ኣብ ኦኩላንድ ካሊፈርነያ ንምዕዋት መስርሕ ዋዕላ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ብዕለት 5/6/2010 ተኻይዱ ኣብዚ ኣኬባዚ ብግዳይ ህዝብን ሃገርን ዝሕለቁ ተሳተፍቲ ኣኼባ ሃናጺ ንዋዕላ ዘዕውት ሓሳብን ምኽርን ለበዋን ሒዞም ናብ ኣኼባ ተሳቲፎም ኣኼባ መስርሕ ናይ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መኽፈቲ ዝኽረ ሰማእታት ናይ ሕልና ጾሎት ተከፊቱ።
ኣብ ኦኩላንድ ካሊፈርነያ ንምዕዋት መስርሕ ዋዕላ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ብዕለት 5/6/2010 ተኻይዱ ኣብዚ ኣኬባዚ ብግዳይ ህዝብን ሃገርን ዝሕለቁ ተሳተፍቲ ኣኼባ ሃናጺ ንዋዕላ ዘዕውት ሓሳብን ምኽርን ለበዋን ሒዞም ናብ ኣኼባ ተሳቲፎም ኣኼባ መስርሕ ናይ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መኽፈቲ ዝኽረ ሰማእታት ናይ ሕልና ጾሎት ተከፊቱ።
ብኣባል ኣሰናዳዊት ሽማገለ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሓው ኣምሃ ደመኒኮ ዝተመርሔ ኣኸባ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ኣብ ናይ ኣኸባታት መጋብኣያ ኣደራሽ ሽስታ ትሬፍ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ማእከል ዝገበረ ናይ ህዝቢ ኣኸባ ተኻይዱ።
አብ ሓርነታዊ ቃልስና መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ብጻብዕቲ እዮም ዝቁጸሩ እንተበልና ካብ ሓቂ ኣይራሓቕናን፣ ሎሚ ግን መድረኹ ግዲ ኣኺሉ ኮይኑ መንእሰያት ክብገሱ ካበየ ኩርናዓት ዓለምና ንምልከት ኣሎና፣ ስለ ዝኾነ ከአ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከምቲ ካሎኦት ዓለምና ዘርኢዎ ዘለዉ ንጥፈታት ተበጊሶም ከም ዘለዉ ክንሕብር ንፈቱ፣
ብኣንቶንዮ ተስፋይ
ውሕጅ መደቐሲ ዘይብሉስ ጉንዲ ተሸኪሙ ይኸይድ ዝብል፡ ምስ እዚ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ምድላው ዝሸባሸብ ዘሎ ሽማግለ’ውን ከም’ዚ ህውኽ ውሑጅ ጠማሪ ሓሳብ ዘይብሉ ዝኸይድ ዘሎ ኮይኑ እስማዓኒ።
ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብዕለት 22 ግንቦት ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ደቡባዊ ካሊፎኒያ ዝመጹ ኤርትራውያን ዝተረኽብዎ ናይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ሰሚናር ተጌሩ ውዒሉ።
ወለድና ከም ለባማትን ብተፈጥሮ ከይተማህሩ ምሁራትን ምንባሮም ካብ ዘራጋግጸልና ሓቅታትን ጭብጥታትን ኩሉ ዝመሰለዎ ካብ መዓልታዊ መናባብርኦምን ካብ ዘጋጥሞም ዝነበረ ዓብላልን ትምክሕትን ጽበትን ፈተነታት ብምብጋስ ይምስልዎ ምንባሮም እነሆ ካብ ወለዶ ንወለዶ ክንምሃረሉን፡ ክንምህረሉን፡ ክንእረመሉን፡ ክንእርመሉን፡ ከነማሓድረሉን፡ ክንምሓደረሉን፡ ዘልኣለማዊ ነባሪ ርስቲ ኣውሪሶምና ምሕላፎም ክብርን ሞጎስን ንዐኦም ይኹን ኣሜን።
ኣብ’ዚ እንርከበሉ ተሃዋሲ መድረኽ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት፡ ዓይኑ ተዓፊኑ፡ ልሳኑ ተለጕሙን ከይኣክሎ፡ ኣብ ዘይፈልጦ ተኻታታሊ ሃንደብታዊ መጻኢ መድረኻት እንዳተሰጋገረ፡ ኣብ በበይኖም እዋን ብናታቶም ዝግለጹ ኣብ ሂወቱ በዳህቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይብሉ፡ ኵናት፡ ብዶባዊ ምስምስ ሰንፈላል ዝዀነ ናብራ ሓሊፉን ይሓልፍን ኣሎ።
ኣብ’ዚ ናይ ሓሶት ለቖታ ዝብል ድርሰት ከስፍሮ ዝደለኹ መልእክቲ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰለስተ ወርሒታት ኣብ መርበብ ሓብሬታ ክጻሓፍ ዝጸንሐ፡ ጸይቕን፡ በታንን፡ ዘራጊ ሓድነት ዘይሓላፍነታዊ ዝዀነ ቢሂላት ብምጽራር ንምግላጽ እዩ።
ኣብ እስቶትጋርትን ከባቢኡን ዝርከቡ ሽማግለታት ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ትማሊ ሓሙስ ዕዉት ኣኸባ ብተለ ኮንፈረንስ ኣካይዶም።
አገዳሲ መግለጺ ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ሕዝቢ ኤርትራ – ሽቱትጋርትን ከባቢአን ( ጀርመን)
