Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኽሪ ስዉእ ሃገራዊ መራሒ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ኣብ ከተማ ሎንዶን – ዓባይ ብሪጣንያ

ብምኽንያት መስዋእቲ ኣብነታዊ መራሒና ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን፣ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ጨንፈር ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ከተማ ሎንደን፣ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት ዕለት 26/02/2017 አዳሊዩ ምህላዉ ብምሕባር፣ ኩሉ ሃገራዊ ኣብዚ መዓልቲ’ዚ ብምስታፍ፣ ንጅግንነቱን ተራኡን

ብምኽንያት መስዋእቲ ኣብነታዊ መራሒና ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን፣ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ጨንፈር ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ከተማ ሎንደን፣ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት ዕለት

26/02/2017 አዳሊዩ ምህላዉ ብምሕባር፣ ኩሉ ሃገራዊ ኣብዚ መዓልቲ’ዚ ብምስታፍ፣ ንጅግንነቱን ተራኡን ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ህዝብና ንምግላጽን ፣ ንስለ ንናጽነትን ፍትሕን ህዝብና ክሳብ እታ ናይ መወዳእታ ዕለተ

መስዋእቱ፣ ዘበርከቶም ኣስተዋጽኦታት ፣ ምሳና ሓቢርኩም ተዘክሮታትኩም ክትገልጹ ብኽብሪ ንዕደም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT