Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና – ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ግንቦት 29/2013 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ብርሃነ ኣስገዶም ካብ ኣቦኡ ኣቶ ኣስገዶም ገብረን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ሓዳስ ሓጎስን መስከረም 10/1955 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ካልኣይ ደረጃ

ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና

ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ግንቦት 29/2013 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።

ብርሃነ ኣስገዶም ካብ ኣቦኡ ኣቶ ኣስገዶም ገብረን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ሓዳስ ሓጎስን መስከረም 10/1955 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ምስ ወደአ፡ ኣብ የተቦሪ ቀጺሉዎ፡ ካብኡ ድማ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ንኽልተ ዓመት ኣብ ናይ ኤኮኖሚክስ ደፓርትመንት ተማሂሩ። ብድሕር’ዚ ሓዳር ገይሩ ሓንቲ ቆልዓ ወሊዱ።

ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም፡ ቅድሚ ናጽነት ኣብ ናይ ጀብሃ ምንቅስቓስ ኣትዩ ቃልሱ ጀሚሩ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ድማ ቃልሱ ቀጺሉዎ።

ስለዚ ቤተሰቡን ኣዕሩኽቱን ፈተውቱን ብሞቱ መሪሩ ሓዘኖም ይገልጹ። ንዓኡ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንስድራቤቱ ድማ ጽንዓት ይሃቦም ንብል።

ብርሃነ ኣስገዶም ሽሕኳ ብስጋ እንተ ተፈለየና፡ ብመንፈሱ ግን ኩሉ ግዜ ምሳና ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
9 COMMENTS
  • Michael Haile May 31, 2013

    Berhane hawna beti tsibuq gibrikan tebaykan Amlak ab Mengiste-semay yembirka. Tsinat nkulom betesebkan fetewtikan/ Michael Haile Göteborg

  • Ali-lol May 31, 2013

    Jebiha Abay bebihade yiKedu alewu…mienti hager kisab hji Angerer elom ab meretom Hamed dibe bizey milbasom hazen yisimaAni. RIP.

    • Salim May 31, 2013

      That is the result of self-imposed exile. Anyhow now we are mourning the death of our brother, May his soul rest in peace.

  • Aklilu Fray May 31, 2013

    I can not accept Brhan he is dead why? strong men gentleman and happy man god let him save in you hand.Eritrea had lost again one of its brightest sons. rest in peace, and your beloved family and friends be blessed with the power to dealt with the deep grief
    Your
    Aklilu Fray

  • Genet May 31, 2013

    RIP Eritrean son.
    Genet

  • Daniel Teclegiorgis June 1, 2013

    ክቡር ኣቶ ብርሃነ ኣስገዶም ኣብ’ዛ ዓለም ስደት፡ ተልእኾኻ ካብ ተፈጸምት፡ ይጸጉኻ ዕረፍቲ ዘለዓለም። ንቤተሰብካ ድማ ናብ እዮብ ወስ ዝበለት ሰማያዊት-እመት ትኹኖም ደመት። በብሓደ ክሳብ ነርክበካ ጻዕዳ’ጽናሕካ፡ ምሳኻ ዘይተኻእለስ ብድሕሬኻ እንታይ ከምዝመስል ከኣ ኣይትስሕቶን ኢኻ። ይኹን ደኣ’ምበር እቶም ጽባሕ ዝስዕቡኻ ክሳብ ዘውግዑኻ፡ ጻዕርኻ ክንቅጽሎ ኢና ኣጆኻ።

  • Kalighe June 2, 2013

    RIP

  • giorgio yared June 2, 2013

    ትማሊ ሓደ ደዊሉ ብርሃነ ከመይ ኣሎ ኢሉኒ ዳሓን ኣሎ አንዲዒ ኢለዮ። ከምዘይ ፈለጥኩ ምስ ተረዶኦ መይቱ ኢሉ ኣርዲኡኒ ፣ብጣዒሚ ሓዚነ ሓወይ ጠፊኡኒ፣ብጣዒሚ ጉሂ
    ከምዚ ኢለ ኻኣ ክገልጶ ኣይከልን አየ ፣ንኹሉኹም ስድራ በት ክኣ ጵንዓት ይሃብኩም።
    ጀርጆ ያረድ

  • Selam June 5, 2013

    Thank you all for your condolences. God Bless you all.
    Asgedom Family.

POST A COMMENT