Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኤርትራ ንዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ዘዕግብ ውጽኢት ከምዘየምጽኡ ኣብ ወግዓዊ ኣኼባ ከምዝገለጸሎም ምንጭታት ሓቢሮም።

ethio oppositionመራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብስርዓቱ ንዝምልመሉን ዝንቀሳቀሱን  ኣብ ኤርትራ፡ ከባቢ ጎልጅ  ዝመደበሮም ልዕሊ ትሽዓተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካይዱዎ ዘለዉ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ምንቅስቓስ ዘዕግብ ውጽኢት ከምዘየምጽኡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋናት ኣብ ዘካየደሎም ወግዓዊ ኣኼባ ከምዝገለጸ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT