Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ርክብ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም ( ወዲ ቫካሮ) ምስ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሽወደን

    ዕለት 2014-02-10   ሰላም ኩቡራትን ክቡራንን ዝኽበርኩም የሕዋትን ኣሓትን ኩላትና ከምንፈልጦ ብኣቦናን ሓወናን ዶክ ተወልደ ተስፋምሪያም ወዲ ቫካሮ ዝተበገሰ ሓድነት ሓድነትና ከም ወርሒ ዝኹልዕ ዘሎ ኣብ ሃገረ ሽወደን አውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ 12 ዕለት 12 2013  ናይ

 

 

ዕለት 2014-02-10

 

ሰላም ኩቡራትን ክቡራንን

ዝኽበርኩም የሕዋትን ኣሓትን ኩላትና ከምንፈልጦ ብኣቦናን ሓወናን ዶክ ተወልደ ተስፋምሪያም ወዲ ቫካሮ ዝተበገሰ ሓድነት ሓድነትና ከም ወርሒ ዝኹልዕ ዘሎ ኣብ ሃገረ ሽወደን አውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ 12 ዕለት 12 2013  ናይ መጀመርታ ሰሚናር ኣብ ከተማ ስቶክሆልም  ተኻይዱ ቢሰንኪ ሕጽረት ግዜ ህዝቢ ንሕቶን መልሰን ይኹን ሪኢቶ ብግቡእ ሰለ ዘይቀረበ ከሙኡ ድማ እታ እትድለይ ሽማግለ ውን ስለ ዘይተመርጸት ነታ ግዝያዊት ሽማግለ ንኻልኣይ ግዜ ንሕዝቢ ኣኼባ ንኽትጽውዕ ተሳተፍቲ ብዓብላሊ ድምጺ ሓላፍነት ኣስክምዋ። ከምኡ ድማ ብደረጃ ሃገር ንዝቆውም ሽማግለ ንከቍውም ንኻላይ ግዜ ክካየድ ተወሰነ  ብመሰረት ውሳና ድማ እታ ዝነበረት ሽማግለ ዓቅማ ብዘፍቅዶ ናብ ከባቢ የተቦሪ ኡሚዮ ሉንድ ናይ ህዝቢ ኣኽባ ኣካይዳ ኤረብሮ ያቭለቦሪ ድማ ብተበግሶኦም ወከልቶም ሰዲዶም ። ኩለን ዞባታት ብ ዲሞክራስያዊ ኣገባብ ወከልተን መሪጸን ኣብ ናይ ዕለት 08-02-2014 ሰሚናርና ድማ ስቶክሆሎም ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ብናይ 506 ናይ ህዝቢ  ዲምጺ 5 ወከልቲ መሪጽና ብጠቅላላ ደማ ካብ ምሉእ ሽወደን 17 ሕጋውያን ቢቅዓት ዘለዎም መሪጽና ።  ሕዝቢ ነታ ሽማግለ ዝመረጻ ካቡኡ ዝሕተት ኩሉ ሞራላዊ ይኹን ንዋታዊ ሓገዝ ከበርክት ምኻኑ ነታ ሓዳሽ ሽማግለ ኣረጋጊጽላ።

ኣብቲ ዕለት ንምሸቱ ውፉያት ስነጥበባውያን ዑስማን ዓብዱልራሒም ፊልሞን ገብረዝጋቢሄር ተድሮስ ኢብራሂም ወዲ ኢሳቅ ኣማዕሪገሞ ኣምሲዮም።

 

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ

ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ

ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና

ኣዳላዊት ሽማግለ ሓድነት ስቶክሆሎም

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • hayal February 10, 2014

    Wedi vacaro is corrupt and bunkrupt.

  • halengi February 10, 2014

    wedi vacaro tesfa nay tufushat hangol medenzezi

    • ambabi February 11, 2014

      R u serious ? To me he is the savior and you will see ?

  • Hawesha February 10, 2014

    wedi Bacaro, one of the few Eritreans who makes a lot of sense but many are either koreyti or hypocrites who talk democracy but deny even minorities rights such as the Kunama and Afar to express their views or use and preserve their languages

  • Yerhiwo February 10, 2014

    Dr. Tewolde Tesfamariam (Wedi Vacaro) tesfa nai wuxat. You are our hero!! HGDEF is in the verge of collapse with his drunkard leader Wedi Berad. Let us bring him to face justice in Hague or chop him in the street of Asmara like his idol Gedaffi!

    Weyleka Yemane Monkey, Yemane Charlie, and Hagos Kisha…..your time is up like your Master Wedi Berad! Eritrea Dekebat are coming from the liberated southern region!

  • hayal February 10, 2014

    I am southerner from Mendefera. we like HGDEF=EPLF. If you say you are from south of the mereb I agree with you. Indeed you are pure product of Dedebit woyane.

    • ambabi February 11, 2014

      Remember HGDEF is the same as Nazi party these days. At least that how Eritrean ppl c them

  • Sina February 11, 2014

    መግለጺ ሰራዊት ሕድሪ … ሰራዊት ሕድሪ ዕለት 9/2/2014
    ሓፍሽ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጽንኩር ኩነታት ተሕልፎ ዘለኻ ንህላወኻ ዝፈታተን መድረኽን ህይወት ንምድሓን ንሕና ካብ ኣብራኽካ ዝወጻናን ንህላወኻ ዝተፈጠርናን ደቅኻ ኣንጽር ገባትን ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብረት ብምሓዝ መስዋዓቲ ንኸፍል ምህላውና ምግላጽ ዘድልዮ ኣይኮነን።
    እዚ ሎሚ ብምውህሃድን ሓድነት ወተሃደራዊ ክንፍን ናይ ክለተ ውድባት ማለት ግንባር ሃገራዊ ድሕነትን ከምኡ ድማ ምንቅስቃስ ዲሞክራስን ፍትሕን ኢርትራ ዝተመስረተ ኮይኑ ብመሰረት ስምምዓት እዘን ክልተ ሓይልታት ድማ ሰራዊት ሕድሪ ብዝብል ስያመ ይጽዋዕ ምህላዉ ኣብ ግዚኡ ተገልጹ ኣሎ። እንተኾነ ንሕና ተጋደልቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኢርትራ ካብ መሪሕነት ውድብና ካብ ነውሕ እዋን ክብጽሕ ዝጸንሐ ኣደራዓትን ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን ኣሰራርሓታት ብስርዒታዊ ኣገባብ ንምእራሙ ክንሰርሕ ምጽናሕናን ብፍላይ ድማ ኣብ ዉድብና ሓፈሻዊ ጸገማትን ብመሪሕነት ዝወርድ ዘሎ ኣደራዓትን ኣብ ዝተፈላልየ ኣጋጣሚታት ተገሊጹ እዩ።
    ሓፋሽ ህዝብና!!
