ኣፍ እቲ ከየድምጽ መሰሉ ዝተገፎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ደው ዝበሉ ኣማሓደርቲ ኣሰና፡ ንሰንበት ዕለት 5/12/2010፡ ኣብ ፓልቶክ Room Eritrea Etuq menisey Eritrea niDimokrasin fithin ክቐርቡ እዮም።
ኣፍ እቲ ከየድምጽ መሰሉ ዝተገፎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ደው ዝበሉ ኣማሓደርቲ ኣሰና፡ ንሰንበት ዕለት 5/12/2010፡ ኣብ ፓልቶክ Room Eritrea Etuq menisey Eritrea niDimokrasin fithin ክቐርቡ እዮም።
ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ መደባት ህዝባዊ ኣኼባታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ፣ ኣብ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ ብዕለት 6 ሕዳር 2010 ዓ.ም፣ ዕዉት ኣኼባ ብኣባል ኮምሽን ኣቶ ክብሮም ደብሩ ተኻይዱ።
ኣብ ኣስመራ ኣብ መገዲ ክልተ ንብዙሕ ግዜ ዘይተረኣኣዩ ኣዕሩኽ ይራኸቡሞ ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ…….
ዝብእስ ኣብ ዘይፈልጡዎ ዓዲ ከይዱ ቈርበት ኣንጽፉለይ በለ።
ዝብእስ ኣብ ዘይፈልጡዎ ዓዲ ከይዱ ቈርበት ኣንጽፉለይ በለ።
ርእይቶይ ኣይህብን ገዲፈዮ ኣነ
ዋላ ተሓቲተ ብታቦት ተለሚነ
ሓቂ ተዛሪበ ካብ ተባሃልኩ ወያነ
ርእይቶይ ኣይህብን ገዲፈዮ ኣነ
ዋላ ተሓቲተ ብታቦት ተለሚነ
ሓቂ ተዛሪበ ካብ ተባሃልኩ ወያነ
ርእይቶይ ኣይህብን ገዲፈዮ ኣነ
ርእይቶይ ኣይህብን ገዲፈዮ ኣነ
ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከም ናይ ኮምፒተርን ኔትዎርክን ብዓል ሞያ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ በረኸት ገብረብርሃን ዝተባህለ ክኢላ ንተወሳኺ ስልጠና ናብ እስራኤል ድሕሪ ምኻዱ ነቲ ስርዓት ከም ዝራሕርሖ ደንጕዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።
ሎሚ ሓሙስ 11 ሕዳር 2010፣ ብኦስሎ ማእከል ዝተዳለወ፣ ኣብ ትሕቲ ”ዘተ ምስ ጭቆንቲ ስርዓታት – ይሰርሕዶ፧ (Dialogue with oppressing regimes – does it work) ዝብል ኣርእስቲ ተኻይዱ።
Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ።
ቅድሚ ሕጂ ብዛዕባ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣብ ሳን ሆዘን ከባቢኣን ከመይ እላ ከም እተመስረተት ገሊጽና ከም ዝነበርና ዝዝከር እዩ። ይኹን ደኣምበር ዘራግት ማይ ዘላተን ከብቲ ጽሩይ ማይ ነይሰትያ ከም ዝበሃል ፤ ገለ ውልቀ ሰባት ሕማቅ እምበር ጽቡቅ ክሪኡ ዘይፈትው ብኻሊእ መንገዲ ሕማቅ ክሪኡ ዝሕጎሱ ጽቡቕ ክሪኡ ክነብዑ ዝሓድሩ (Sadist) ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ ከምዘለው ኩልና እንፈልጦ ነገር እዩ።
ትማሊ ሰንበት ዕለት 7 ሕዳር 2010 ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካዊ ውድባትን ብርገሳዊ ማሕበራትን፣ ውልቀ ሰባትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተኻዪዱ።
ምትእትታው ህግደፍ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቶሮንቶ ሳላ ልቦናን ትኩርነትን ግዱሳት ኤርትራውያን ፈሺሉ።
ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም።
ብመሰረት እቲ ብዕለት 28 ጥቅምቲ 2010 ኣብ መርበባት ሓበረታን ከምኡ ዉን ብኣካል ዝተዘርገሐ ዕድመ ፣ ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ሃገራዉያን ዕድመ ኣኽቢሮም ዝመጹ ፣ከፋትን ነጻን ዝኾነ ኣኼባ ኣካይዶም።
ብቀዳም 30/10/2010 መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን ተቐማጣይ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፈን ዜጋ ብምዃን ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ምስ መንእሰያት ኣብ ከተማ ሊድስ ኣቃኒዖም።
ስርዓት ህግደፍ ብ ቀዳም ዕለት 30 ጥቅምቲ 2010 ዓ.ም. ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ንዝቅመጡ ኤርትራዊያን ፍሹል ኣኼባ ኣካይዱ።
ኣብ መዓስከር ወተሃደራዊት ታዕሊም ሳዋ ኣብ ዝርከብ፡ ንትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ብዕስክርናዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ምብካል ዝነጥፍ ቤትምህርቲ ከገልግሉ ዝጸንሑ መማህራን ብብዝሒ ናብ ስደት ስለዘምለጡ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጥሞ ሕጽረት መማህራን ንምትካእ፡ ኣብቲ ቤትምህርቲ ክማሃሩ ካብ ዝጸንሑ ሓያለ ተማሃሮ መንእሰያት ብሕርያ ኣትሪፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣርእስተይ ከየደናግረኩም። ብዛዕባ ቅርስታት ኣይኮነን። ‘ሰባት’ ‘የ ከልዕል። ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ‘ቶም ሎሚ ቕነ ኣብ ኣስመራ ዋዕላ ከካይዱ ዝቐነዩ ሙዚቀኛታት ኤርትራ። ፈለማ ግን ምስ ኣመጻጽኣ ኣርእተይ ከላልየኩም።
መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣብ ኦስሎ ዝምቕማጦም ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳን ብ23 ጥቅምቲ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ።
ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ
ትማሊ ምሸት ቐዳም 23 ጥቅምቲ፡ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ነቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ ነሓሰ 9 ንዝተኻየደ ሰፊሕ ሃገራውን ህዝባውን ዋዕላ ብዝምልከትን፤ነቲ ኣብ መጻኢ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ንኹለን ውድባትን ማሕበራትን ህዝብን ዝሓቖፈ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ተካይድ ዞባዊ ሽማግለ ንምምራጽን ዝዕላሙኡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣኼባ ተጋቢኡ ኣምስዩ።
እቶም ካብ ኖርወይ ተወኪሎም ኣብ`ቲ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተሳቲፎም ዝተመልሱ ኣሕዋት፡ ተሞክሮታቶም ንህዝቢ ንኽገልጹን፡ ነቲ ንኽካየድ ተወሲኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት፡ ምሳኹም ንኽመያየጡን ኣኼባ ተዳልዩ ስለ ዘሎ፡ ኩልኹም ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያን ኣብ`ቲ ኣኼባ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣለኹም፡፡
ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ስቱትጋርትን ከባቢኡን በቲ ኣቐዲማ ብኣባላትኮምሽ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብጉዳይ ጠቕላላውጽኢት ሃገራዊ ዋዕላን፣
ኣብርሃም ናይ ሎሚ ኣርባዕተ ዓመት እዩ ተስፍኡ ከይተጋህደሉ ተስፋ’ዩ ስንቀይ እንዳበለ ንዓናውን ኣብ ተስፋ ገዲፉና ዝተዓዝረ።
ኣብርሃም ናይ ሎሚ ኣርባዕተ ዓመት እዩ ተስፍኡ ከይተጋህደሉ ተስፋ’ዩ ስንቀይ እንዳበለ ንዓናውን ኣብ ተስፋ ገዲፉና ዝተዓዝረ።
ክሳብ 19 ሓምለ 2010 ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፡ Ron McMulen ናይ ኣገልግሎቱ ግዜ ኣእኪሉ ካብ ኤርትራ ምስ ከደ፡ ዛጊት ብደረጃ ኣምባሳደር ከምዘይተተክአ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም።
Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ።
ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንኩሉኹም ግዱሳት ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዚኾንኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ በርሚንግሃምን ከባቢኣን ናብ ዘዳለናዮ ህዝባዊ ኣኼባ ንቀዳም 23/10/2010 ትዕደሙ።
እቲ ንዓመታት ብምስምስ ሃገራዊ ክተትን መኸተን ካልእ ውዲታዊ ወፈራታትን፡ ግዜኡን ገንዘቡን እናመዝመዙ ኣብ ነንሕድሕዱ ከይራኸብን ከይዋሳእን ከኣ ብወገንን ሃይማኖትን ፈላልዮም ኣኣብ ገዝኡ ተወሲኑ ክነብር ተገይሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ከተማ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ትማሊ ቀዳም 9 ጥቅምቲ 2010 ብጉዳይ ሃገሩ ንኽላዘብ ልዕሊ 7 ሰዓታት ዝወድኤ ኣኼባ ገይሩ ውዒሉ።
ክቡራትን ክቡራንን ነበርቲ በይ-ኤያን ከባቢኡን ብመጀመርያ ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ነመሓላልፍ።
ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ንቀዳም 9 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሎስ ኣንጅለስ (Los Angles) ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ።
ክቡራትን ክቡራንን ነበርቲ በይ-ኤያን ከባቢኡን ብመጀመርያ ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ነመሓላልፍ። ኣስዒብና ነዚ ዝስዕብ ኣገዳሲ ህዝባዊ ጸዋዒትና ኣኽቢርኩም ኣብ ኦክላንድ በይ-ኤርያ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻን ዕለትን ኣብ ዝግበር ህዝባዊ ኣኼባ ንክትርከቡ ብኽብሪ ንጽውዕ።
ንዕለት 10 ጥቅምቲ 2010 ንኹሉ ግዱስ ዜጋ ዘሳትፍ ክፉት ህዝባዊ
ኣኼባ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
ከምቲ ኩላትና እንፈልጦ ኣብ ቅነ Thanksgiving ኣብዚ ንርከቦ ምዕራባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝካየድ ናይ ኤርትራውያን ውድድር ኩዕሶ እግሪ ንንውሕ ዝበለ ዓመታት ክካየድ ጸኒሑ’ሎ።
ኣብ ስያትል ብሓው ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን ሓላፊ ክፍሊ ስርርዓዊ ጉዳያት ሰልፊ ንዕለት 9 ጥቅምቲ 2010(October9, 2010)
ሽማግለ ህዝቢ ንዋዕላ ኣብ ስዊስ ብቀዳም ዕለት 18.09.2010 ኣብ ዝተገብረ ክፉት ኣኼባ ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዉ ለውጢ ጻብጻባ ንህዝቢ ኣቕሪባ። ካብ ስዊስ ሰለስተ ወከልቲ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዉ ለውጢ ተሳቲፎም።