Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና

READ MORE

ብበደዊን ሲናይ ጅሆ ተታሒዛ ዝነበረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ምስኣ ተሓይሮም ዝነበሩ 5 ግዳያት ከምልጡ ኸለዉ ብዘይምዕዋታ ብሓለውታ ተታሒዛ ዝቐነየት ወጋሕታ ምሕረታኣብ ዝተባህለት ጓል 15 ዓመት ኤርትራዊት ትሕቲ ዕድመ፣ ሸኽ መሓመድ ዝተባህለ በደዊን ገባር-ሰናይ ምስቶም ሒዞማ ዝጸንሑ በደዊን ብዝገበሩዎ ምርድዳእ ነጻ ወጺኣ ከምዘላ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዜና

READ MORE

ምኽትል ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝነበረ፣ ኣቶ ነጋሽ ኣፈወርቂ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንስርዓት ህግደፍ ብወግዒ ራሕሪሑ ኣብ ነርወይ ፖለትካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ። ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ልዑል ጽፍሒ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝሰርሐ ኣቶ ነጋሽ፣ ድሕሪ ሓጎስ ክሻ ዝለዓለ ተኣማንነት ከምዝዝነበሮ ይፍለጥ። በቲ ነጋሽ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዝሰንበደ ሓጎስ

READ MORE

[caption id="attachment_11947" align="aligncenter" width="599"] Photo by Dan Connel[/caption] ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ዶባት ኤርትራ ሱዳንንን ብራሻይዳ ተጨውዮም ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጦም  ንሓያለ ኣዋርሕ  ከም ጅሆ ተታሒዞም ኣብቲ ኣሰቃቒ ምስጢራዊ ማሕዩር ሲናይ ዘስካሕክሕ ስቅያት ዘሕለፉ 9 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 12 ግዳያት ብዝተፈላለየ መንገዲ ድሒኖም ኣብ ትሕቲ ዑቕባ

READ MORE