Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ካርቱም 200 ዝኣኽሉ ኤርትራውያን፡ ላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበረሎም ጻውዒት መሰረት፡ ብዕለት 19 የካቲት ብዛዕባ ኹነታት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ንምዝታይ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ካብ ካርቱም ንኣሰና ሓቢሮም።እቲ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ (ዩኒሴፍ) ከምኡ’ውን ዎርልድ ቺልድረን ዝተሳተፉዎ ኣኼባ፡ኣብ ጉዳይ መንነት ወረቐት ስደተኛታት፡ ትምህርትን

READ MORE

ሓበሬታ ዘይሰነቐ ህዝቢ ውሕስነቱን ቀጻልነት ወለዶታቱን ዘረጋግጹ እዋናዊ ውሳኔታት ክወስድ ኣይክእልን እዩ። ሓደ ካብቶም ቀንዲ ንህዝቢ ኤርትራ ንተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ሓደጋ ዘውደቑዎ ኣበራት ድማ ስእነትን ጉድለትን ሓበሬታ ምስናይ ምዝንባዕ ሓበሬታ ንፕሮፖጋንዳ እዩ። በዚ ምኽንያት ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ህይወትን ግዜን ከፊሉ እዩ። ኣሰናን ካላኦት ማዕከናት

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኤውሮጳ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ (Travel document) ዘለዎም ኤርትራውያን ናብ ሱዳን ከይኣትዉ ዝኽልክል ኣዋጅ ከምዘውጽአ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት፡ ብረቡዕ 6 ለካቲት ካብ ነርወይን ጀርመንን ስድራቤቶም ክበጽሑ ናብ ሱዳን ዝገሹ ኤርትራውያን፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም በታ ዝኣተዉላ መንገዲ ኣየር ቱርኪ ብኡንብኡ ከምዝተመልሱ እቲ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ብሓይልታት ምክልኻል ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ንለውጢ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ኣሮን ታደሰ ንዝተባህለ፡ ሓላፊ ህግደፍ ሓንቲ ካብ ዞባታት ኣስመራ ዝነበረ ተጋዳላይ ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ሓቢሮም። ገዲም ተጋዳላይ ኣሮን ታደሰ፡ ቅድሚ ሓላፊ ንኡስ ዞባ ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ምምዛዙ፡ ናይቲ ብኣውገት ዝፍለጥ ውሩይ ቤት መጻሕፍቲ

READ MORE

ብዕለት 15.02.2013፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብዓይነቱ ዝተፈልየ ሰላማዊ ሰልፊ ይግበር ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሕን ለውጢን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ተላዒሉ ዘሎ ሰራዊት ደገፉ ክገልጽን፡ ኣብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ግፍዒ ዓገብ ክብልን ብኽብሪ ይዕደም። ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን ዝርከቡ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ናብ ለንደን ዝወሓዙ መንእሰያት ዝበዝሑዎም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፡ ነቲ ምዑታት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘካየዱዎ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ምንቅስቓስ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽን፡ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምጽዋዕን፡ ሎሚ 1 ለካቲት፡ ኣብ ለንደን፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ

READ MORE

ሚኒስትሪ ዜናን ትካል ሃገራዊ “ድሕነት”ን - ክልተ ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም ቅድሚ ነቲ ኣብ መንጎ ሚኒስትሪ ዜናን ትካል “ሃገራዊ ድሕነት”ን ዘሎ ምትእስሳር ምግላጸይ ኣብ ስም ናይዚ ቀንዲ ናይ ስራሕ መሻርኽቲ ሚኒስትሪ ዜና ዝኾነ ትካል ኣተኲረ ገለ ክብል። ብርግጽ “ሃገራዊ ድሕነት” ብዝብል ስም ክጽዋዕ ዘለዎ ትካል፡ ንድሕነት

READ MORE

ድሕሪ’ቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ብሓልታት ምክልኻል፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንንምጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ዝቐነየ ሚኒስተር ጸዓትንን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ፡ ነዊሕ ምርመራ ተኻይዱሉ ሎሚ ንጉሆ 29 ጥሪ ከምዝተፈትሐ ምንጭታት ሓቢሮም። ዛጊት ብዝረኸብናዮ ሓበሬታ መሰረት፡ ሓደ ካብቶም ኣካይደቲ ስርሒት

READ MORE

ጀጋኑ ናይ ለንደን ብኽብሪ ከልዕሎም ኣናብስ ምስ ዋዕሮ ወዶም ጓሎም ንስርሒት ፎርቶ ተኸቲሎም ዕሱባት መላኺ ኣብ ቤቶም ድሂሎም ተቋጻጺሮሞ ድፋዖም መንጢሎም! ንሰላምን ራህዋን ምእንቲ መሰሉ ኤርትራዊ ዜጋ ፍጹም ተላዒሉ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዕሱባት ድሂሉ ንምሉእ ሓርነት ዕጥቁ ሸጥ ኣቢሉ ኣብ ጎድኒ ኣሕዋቱ እኖሆ ደው ኢሉ! ንኮማንዶ ለንደን መከትቲ ምልክነት ኣገናዕ በሉለይ ብሓበን ብኽብረት ንዕርድታት ህግደፍ ጥሒሶም

READ MORE