ንሰንበት ዕለት 30.05.2010 ዓ.ም.ፈ.፡ እንሆ ልኡኽ ኣሳናዳኢት ኮሚተ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሃገር ጀርመን፡ ምስ ተቐማጦ ከተማ ኰሎን‘ን ከባቢኣን፡ ክፉት ኣኼባ ናይ ህዝቢ ክገብር፡ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ኰሎን-ን ከባቢኣን፡
ብምኽትል ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ (ኣ.ሽ.ሃ.ዋ.) ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮን፣ ብኣቶ ጎይትኦም ኩፍሎም፣ ኣባል ኣ.ሽ.ሃ.ዋ. ክፍሊ ሰነዳትን፣ ዝመርሕዎ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ንተቐማጦን ሓደስቲ ስደተኛታትን ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ስዊስ ተካይዱ።
ሃገራውን ህዝባውን ጉዳያት ኣብ ፍትሓውን ርትዓውን፡ እዋናዊ ፖለቲካዊ ንጥፍታት፡ ብሕጊ ክምእዘዝ ዝጠልብ’ዩ። ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ይኹን ኩነታት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ንዝፍጸሙ ጌጋታት ከኣ ብሕጊ መሰረት ይእረሙን መንገዶም ከም ዝሕዙ ይገብር። ሕጋዊ መስርሕ ህዝባዊ መኽሰብ ኣለዎ። ናይ ዘተ መኣዲ ዝኸፍት’ዩ። ፍረ ዘለዎ ውጽኢት ዝርከቦ’ዩ።
ፋሽሽቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. አንጻር ሕግን ፍትሕን አንጻር ደሞክራሲን ሰላምን፤ አሳሪ ህዝቢ ዓማጺ ህዝቢ፤ ኩሉ ተወላዲ ሃገር ተገዲዱ ዓዱ ገዲፉ ናብ ስደት ወጺኡ ክጠፍእ እከይተግበራቱ ከም ቀዳማይ ዕላማ ሒዙዎ ይርከብ፡፡
ክቡራን ዜጋታት ኤርትራ፤በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ፤ነቲ ካብ 1974 አትሒዙ ሕዝብና ዝጠለቦ ሓድነት ሕዝብን ገድሉን በተን ሽዑ ዝነበራ ውድባት ንሓንቲ ሀገር ተፋላሊካ ሕድሕድ እናተጓነጽካ፤ ፍትሓዊ ነጻነት ከተዕቁብ ስለ ዘይክአል፤
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ብዘይ ቅሳነትን ራህዋን መሰልን ፍትሕን ከርተት ዝበልኩምን ብቐጻሊ ከርተት እትብሉ ዘለኹምን ውጹዓትን ጭቁናትን ህዝብታት ኤርትራ ብሓበራ።
ካብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣትሒዙ ፤ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ንኹሉ ዝጥርንፍ ሃገራዊ ዋዕላ ንኽግበር ክጽውዑን ክጠልቡን ጸኒሖም እዮም።
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይን ካልእይን ክፋል ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣመልኪተ፡ ዕላማታት ሃገራዊ ዋዕላ፡ ኣገባቡን ብሓፈሻ ኣብ ገለ ውሑዳት ገጻት ኣስፊረ ሓሳባተይ ገሊጸ ነይረ።
እቶም ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2010 እንተዘይተኻይዱ እንዳበሉ ዝፍክሩ፡ ክሳብ’ዚ ሕጂ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘቕርብዎ ትሕዝቶ መግለጺታቶም፡ ዘይምርድዳእ ኣብ ግዜ ዝተደረተ፡ ናይ ግዜ ሕቶ ከኣ ከም ዓብይ ኣጀንዳ ኣስፊሮም ፍልልይ ከም ዘሎ’ዮም ዝዛረቡ።
ሃገራዊ ዋዕላ ብገደብ ግዜ ድዩስ ወይ ብዕላማ’ዩ ዝፍረድ፡ ገምጋምና ኣብ ግዜ ድዩስ ወይ ኣብ ትሕዝቶ ሃገራዊ ዋዕላን ኣገባብቱን ይኹን ሕጋውነቱ’ዩ ከዛርበና ዝግባእ፡ ንዝብል ኣብ ሰለተ ከፊለ ሓሳበይ ከስፍር እፈቱ።
ነቲ ፋሕ ዝበለ አተሃላልዋ ናይ ተቓወምቲ ሐይልታት ጥርኑፍን ዝተወሃሃደን መልክዑ ንምትሐዝ፣ አንጻር መላኺ ስርዓት ዝካየድ ቃልሲ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ብመላኡ ብዘዕግብ አገባብ ንምቕያስ፣ ውድባት ተቓውሞ አብ መጋቢት 1999 ሃገራዊ ምሕዝነት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝብል ስም ከም ዝተጠርነፈ ዝዝከር’ዩ።
ኣባላት ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ናብ ኣባላት ሰልፊ ደሞክራሲ ዝለኣኹዎ መጸዋዕታ (Click on Link below)http://asena-online.com/administrator/index3.php?option=com_media&task=list&listdir=/PDF