http://www.youtube.com/watch?v=RwCdwjT5A94&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=RwCdwjT5A94&width=200&height=200
ከም ወዲ ተምነዎ ኩሉ ዓቅሙ እንተዝሕጎም ታሪኽና ምሃብተመ "ንምጽናት ሓደ ሕዝቢ፡ እቲ ዝቀለለን ዕውትን ብልሓት፡ ታሪኹ ከምዘይፈልጥ ምግባር እዩ።" ጆርጅ ኦርወል ፖለቲካዊ ምንቅስቃሳት ኤርትራውያን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ፡ ሎም ብመንጽር ትማል፡ ብኣወዳድብኡን፡ ብቁጽሪ ብዝሒ ተሰላፊ ኣብ ክሊ ደለይቲ ለዊጢን: ኣብ ዝሓሸ ኹነታት ይርከብ። እቲ ምኽንያታት ብዙሕ እዩ። ንምትንታኑ
June 03-2013 by Tesfazghi Yitbarek In the previous article, The Killing Fields in Eritrea No.1, I was quoting The United Nation’s Special Rapporteur, Mrs. Sheila B. Keetharuth , who handed over recently the report to: The Human Rights Council, which as expected from a humble, capable and
ስርዓት ህግደፍ ንመዓልቲ ናጽነት ኣመኽንዩ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዘዳለዎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ጽምብላት ንምስታፍ ዝለኣኾ፡ ውሩይ ደራፋይ ብሌን ኤልያስ መስመር መብራቱ ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ኣብ ስዊዘርላንድ ከምዝተሸርበ ምንጭታት ሓቢሮም። ስነጠበበኛ ኤልያስ መስመር፡ ኣብቲ ህግደፍ ዝሃቦ ተልእኾ ተሳቲፉ ሓንቲ ደርፊ ከይደረፈ እዩ ብቐዳም ካብቶም ምስኡ ዝመጹ ጉጅለ
ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ! ዚኾነ ይኹን ስነ ጥበበኛ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ኪኸውን ባህርያዊ ጥራይ ዘይኮነስ ግዴታውን’ዩ። ምኽንያቱ፡ፍርያትካ ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ስለ ዚኾነ በቲ ኣብ ቅድሚ ዓንኻ ዚሳቐ ዘሎ ውጹዕ ህዝብኻ ብሓሶትኪትሽቅጥ ነውሪ ጥራይ ዘይኮነስ ዘሕፍርውን ስለ ዚኾነ! ስለዚ፡ ኤልያስ መስመር ወሲዱዎ ዘሎ ስጉምቲ፡እቲ ኪኸውን ዘለዎ ቅኑዕ ስጉምቲ’ዩ። ስለዚ፡ ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ በሉዎ። ንሕናውን ወጽዓ ህዝቢ ኪንጻወሮስለ ዘይከኣልናን ሕልናናን ሞያናን ስለ ዘይፈቐደልናን ኢና’ምበር ህግደፍ ፈቲዩና ዘይኮነስ መጋበርያመታን ክገብረና ኢሉ ኡፉኡፍ እናበለና ኢና ራሕሪሕናዮ ኣብ ጎድኒ ፍትሕን ህዝብን ተሰሊፍና ዘለና። ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም ብጓይላን ደበላን ተጥፍእዎ ኣለኹም! ህዝቢ ኣብ ቀይዲ ከሎ ከይዕንገል ሰሪሑ ንግሆ ምስ ቆረሰ ዘይረክብ ምስሑ ቆፎኡን መሶቡን እንከሎ ጥርሑ መዘምራን ህግደፍ ብሓሶት ክትረብሑ *ጦብያ ናይ መላኺ ኣብ መድረኽ ክትነፍሑ *ኣብ ዓለም ዘየሎ ኣእምሮ ዝቐረጾ ጽቡቕ ነገር ሽሻይ ኣሎ ትብሉ ከም ሑጻ ምብዝሑ! ንብዓት ማይ ወዲኡ ህዝቢ ደም ነቢዑ ኣእዛኑ ኣጽሚምኩሞ ከበሮ ክትወቕዑ ውሑዳት ሰብ ዕጫ በይንኹም ክትበልዑ ኣብ ጸላም እንከሎ ህዝቢ ተወጺዑ ብርሃን ኮይኑ ኢልኩሞ ባና ተወሊዑ! ካብ ሓደጋ ጥሜት ከድሕና ንነብሲ ንቑጽ ባኒ ኣብ *ውጩ ጠሚዑ ኪዃሲ *ብማይን ብበርበረን ጥራይ ዝስራሕ ጸብሒ ድኻታት ኣብታ መረበቱ ኣብ ጸላም የምሲ፡ ጐርዞ ግን ኣብ መድረኽ ምልኪ ክትውድሲ ሓሊፉሉ ኢልክዮ ሽሻይ ኮይኑ ራሕሲ! “ፍረ ጻማ ናይ ዓወት ትክክል’ዩ እቲ ዘረባ ጻማና’ዩ እዚ ራህዋ ንንበሮ ብዓጀባ ዘይውዳእ ሓጐስ ዘይረግፍ *ሕዮባ *ጻዕዳ ዕምባባ ዘሎዎ ገረብ ትሃንና ነውጽእ ነኹድደሉ’ዚ ከብከባ!” ይብለና’ሎ ህግደፍ ብልሳን ኣባጊዕ ልብና ኣጐምጅዩ ቀልብና ኪዘርዕ ኣብ ጥሙይ ከብድና ከስዐና ከጉስዕ ተላሃዩ ኢሉና ክንዘልል ክንስዕስዕ! ድምጻውያን ሃገርና ሓቂታት ንገሩ ንውልቀ መላኺ ኣይትቀባጥሩ ደጊም ነቒሉ እዩ ናብታ መቓብሩ ብኣረጊት *ባልዋ ኣብ ራዕዲ ኣይትንበሩ *ኣርሓ መፍለስ ከምቶም ሓርበኛታት ወትሩ ክትዝከሩ ህዝቢ’ዩ ነባሪ ምስ ህዝብኹም ሕበሩ! ስቓይና ክድምደም፡ ውድቀት ንጉጅለ ሕሰም! ካብ ሓውኹም መሲናስ 04-06-2013
