Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መበል 22 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ላስቬጋስ  ብዕለት 22/05/2013 ብድምቐት ተባዒሉ ኣምስዩ።እቲ በደረጃ ኾሚኒቲይ ላስቬጋስ ዝተጸንበለ መዓልቲ ናጽነት ብመጀመርታ ብዝኽረ ሰማእታትን ብህጻናት ሃገራዊ መዝሙርን እዩ ተኸፊቱ።ቐጺሉ ብኣቦ-ወንበር ኮሚነትይ ላስቨጋስ ቓል መዓልቲ ናጽነት ተነቢቡ።ኣብቲ ዝተሓላለፈ መልእክቲ እንቓዕ ናብ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ኣብቓዓኹም ድሕሪ ምባል 

READ MORE

እቲ ካብ ዝተፈላለያ  ስቴትስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝተፈላለያ ከተማታት ካናዳን፡ ኣሽሓት ኪሎሜተራት ተጓዒዞም ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ብምምጻእ፡ ብምኽንያት መበል 22 ዕለተ ናጽነት ኤርትራ ካብ 24-25 ግንቦት “ህዝባዊ ማዕበን ንድሕነት ሃገር” ብዝብል ቴማ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከካይዱዎ ዝቐነዩ፡ ሰላማዊ ሰልፍን ዋዕላን ዘጠቓለለ መደብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን

READ MORE

ገማግም ባሕርና ናይ ሃገርን ህዝብን እዩ ተባሂሉ ንዝኾነ ወጻእተኛ ይኹን ወዲ ሃገር ኣውፋሪ ንልዕሊ 20 ዓመታት ተሓሪምዎ ጸኒሑ’ዩ። ሕጂ ንሆቴላት መሬት ክወሃበኩም ስለዝተበሃሉ ኣብ ባጽዕ መሬት ንኽወሃቦም ከምኡ’ውን ኣብ ኣስመራ መሬት ተዋሂቦም ሆቴላት ንኽሰርሑ ዝሓቱን ዝሸባሸቡን ዘለዉ ውሑዳት፡ ኩሎም ተዓሽዮምን ተጋግዮምን ክበሃል ምስተኻእለ፡ ግና ዝበዝሑ

READ MORE

ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 9 ግንቦት፡ድሕሪ 20 ዓመት ናጽነት ቀጥዒ ኣልቦ ጭቆና ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ ዕላዊ መግለጺ፡ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይክሲ ብዝተቐፈዱ ኣሽሓት እሱራት ፖለቲካ መሊአን ከምዘለዋን ብዙሓት ካብቶም ዝተኣስሩ ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥን ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ዝሓለፈ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ንመንግስቲ ዝነቐፉ፡ፖሊቲከኛታት፡ጋዜጠኛታት፡ኣባላት ዘይተመዝገባ ሃይማኖታትን፡ካብ

READ MORE

Reporters Without Borders / Reporters sans frontières (http://www.rsf.org) 3 May 2013 World Press Freedom Day Indictment Eritrea - Issaias Afeworki, president Born in February 1946, you grew up in Eritrea, got a university degree from Ethiopia’s University of Addis Ababa and then received political and military training in China. After 30

READ MORE

እቲ ብስርሒት ፎርቶ ባህሪሩ “ሎሚ ዶ ጽባሕ” እናበለ ቀልባዕባዕ ዝብል ዘሎ ፍሹል ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 2013፡ ነተን ኣብ ጥርዚ ፎርቶ (ሚኒስትሪ ዜና) ተሰቒለን ዝዓረዳ ታንክታት ምንቅስቓስ ሰራዊት ወዲ ዓልን ብጾቱን፡ ብሞባይል ስኢልኩም ናብ ህዝቢ ዘርጊሕኩሞ ብዝብል ክሲ ን10 መዓልቲ ኣሲሩዎም ዝቐነየ ኣባላት ሚኒስትሪ

READ MORE

ደምዳሚ መግለጺ ጠቕላላ ጉባኤ 2013 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን  ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጠቕላላ ጉባኤኡ 2013  ካብ 17-21 ሚያዝያ 2013 ኣብ ትሕቲ ኩሉ ዓቕምታትና ንመስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ይኽተት ዝብል መሪሕ ጭርሖ ኩነታት ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቓን ኣገዳሲ ምዕባሌታት ኣብ ዘርእየሉ ዘሎ ህሞት ኣብ ርእሰ-ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኡ።   ኣብ ሃገራዊ መዳይ፡- ጠቕላላ

READ MORE

ሰበስልጣን ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነታ ኣብ ስዑዲዓረብ ዝነበረት ኣቐዲሞም ኢዶም ዝሃቡ ክልተ ኤርትራውያን ፓይሎት ናብ ስዑዲ ዝተሳገሩላ ነፋሪት ህግደፍ ንምምላስ ዝለኣኹዋ ፓይሎት ራህዋ ገብረክርስቶስ ንርእሳ ኢዳ ሂባ ምስ ራሕርሓቶም ናብ ኤርትራ ንሰበስልጣን ስዑዲ ንምትላል ዘካየዱዎ ፈተነ ከምዝፈሸለ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቶም ነፋሪት ከምልሱ ዝሓሰቡዎ ፓይሎት ዝኸሰሩ መራሕቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ካፕቴን ዮናስ ወልደኣብ ከምኡ ‘ውን መኮነን ደበሳይ ዝተባህሉ ክልተ መራሕታ (ፓይሎታት) ዝጨወዩዋ ሞ፡ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቶም ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እትርከብ  IAI 1125  ዝዓይነታ ናይ VIP ነፋሪት ናብ ኤርትራ ክትመልሳ ዝለኣኻ፡ ራህዋ ገብረክርስቶስ ዝተባህለት

READ MORE

ጸብጻብ ዕዉት ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሂልተን ኢንተርናሺናል፡ በርሚንግሃም እቲ ርእሰ ምትእምማን ኣጥፊኡ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ኣብ ወጻኢ ናብ ደባይ ተቐይሩ፡ ንኹሉ ውራዩ ብክቱር ፍርሒ ተሽቝሪሩ ዘሕልፎ ዘሎ ቀባሪ ናፊቑ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ናይ YPFDJ (ኩርኩር ህግደፍ) 9ይ

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንልዕሊ 4 ዓመታት ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ናይ ትካየድ መደበር ራድዮ ባና ጋዜጠኛታት ካ ማእሰርቲ ንኽፍትሑ ዋሕስ ከምጽኡ ተሓቲቶም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እዞም ብጅምላ ዝተኣሰሩ መሳኪን ግዳያት፡ ከምቲ ስርዓት ኢሳይያስን ዓሻክሩን ብልሙድ ዝገብሩዎ፡ ብዘይክስን ፍርድን ንልዕሊ 4 ዓመታት ዝተኣሰሩ ኳ እንተኾኑ፡

READ MORE