ሃገራዊ ዋዕላ ብግዜ ዶ ወይስ ብዕላማ ! – ካልኣይ ክፋል
እቶም ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2010 እንተዘይተኻይዱ እንዳበሉ ዝፍክሩ፡ ክሳብ’ዚ ሕጂ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘቕርብዎ ትሕዝቶ መግለጺታቶም፡ ዘይምርድዳእ ኣብ ግዜ ዝተደረተ፡ ናይ ግዜ ሕቶ ከኣ ከም ዓብይ ኣጀንዳ ኣስፊሮም ፍልልይ ከም ዘሎ’ዮም ዝዛረቡ።