Canada is taking steps to expel Eritrea's consul general in Toronto, Foreign Affairs Minister John Baird announced Wednesday. "Canada has taken steps to expel (declare persona non grata) Mr. Semere Ghebremariam O. Micael, consul and head of the Eritrean Consulate General in Toronto, effective immediately," the
http://www.youtube.com/watch?v=AxgMDRPcP5s&width=200&height=200
ቪቫ ወዲ ኣፎም! እናፈለጡዎ *መቓፍር ምዃኑ *ተንኮለኛ፡ ተካል ዚመጋብሩ ምሁራት’ዛ ሃገር *ቃቤላ ዘዕኑ *ዓንዲ ማእከል፡ ጸዋር ኩሉ እናረኣዩዎ እወ ከጽንት ጀጋኑ ሃገራዊ ወኒ ዘይሰዓር ኮይኑ ንናጽነት ሃገር ዓጢቖም ኣብ ጎድኑ! ድሕሪ ናጽነትውን ቀጺሉ ቅንጸላ ህዝቢ እናታለለ ብዲጋ ብዒላ ዚጭበጥ ዚድህሰስ ዚቕመስ ዘይብላ ብሙዚቃን ከበሮን ብጣቒዒት ጓይላ ሓሊፉላ ሃገር ይብለና ማዕቢላ መከራን ሓዘንን ወላዲት ክኣኽላ ጀጋኑ ተንስኡ ዋልታ ክትኮኑላ! እምበር
In High Court discussion, state says deal reached whereby undisclosed country will absorb illegal migrants from Eritrea. A third country has agreed to absorb the majority of Eritrean migrants to be deported from Israel, it emerged during a hearing at the High Court on Sunday. Attorney Yochi
Hundreds of Eritreans gathered on Saturday night to a party in the town hall Dietikon. When a group of strangers to hard dazustiess, there were wild brawls. Nine people were injured, several arrested. Several fights in Dietikon and a large deployment of Zurich cantonal police -
መበገሲ ጽሑፈይ ብክልተ ገዳይም ተጋደልቲ ዝነበሩ፣ ተስፋይ ተምነዎን ኣድሓኖም ገረማርያምን ዝቐርብ ዘሎ በበይኑ ታሪኻዊ ኣገላልጻ ዝምልከት እዩ። ክልቲኦም ተጋደልቲ ብ 1972 ናብ ህዝባዊ ግንባር ብሓንቲ መዓልቲ ዝተሰለፉ እዮም። ኣብ ታሪኻዊ መግለጺኦም ዘሎ ፍልልዮም ብዘየገድስ፣ ንሃገራዊ ናጽነት ስለዝተቓለሱ ንእስነቶም ስለዝወፈዩ የኽብሮም። ኣነ ብ-1981 ስለዝተወለድኩ ብክልቲኦም ዝግለጽ ዘሎ
Conditional Unconditional Unity (half and half) against dictatorship By Fetsum Abraham//6/1/2003 It has been a while since we started discussing unity in Assenna and I appreciate the involvement of brilliant individuals in the exchange. I was very impressed to read Adhanom’s SICK MOTHER example to our situation
ኣብ ቤት ት/ቲ ጎዳይፍ ሻብዓይ ክፍሊ እናተመሃርና ኢዩ፡ መምህር ተስፋይ ናይ ታሪኽ ፍልጠቱ ንተመሃሮኡ ከሕልፍ ብዝነበሮ ልዑ ል ተገዳስነት፡ ንዘመነ-እምኒ፡ ማዕከላይ መዋእልን ካልእን ኣስተምሂሩ ኣብዛ ተጠቒሳ ዘላ ኣርእስቲ ምስ በጽሐ፡ ብሓጺር ኣገላልጻ “R enaissance means to born again“፡ ረነይሰንስ ማለት ዳገማይ ምውላድ ማለት ኢዩ“ ምስበለ
ፖለቲካ ኣፍሪቃን ማሕለኻታቱን መራሕቲ መንግስታት ኣፍሪቃ፡ ኣብቲ ብዙሕ ምድላዋት ዝተገብረሉን ኣብ ሓድሽ ህንጻ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኻየደን ጽንብል መበል 50 ዓመት ምምስራት ዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ/ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክዉሕዙ ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ነቲ ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ከም ዝጸንበልዎ ዝዝከር
Eritrea: Letter Regarding the Renewal of the Mandate of the Special Rapporteur on Human Rights in Eritrea To Permanent Representatives to the UN Human Rights Council, on Behalf of 15 NGOs May 31, 2013 Excellencies We are writing to call on members of the United Nations Human Rights Council
ንህዝቢ ዘይውክል ክስጎግ ግድን’ዩ ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ፋሕ ኢልኩም ትርከቡ ኤርትራውያን ነገሩ ምኸሮ ምኸሮ እምቢ እንተበለ ግና መከራ ይምከሮ ኢዩ፡ ሎሚ ቅነ ኣብዛ ኣነን ካልኦትን ኤርትራውያን ንነብረላ ብቅዋምን ብህዝቢ ዝመረጾ መንግስትን ብስርዓተ ሕግን ትምሓደር ሃገረ ካናዳ፡ ንውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ወኪሉ ኣብ ካናዳ ንኤርትራውያን ኣብ ምስላይን ሓድነቱ
Eritrean Nationals in the Greater Bay Area Celebrated 22nd Independence Day with Great Enthusiasm Large crowd of mostly youth Eritreans gathered in Oakland, California on Sunday May 26 to Celebrate our country’s 22nd Independence Day. This gathering was exceptional in many ways. To begin with, the
እቲ ብኹቡር ደም ምዑት ኤርትራውን ኤርትራዊትን ዝተረጋገጸ ናጽነት ኤርትራ፣ በቲ ኣብ ትሕቲ ”ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር” ዝብል መርሆ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ልክዕ መዓልቱ፡ ኣብ ዕለት 24.05.2013 ብዓቢ ድምቀት ተዘኪሩን ከቢሩን ውዒሉ። ዕላማ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ ድማ፣ መቓልሕ ድምጺ ናይቲ ኣብ ፈቐዶ ጎዳጉድቲ ናይ ህግደፍ
Summary The present report is submitted pursuant to Human Rights Council resolution 20/20. It is based upon the initial observations of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea and information gathered from a variety of other sources, including Eritrean refugees interviewed during a field mission
ባጊርነት! ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ፡ ኣቐድም ኣቢለ ማለት፡ ብዕለት 28-05-2013 ኣብ ትሕቲ “ግርማ ኣስመሮም” ዝብል ኣርእስቲ፡ እንታይነትን መንነትን ናይቲ ኣርፓፔ (ሊቀ ጳጳሳት) ዕሱባት መላኺ ብምዃን፡ ደበራ (ጽዩፍ ስራሕ) ዚፍጽም ዘሎ እልልድኩ (ሓኽሊ ድሙ) ኣምበሳደር ህግደፍ ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ክንጸረለይ ሓቲተ ኔረ። ነዚ ሕቶ’ዚ ብእወታን ኣሉታን መልሲ ንዝሃብኩምንን
By Max Fisher, Updated: May 15, 2013 When two Swedish economists set out to examine whether economic freedom made people any more or less racist, they knew how they would gauge economic freedom, but they needed to find a way to measure a country’s level of racial tolerance. So
ሰንከልከል ወይጦታት ህግደፍ ኣብ ስታቫንገር ቅድሚ ሕጂ መጋበርያ ህግደፍ ዝኾነ ወዲ ገራህቱ ናብ ኖርወይ ኣብ ዝመጽኣሉ ግዜ ኣብ በርገን እቶም ካብ ኣርባዓ ዘይበዝሑ ኰራኵሩ እናተጸበዩዎ ከለዉ፡ ይትረፍ ኣኼባ ከካይድ ናብቲ ኣደራሽ ክኣቱ’ውን ኣይደፈረን። ህድማ ኣመሉ እዩ ስለ ዝኾነ ካብኡ ናብ ስታቫንገር ብምህዳም ኣኼባ ከካይድ ፈቲኑ። ኣብኡ’ውን
ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ግንቦት 29/2013 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ብርሃነ ኣስገዶም ካብ ኣቦኡ ኣቶ ኣስገዶም ገብረን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ሓዳስ ሓጎስን መስከረም 10/1955 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ምስ ወደአ፡ ኣብ የተቦሪ ቀጺሉዎ፡ ካብኡ ድማ
ኤርትራውያን ተቐማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ጸንቢሎም፡ ቃልሶም ንዲሞክራስን ስብኣዊ መሰ ላትን ከሐይሉ ወሲኖም። ኤርትራውያን ተቀማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ፥ ብቀዳም ዕለት 25 ግንቦት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ተረኺቦም መበል 22 መዓልቲ ናጽነቶም ጸንቢሎም። ኣብቲ ኣጋጣሚ፡ “በዓል ናጽነት ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ንኽሰፍን፥ ስቕያት ህዝብና መዕለቢ
መጋርጃ ይቀንጠጥ 22፡ ማእዶ ምስ ዝሓብር፡ ኣንበሳ ይኣስር፡ መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ኽንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ ይገለጽ ኣስማቱ። ማእዶ ምስ ሓበረ ኣንበሳ ኣሰረ ማእዶ ምስተበተነ በበይኑ ሓሰረ ማእዶ ተኣኪቡ ኣንበሳ ካብ ኣሰረ ዝሓበረ ዜጋ ነጻነት ኣዕተረ ሓቢሩ ክዛረብ ንዓለም ነገረ ቁምነገር ኣብሕብረት ኣምስከረ ዝሓበረ ህዝቢ ዝደለዮ ገበረ። ዓወት የለን
VICES THAT CAN DESTROY A NATION By Haben Zeray “ I am what I am because of who we all are” Mahatma Gandhi “Watch your thoughts; they become words. Watch your words; they become actions. Watch your actions; they become habit. Watch your habits; they become character. Watch
http://www.youtube.com/watch?v=jhIV_Z27dyw&width=200&height=200
Click On this Link: Assenna Pics
እዚ ኹሉ ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብቲ ናይ ምሉእ ሃገራት ዓለም ፖለቲካ ዝኽወሰሉ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ከምዚ ኢሉ ብሓባር ክስለፍን ክእከብን ምብቅዑ ዓቢ ዓወትን ጸጋን እዩ። ሓይልታት ለውጢ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ኣሜሪካን ካናዳን መጺኦም፡ ብኣካል ዝራኸብሉን ዝላለይሉን ሃዋሁው ብምፍጣሩ ከኣ፡ ሓዲሽ ምዕራፍ ቃልሲ ይኸፍት
http://www.youtube.com/watch?v=IASv-KtM1Go&width=200&height=200
ጋዜጣ ኖርወይ ቨገ፡እነሆ ዘስካሕክሕ ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ብ25 ግንቦት ኣብ ዘስፈረቶ ሰፊሕ ጽሑፍ፡ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ምልኪ ኢሳያስ ዘሕልፍዎ ዘለው ሂወት ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ኣብያተ ማእሰርቲ ብካርታ ኣሰንያ ኣቕሪባቶ።ትርጉም ናይቲ ዓንቀጽ እነሆ። ኣቕረብቲ ስትያን ኢሰንትሮገር ምስ ዳን ኮረ ኢንገብረትሰን (ቨገ)ብመሰረት ሓበሬታ ኣምነስቲ፡ኤርትራ ብውሑዱ 10ሽሕ ሰባት ቀፊዳ
ቶሮንቶ--ሓደ ኤርትራዊ ዲፕሎማት ኣብ ቶሮንቶ ንኣህጉራዊ እገዳ ብምጥሓስ ንጨቓኒ ስርዓትን ሰራዊቱን ገንዘብ ከዋጽእ ስለዝሓዘቶ ካብ ሃገር ከተባርር ከምዝወሰነት ገሊጻ። መንግስቲ ካናዳ ብዝገበሮ መርመራ ሰመረ ገብረማርያም ዑቕባሚካኤል ዝተባህለ ቆንስል ካብ ኤርትራውያን ተቐማጦ ካናዳ ገንዘብ ክሽምጥጥ ከምዝጸንሐ ድሕሪ ምርግጋጽ ሎሚ ረቡዕ ንሃገሩ ክኸይድ ከምዝተኣዘዘ ተፈሊጡ። ስርዓት ኤርትራ ንከም ኣልሸባብ
