ኣብ ዓባይ ቢሪጣንያ ከተማ በርሚንግሃምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ሎሚስ ይኣክል ክሳብ ምኣስ ስቅታን ምምዕዳውን ካብ ዝብል ሕቡን ሃገርዊ ወኒ ዝነቀለ ጉዕዞ ንሓዲሽ ሓርነት ተበግሶ ወሲዶም ኣለው። እዚ ኣብ ብዕለት 15 ግንቦት 2011 ብውዕውዕ ሞራልን ፈናንን ተሰንዩ ዝተካየደ ኣኬባ ልዕል 50 ዝኮነ መንእሰያት ተሳቲፎም። ኣብቲ ዝተካየደ ኣኬባ መንእሰያት ተቀምጣ በርሚንግሃም ነቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ተበግሶ መንእሰያት ዓለም-ለካውዊ ምንቅስቃስ ምንእሰያት ኤርትራ ሞጊሱ።
መቐጸልታ ኣኼባና ንሰንበት ዕለት 27 መጋቢት 2011 ኣብ ሽታይን ስትራስሰ 23 ንሰዓት 15፡00 ተቖጺሩ ኣሎ። ኣብ መጻኢ ኣኼባና ብዛዕባ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብኡ ዝተበጽሐ ስምምዕን ተመርኲሱ ንዝቐርብ ካልእ ኣድላዪ ዝበሃል ጉዳያት ዝምልከት ሕቶታትን ክበርህ እዩ።
ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010)
ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010)
መጸዋዕታ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉኹም ኤርትራውያን
ዝኸበርኩም ዕዱማት! ዕድመና ኣኽቢርኩም ኣብዚ ምህላውኩም ነመስግን፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ከኣ ንብል፡
ኤህም ጨንፈር ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ ብዓወት ብዕለት 5ተ ሓምለ 2008 ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣቃኒዑ።
ሰደኤ ጨንፈር ጀርመን ንህሉዊ ጸገማት ሰልፊ ደሞክራሲ እትፈትሕን ህጹጽ ጉባኤ ንምክያድ እተሳልጥን ፡መሰጋገሪት ኮሚተ ብምምራጽ ኣኼባኡ ብዓወት ኣቃኒዑ።