Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣኼባ ንምዕዋት መስርሕ ዋዕላ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ – ኣብ በይ ኤርያ ካሊፈርነያ U.S.A ብጉብእ ተሳላሲሉ

ኣብ ኦኩላንድ ካሊፈርነያ ንምዕዋት መስርሕ ዋዕላ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ብዕለት 5/6/2010 ተኻይዱ ኣብዚ ኣኬባዚ ብግዳይ ህዝብን ሃገርን ዝሕለቁ ተሳተፍቲ ኣኼባ ሃናጺ ንዋዕላ ዘዕውት ሓሳብን ምኽርን ለበዋን ሒዞም ናብ ኣኼባ ተሳቲፎም ኣኼባ መስርሕ ናይ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መኽፈቲ ዝኽረ ሰማእታት ናይ ሕልና ጾሎት ተከፊቱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT