Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት

ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት ፡ማሕበር ሲቪካዊ ሶሳይቲ ኤርትራ ንድሕነት ሃገር አብ ሙንሽን ፣እተዳልዎ ንህልው ኩነታት ሃገርን ሕዝብናን ብሓፈሻ፣ብፍላይኸአ ንየሕዋትና ስደተኛታት ሓተቲ እቁባ ንዘጋጥሞም ሽግራት አብ ምፍትሑን ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ሽግር

ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት ፡ማሕበር ሲቪካዊ ሶሳይቲ ኤርትራ ንድሕነት ሃገር አብ ሙንሽን ፣እተዳልዎ ንህልው ኩነታት ሃገርን ሕዝብናን ብሓፈሻ፣ብፍላይኸአ ንየሕዋትና ስደተኛታት ሓተቲ እቁባ ንዘጋጥሞም ሽግራት አብ ምፍትሑን ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ሽግር ሕዝብናን ሃገርናን ፣ሳዕቤናቱን፣መፍትሒኡን ዘድሃበ ሃገራዊ ዓዉደ ዘተ ኣዳልዩ ስለዘሎ ንሰንበት ዕለት 06፧09፧2015 ሰዓት 14፡00 ክሳብ 18:30 ድሕሪ ቀትሪ አብ አይን ቬልት ሃውስ Einwelt hause schwantaler str,80 አብ ከባቢ ሃውት ባንሖፍ ሙንሽን ጥቃ ድኾን አዝማሪኖ ትሕት ኢሉ አብ ዝግበር አኬባ ንክትሳተፉን ክንዝትይን ብክብሪ ንዕድም። አወሃሃድቲ ማሕበር ሲቪካዊ ሶሳይቲ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር አብ ሙንሽን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT