Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመሰረት ሓበሬታ ብዓረብ ዝሕተም ሱዳናዊ ጋዜጣ ሳሓፋ ነፈርቲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመደበር ዕደና ወርቂ ቢሻ ድሕሪ ምድብዳበን፣ ኣብቲ ቦታ ቃጸሎ ኣጋጢሙ። ጋዜጣ ሳሓፋ ግምታት ተዓዘብቲ ጠቒሱ ኣብ ዘስፈሮ ዜና፣ ኤርትራ ብመንገዲ እቶም እትሕብሕቦም ዘላ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ነቲ ዝመጽእ ምርጫ ንምዝራግ ውጥን ኣለዋ ዝብል እምነት ስለዘለዋ ዝወሰደቶ

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንኤርትራ ከይኣቱ ንነዊሕ ዓመታት ተኸልኪሉ ናይ ዝጸንሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ልኡኽ፡ ሳም ፕራንቲ፡ እቲ ስርዓት Millennium Development Goals የዐዊተ ኣለኹ `ሞ ርኣዩለይ ስምዑለይ ክብል ብዘቅረበሉ ዕድመ መሰረት ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ንናጽነት ፕረስ ብዝምልከት ኣብ ኤርትራ ዝተረኽበ ዝኾነ ይኹን ለውጢ ከምዘየልቦ ፡ እቲ

READ MORE

አህጉራዊ  መዓልቲ  ደቀንስትዮ  ኤርትራውያን  ደለይቲ ፍትሒ  አብ  ዓዲ--እንግሊዝ  ከተማ ኖቲንግሃም ብዕለት 07/03/17  ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተጸምቢሉ  ዊዒሉ ። ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ማዕረ አሕዋተን  ተቓሊሰን  ናጽነት እኳ  እንተምጸኣ ድሕሪ ናጽነት ግን  አብክንዲ አብ ሃገረን ከቢረን  መሰለን ተረጋጊጹለን ዚነብራ ገሊኤን  ብኩንትራት ናብ ዓዲ  ዓረብ  ኪስደዳ ገሊኤን ከኣ መሰል ፖለቲካውን

READ MORE

The head of a Danish fact finding mission to Eritrea defends the division’s findings and stands by the immigration report released last year. The report sparked controversy accross Denmark and was heavily criticized by human rights groups and the Danish Immigration Service itself. The report had also been subject to a probe by an  Parliamentary Ombudsman after a request from the Danish

READ MORE

ካብ ስዊዘርላንድ ዝለሓኹ ሰነዳት HSBC  ባንክ ከምዘመልክቱዎ፣ ኤርትራ፣ ዝበዝሐ መጠን ዶላር ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ኣብ መበል 53 ተሰሪዓ። ኣብቲ ሰነድ ብስም ኤርትራውያን ዓማዊል ተመዝጊቡ ዝጸንሐ ገንዘብ ድምር ኣስታት $699.6 ሚልዮን ዶላር እዩ። እቲ ሰነድ 39 ናይ ባንክ ሕሳብ ዘለዎም 32 ኤርትራውያን ዓማዊል ከምዘለዉ ክጠቅስ ከሎ፣

READ MORE