TORONTO — Canada is expelling an Eritrean diplomat after he was caught using his consulate in Toronto as a fundraising front for the repressive African regime and its military in violation of international sanctions. Consul Semere Ghebremariam O. Micael was ordered home Wednesday after a government
ግርማ ኣስመሮም! ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን፡ እትፈልጡዎ ሓቀኛ ሓበሬታ ንደሊ ስለ ዘለና ምትሕብባርኩም ብትሕትና ንሓትት? እትህቡዎ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ወኪል፡ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ድያብሎስ’ዩ ኪኸውን። ምኽንያቱ ንሱ፡ ኣርፓፔ (ሊቀ ጳጳሳት) ወከልቲ ህግደፍ ብሙዃን፡ ብቕዓት ጊላነቱ ንምርግጋጽን ኤርትራዊ መንነቱ ንምዕቃብን ዘይሕለል ጻዕሪ የካይድ ስለ
እዘን ክልተ ግጥሚ ብሐደ እዋን ምጽሓፈይ ጥራይ ዝሃብኩዎ ኣርስቲ ከይኮነ ንዓይ ዘገድሰኒ፣ ግዳስ እቲ መልእኽቲ ከመሓላልፎ ዝደለኹዎ ኣብ ተስፋን ኣብ ፍርሂ እቲ ተስፋ ከይጭወ ብዝተሰማዓኒ ውሽጣዊ ሻቕሎት ዝነቐለ ኢዩ። ከም ኩላህና ንርእዮ እቲ ስርዓት ህግደፍ ብኹሉ ሸነኹ ቀልጢፉ ይቡኽቡኽን ይገማማዕን አሎ። እዚ ከአ ባዕሉ ብዝፈጸሞ
By Fetsum Abraham I salute the organizers who worked hard to effectuate the events that took place in DC during the Independence Day celebration. I congratulate all genuine Eritreans in the resistance for taking it to a higher level of common understanding on the importance of
ጽምብል 24 ጉንበት 2013 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ጭርሖታት ክበዓል ዝቐነየ በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሉጋኖ ስዊትዘርላንድ ውን ብክብ ዝበለ ጽምብል ተባዒሉ። ኣብቲ ንልዓል ንፍትሒ ብዝብል ቴማ ዝተባዕለ ጽምብል ዝተፈላለዩ ዕዱማት ዘካተተ ኮይኑ፤ ከም ደቀንስትዮን ንኣሽቱ መንእሰያትን ብውዳብኦም ዝተሳተፍሉን ብፍላይ ከኣ ሕብረ ብሄራትና ዘሳተፈ ብሓቀኛ ማሕበረ ኮም
http://www.youtube.com/watch?v=j72PoDjyco0&width=200&height=200 http://www.youtube.com/watch?NR=1&v=ZD1TMG28r4U&feature=endscreen http://www.youtube.com/watch?v=j72PoDjyco0 http://www.youtube.com/watch?v=gqSTvMkInpE
መበል 22 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ላስቬጋስ ብዕለት 22/05/2013 ብድምቐት ተባዒሉ ኣምስዩ።እቲ በደረጃ ኾሚኒቲይ ላስቬጋስ ዝተጸንበለ መዓልቲ ናጽነት ብመጀመርታ ብዝኽረ ሰማእታትን ብህጻናት ሃገራዊ መዝሙርን እዩ ተኸፊቱ።ቐጺሉ ብኣቦ-ወንበር ኮሚነትይ ላስቨጋስ ቓል መዓልቲ ናጽነት ተነቢቡ።ኣብቲ ዝተሓላለፈ መልእክቲ እንቓዕ ናብ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ኣብቓዓኹም ድሕሪ ምባል
Bank says it's complying with all applicable laws and is investigating claims CBC News Last Updated: May 27, 2013A United Nations report last year indicated that state threats and intimidation were commonly used against families in Eritrea to get their relatives living in Canada and other countries