Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • SINGAPO-ERITREAN January 16, 2012

    እዞም ቃለ መጠይቕ ዝገበርኩም ደቃውቲ ብሓቂ ለባማትን መስተውዓልትን።መንእሰያት ኤርትራ,ምሳኹም ኣለኹ ። እዞም ኣብዚ ወጻኢ ዘለዉ ሓወቦታትኩምን ሓትነታትኩምን ግን ሳዕሪ ዘይበልዑ ኮይኖም እምበር፣ ሓምራ ላምና ዝዛየደ common sense ኣለዋ። ….ወያነ ንኤርትራ ክትጎብጣ …..ዓሰብ ክትወስድ..ዝብሃል ሓሶት ምዃኑ ይፈልጡ እዮም ። እንድሕር ምስ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያን ተሳማሚዕና ግን ፣ ናይ ቀረባ ተጋሩ(ናይ ኢትዮጵያ) ኣዝማዶም ከይረኽቡ ስለ ዝፈርሑ እዮም ። ኣነኳ ኣብ ማይ ቅነጣል፣ ዓድዋ ኣዝማድ ኣለዉኒ። ኩላትና ተጋሩ ንኹን እምበር፣ንሶም ኢትዮጵያውያን፣ ኣነ ኤርትራዊ እየ። ወደ ኣርብዓ ኮይነ ማለት ድዩ ፧ ዋእ፣ ዓባየ ግን ብሄሊኮፕተር እያ ናብ ኤርትራ ኣትያ፣ ኣሉላ ኣባነጋ ኣየምጽኣን።30 ኪሎ ሜተር እያ ድማ ናብ ሓማሴን ኣትያ። ወዲ ሰማንያ ድየ ክኸውን ማለት´ዩ ፧ እስከ ንህግደፍ ክሓቶም´የ። ናይ ደቀ ኣርብዓ ኤክስፐርትስ ንሳቶም እዮም።ሃ…ሃ…ሃ…

    • hggum brhan January 19, 2012

      kodaff agama chew egru nabta zneberkaya hewhet tmleslu gizie keribu eyu,kodar

  • michael January 17, 2012

    Wedi taba is speaking at Meskerem.net……….A courageous man should hear his words

  • Tess January 17, 2012

    I heared Wedi taba what a man,I think we should learn from him if we are wrong we mast come to wrigt path. Thank you to our president we can go home any time I know many of the new camers went to see their family

  • Yonathan Sebhatu January 19, 2012

    Singapo-Eritrean ሓቅኻ አለኻ ብዐል Hggum berhan ቕረባ አዝማዶም ከይረኽቡ ፈሪሖምዮም dia ኸማን አብ ግዘ ቓልሲ ወያነ ነዐ ዐድኻ ክነርየካ ኢሎም ንተንብየ አርዮሞ ኢዮም!!! ሕማም ህግደፍ እንታይ ከምዝኾነት ፈሊጥካያ!!kkkkkkkkkkkk

POST A COMMENT