Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት – ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ

ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ  ህ.ግ.ደ.ፍ  ኣብ ዝሓለፈ ስሙን ንዕለት 18.07.2009 ዓ.ም ካብ ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ከምዝኾነ ተገሊጹ ነይሩ ኮይኑ ግን

ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት

ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ  ህ.ግ.ደ.ፍ 

ኣብ ዝሓለፈ ስሙን ንዕለት 18.07.2009 ዓ.ም ካብ ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ከምዝኾነ ተገሊጹ ነይሩ ኮይኑ ግን ኣብዚ ዕለትዝን ሰዓትን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍውን ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ ስለ ዝመደበ: ፖሊስ ፍራንክፈርት ክልተ ተጻረርቲ ወገናት ኣብ ሓደ እዋንን ቦታን ክካየድ ሰለዘይከኣል:ናይ ስዓታት ምቅይያራት ክህሉ ኣልዎ ስለዝበሉ ተቓወምቲ ሓይልታት ካብ ስዓት ሽዱሽተ ድሕሪ ቀትሪ ክጅመር ተመዲቡ ከምዘሎ ንሕብር።

ኩሉ ንሕግን ፍትሕን ንለውጥን ዝደልን ዝቃለስን በዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሰዓትን ንኽርከብ ብኽብሪ ነማሕጽንን ንጽውዕን።

መበገሲ ቦታ OST BAHNHOF

መጎዓዝያ ናብ መበገሲ ሰላማዊ ሰልፊ፤

ካብ hauptwache ወይ konstlerbache ብu6 ተሳፊርኩም ኣብ

Ost bahnhof ትወርዱ  ብደሓን ምጹ።

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን

ስቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳት ወልቀ ሰባትን

11.07.2009 ጀርመን።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT