Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ ብጾታን ኣሕዋታን ክትበልጽን ክትነውሕን እትደሊ መሸላ፡ ወይ ንዑፍ ወይ ንወንጭፍ።

ወለድና ከም ለባማትን ብተፈጥሮ ከይተማህሩ ምሁራትን ምንባሮም ካብ ዘራጋግጸልና ሓቅታትን ጭብጥታትን ኩሉ ዝመሰለዎ ካብ መዓልታዊ መናባብርኦምን ካብ ዘጋጥሞም ዝነበረ ዓብላልን ትምክሕትን ጽበትን ፈተነታት ብምብጋስ ይምስልዎ ምንባሮም እነሆ ካብ ወለዶ ንወለዶ ክንምሃረሉን፡ ክንምህረሉን፡ ክንእረመሉን፡ ክንእርመሉን፡ ከነማሓድረሉን፡ ክንምሓደረሉን፡ ዘልኣለማዊ ነባሪ ርስቲ ኣውሪሶምና ምሕላፎም ክብርን ሞጎስን ንዐኦም ይኹን ኣሜን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT