዳ ቫይረስ ተጸጊዑ ህቦቡላ ወረ የናውጸካ ኣሎ። ኢሳይያስ ሓሚሙ ጸሚሙ፡ ሞይቱ ተሲኡ ዝብል ወረ ኣብዚ ቅንያት`ዚ ጥራይ ዓሰርተ ሻዕ ተመላሊሱካ፡ ገና ዙርያኡ ኣይወደአን፡ ክውዳእ ዝድለ `ውን ኣይመስልን። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣንፈት ንፋስን ጾር ንፋስን ዘይፍለጠሉ

READ MORE

እዚ ብህዝቢ ኤርትራ ወግሐ ጸብሐ፡ ዝምሕልን ዝጥሕልን ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ን50 ዓመታት ካብ ክቱር ሃገራዊ እምነትን ፍቅርን ዝነቅል ዝግራህን ዝዕሾን ህዝቢ ምርካቡ ስልጣኑ ክዕቅብ ከም ጽቡቅ ዕድል ተጠቂሙሉ ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ሓደ ክልተ ስሱዓትን ዮውሃትን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ቀታሊ፡ ኣጽናቲ፡ ዘይሕጋዊ፡ ዓፋኒ፡ ግሃሲ መሰል

READ MORE

ኢድኩም ተሓጸቡ!   ኣብ’ዚ እዋን ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ -19 ዝላበዓሉን ሂወት ሚልዮናት ሰባት ዝቐዝፈሉን ዘሎ ህሞት፡ ኢድካ ምሕጻብ ሓደ ካብ’ቲ ቀንዲ ብሰብ ሞያ ጥዕና ዝወሃብ መከላኸሊ ናይ’ዚ ለበዳ ኢዩ። ኣብ ሕብረተሰብና’ኳ  ኢድካ ምሕጻብ ብህጻንነትና ካብ ወለድናን መማህራንና ንመሃሮ መባእታዊ ልምዲ ምዃኑ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ’ዩ። ከም’ዚ  ስለ

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ካብ ብጨናፍር ህግደፍ ብሰራውር ህግደፍ ከይንሳቀ ንጠንቀቅ ብዙሓት መራሕቲ ሃገራትን ፖለቲከኛታትን፡ መኣዝንን ኣቃልቦን ተቃወምቶምን ጸላእቶምን ንምጥምዛዝን ሓቂ ንምኽዋልን፡ ኣብ ሕብረተሰብ ቤላበለውን ምህውታትን ከምዝልሕም ይጽዕሩ። ሓደ ሓደ እዋን፡ መራሕቲ ሃገራት ውሽጣዊ ቅልውላዋቶምን ተጻባእቶም ንምግላል ፡ ክሳብ ምስ ካልኦት ሃገራት ኩናት ምእዋጅን ብመራኸቢ ብዙሓን ናይ ቃላት ውግእ

READ MORE

ብመሰረት ኣብ 1951 ዝተኸተመን ኣብ ዓንቀጽ ሓደ ሰፊሩ ዘሎን ኣህጉራዊ ውዕል ኣተሓሕዛን መሰላትን ስደተኛታት፡ ብኩናት፡ ብጥሜት፡ ብግጭት ሃይማኖትን ዓሌትን ካልእ ጠንቅታትን ኣብ መበቆላዊ ዓዶም ብሰላም ዕለታዊ መነባብሮኦም ክመርሑን ህይወቶም ከድሕኑን ንዘይክኣሉ ዜጋታት፡ ኣብ ካልእ ሃገር ናይ ምንባር ዑቁባን መባእታዊ ሓለፋታት  ክረኽቡን መሰል ኣለዎም። ኩለን ነዚ

READ MORE