    ሎሚ ነዚ መግለጺ ከነውጽእ ዘገደደና ህሉው ኩነት ህዝብና ኣብ ኣሰካፍን ሕማቅ ኩነታትን ኣብዘለወሉ ህሞት መድረኻዊ ኩነት ህዝብና ንሓድነትን ህይወት ኣድሕን ይጽውዕ ኣብ ዘለወሉ ህሞት ካብ ፈጻሚት መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኢርትራ ዘጋጥም ዘሎ ከብደቱን ብድሆታቱን ዓቅሊ ዘወድእን ዘይሕጋዊ ኣሰራርሓን ክሳብ ንሓድነት ሰራዊት ዝፈታተን ንሰራዊት ሕድሪ ኣብ ክልተ ንምኽፋል ዝካየድ ዘሎ ተኻታኺ ነገራትን ንምፍላጡ ምኻኑ ንገለጽ።
    ኣብዚ ክንገልጾ ኣጸጋምን ኣሰካፍን ኣካይዳን መሪሕነትን ኣብ ሰራዊት ዝወርድ ዝነበረን ዘሎ ኣደራዓትን ንሰራዊት ኣመንጊካ ንምምርሑ ዝግበር ዘሎ ዘይሕጋዊ ዉሳነታት ክቃወም ጻዊዒትና ነቅርብ። ኣብ ማአዲ ቃልሲ ምስ ሰራዊት ዝነበሩን ከምሰራዊት ሓመድን እምንን ተተርኢሶምን ተነጽፎምን ዝሓድሩ መራሕቲ ሰራዊት ብምእላይ ካልኦት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሳብ ፈከራታት ብመሻርፍ ምእጋድን ካሳብ ነዚ ሓድነት ኣፍልጦ ዘይሃቡ ኣባላት ፈጻሚት ከም ኣዘዝቲ ንምግባሮም ዝካየድ ዘሎ ፈተነታትን ከምኡ ድማ ሃገራውን ህዝባውን ድልየታት ማእከል ዘይገበረ ባህግታት ውልቀ ሰባት ንምትግባር ዝካየድ ዘሎ ጡሙሓት ዕላማታቱ ምኻኑ ንገልጽ።
    ብዕለት 31/1/2014 ብብት ጽሕፈት ዚናን ባህልን ብምስያም ዝወጸ ጋዚጣዊ መግለጺ ባህግን ድልየትን ዉልቀ ሰባት ምኻኑ ብምግላጽ ዕላምኡ ንሓድነት ሰራዊት ንምህራም ማእከል ዝገበረ ሙኻኑ ውን ንገልጽ።
    ሓፋሽ ህዝብናን መሰረታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኢርትራን
    ንሕና እዞም መንእሰያት ኢርትራ ምእንቲ ህዝብናን ሃገርናን እንበር መርወይ ጽምኣት ስልጣን ውልቀ ሰባት ከምዘይኮናን ኣብ ዉሽጢ ውድብ ዝካየድ ዘሎ ዘይሕጋውን ሃላልን መንገድታት ሙኻኑ ውን ንገልጽ።
    ነዚ ዝስዕብ ነጥብታት ድማ ነቅርብ፤
    1. ህጹጽ ኣኺባ ባይቶ ክካየድን ኩሎም ሕቶታት መሰረታዊ ፍታሕ ብዘይ ንሕስያ ብሕጋዊ መንገዲ መዕልቦ ክግበረሎም፤
    2. ክሳብ ህጹጽ ኣከባ ባይቶ ዝካየድ ፈጻሚት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ሕድሪ ትገብሮ ዘላ ተካታኺ መንገዲታት ደው ከተብል፤
    3. ብዕለት 8/02/2014 ብገዛእ ስልጣና ብዘይ ምዝርራብ ምስ ምድፍአ ካብ ምምራሕ ሰራዊት ደው ዘበለቶ ተጋዳላይ ፍሳሃየ ሃይሉ ኣብ በትኡ ክምለስ፥
    4. ክሳብ ህጹጽ ኣኺባ ባይቶ ውድብና ፈጻሚት ካብ ተኻታኺ መግለኂታት ደው ክትብል፥
    5. ብገለ ኣባላት ፈጻሚት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኢርትራ ዝካየድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምንቅስቃስ ክሳብ መሻርፍ ሰራዊት ደው ንምባል ብጥምየት ንምቅጽዑ ዝካየድ ዘሎ ጎስጋሳት ደው ክብል: ዘይሕጋዊ በደላት ዝበጽሖ ዘሎን ድምጹ ካይስማዕ ድማ ዝተፈላልየ ተጽዕኖታት ዝፍጸመሉ ዘሎ ሰራዊት ደው ክብልን ንሓትት። ኣካል ሰራዊት ሕድሪ ዝኾነ ተጋዳላይ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኢርትራ በዛ ዘላ ፈጻሚት ውድብ ዓማጽን ዘይፍትሓውን ወገናውን ዉሳነታትን ኣካይዳታትን ኣብ ልዕሊ ሰራዊቱን ዉፉያት ኣባላቱን ከተካይድ ምጽንሓን እዚ ድማ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዘሎ ገለ ካብ መለኪዒኣ ምኻኑን ደጊምና ብምግላጽ ንህጹጽ ፍታሕ ጻዊዒትና ነቅርብ።
    ሰራዊት ሕድሪ ዕለት 9/2/2014

POST A COMMENT