Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ኣብ ኣመሪካ ንሓደ መዋቲ ሚልዮናት ይጣበቁሉ፡ ኣብ ኤርትራ ንኣሽሓት ዝተቀዝፉ የለን ዘእውየሎም – ጽላል

https://www.youtube.com/watch?v=6-0RAdqbh3w

yakobe@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • rezen June 6, 2020

    ኣብ ኣመሪካ ንሓደ መዋቲ ሚልዮናት ይጣበቁሉ፡
    ኣብ ኤርትራ ንኣሽሓት ዝተቀዝፉ የለን ዘእውየሎም – ጽላል

    “ኣብ ኣመሪካ ንሓደ መዋቲ ሚልዮናት ይጣበቁሉ፡ ኣብ ኤርትራ ንኣሽሓት ዝተቀዝፉ የለን ዘእውየሎም – ጽላል”

    ዓሰርተ ክልተ ቃላት፥ ከም ሽሕን ክልተ ምእቲን ዝቑጸሩ አውሎ

    እንታይሞ ይባሃል ኮይኑ ካብ ኮና ዝራሙሮ
    ኣይ ኣብዚ፥ ኣይ ኣብቲ፥ ኮይኑ ሃለዋትና
    ብሓደ ሰብ ምኽኒት ሸፋፈንና ድኽመትና
    አንታይሞ ይገበር ካብኮነ ፍጥረትና
    ኣይኮነን ዝብል መንገዲ የርእየና፡ መሸፈኒ ጸርፍታት ገዲፍና ።
    የቐንየልና ጽላል ዘዘኻኸርካና፣ እተሰሚዕና ።

  • Hidat June 9, 2020

    ሓደ ኤርትራዊ ሽሙ ዘይሓዝክዎ ምስናይ ይቅረትኡ””እታ ቀዉዒ ነይ ዓዲ ዓረብ ካብ…………ተበጊሳ ብቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ……..ኣቢላንኢትዮጽያ ለኪማ ንወያነ ኣብ መቀለ ወሺባ ናብ ቦታኣ ተመሊሳ “”ኢሉሞ ምናልባት ነቶም ታሪክ ጸለምቲ ኣመሪካዉያን ሰሚዑ ዘይፈልጥ ሰብ ከምኡ ክትብሎ ትክእል ኢካ ነቶም ካብ ኤይ ክሳብ ዜድ ታሪክ ጹለምቲ ኣሜሪካዉያንብብዘይ ሓሶት ዝሰነዱስ ይትረፍ ነቶምካብ ባሕሪ ብጭልፋ ታሪኮም እንፈልጥ ሰባት ዉን ንኩን ሚልዮናት ዝጣበቁሉ ኢልካ ክትጽሕፍ ሃየንታ ከይከዉን ሕጂ ሕዝቢ ዓለም ዘለዎ ኩነታት ኣስተዉዕል ኣብ ነነብሳ በጺሕዋ ኢያ ተእዊ ዘላ ዋላኻኣቃታትላ ናይ ጆርጅ ዓይንካ መሊእካ ንክትሪኦ እኻ ዘይትክእል ኣዝዩ ዘሕዝንን ዘብክንዘደንግጽን እንተኮነ ናይቶም ዝሓለፉ ኣቃታትላ ተመሊስና እንተንሪኦ ከ ቀደም ኣብ መስኮት ተለቪዥን ኮፍ ኢልና ሕጂ ከኣ ሓደ ጸሊም ቀቲሎም ኢልና ከም ተራ ዜና ዝቆጸርናሉ ጊዜ ኣይሓለፈን ድዩ ???ብዙሕ ምተባህለ ግን….ጆርጆ ኣማዉታካ ኣዝዩ እዩ ዘሕዝን ንሕጊ ተማእዚዝካ ኢድካ ተኣሲርካብዘስካሕክሕ ኩነታት ሰብ እንዳረኣየካ ሂወትካ ሓሊፉ ኢድ ብኢድእንተእንተትገጥሞም ግን ካልእ ኢዩ ነይሩመንግስተ ሰማይ የዋርስካ

POST A COMMENT