ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ። ልዕሊ ዝኾነ ወገን እዚ ጉዳይ ንደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ እዩ ዓቕሎም ኣጽቢብሎም። ምኽንያቱ
ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ። ልዕሊ ዝኾነ ወገን እዚ ጉዳይ ንደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ እዩ ዓቕሎም ኣጽቢብሎም። ምኽንያቱ
ሶፍያ ተስፋማርያም ዝተባህለት መበቆላ ኤርትራዊ ኮይና፡ ናይ ሕ.መ.ኣመሪካ ዜግነት ዝሓዘት፡ ንዕለት 18.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት፡ ብኣባላት ህግደፍ ብዝተገብረላ ጸዋዒት መሰረት፡ ናይ ዲክታተርያዊ ስርዓት ኣፈኛ ኮይና፡ ንሕዝቢ መግለጺ ክትህብ ከምዝኾነት ተፈሊጡ ኣሎ፡፡ ይኽን ምበር ሶፍያ ፡ ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝሃበቶ ህዝባዊ ኣኼባታት ከምእንግንዘባ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ነንሕድሕዱን ምስ
[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=kKCVQRY82bI[/youtube]
“ናይዝጊ ኢዱ ረኺቡ! እዝኳ እንዳ ወሓዶ!!” እንዳበልካ ምምዳርከ እንታይ ልቦናኡ፧ ነፍሰ-ሄር ናይዝጊ ክፍሉ ዓሪፉስ ቤተ ሰቡ ንሬሳ መዋቲ ኣብ ተወሊዱ ዛዓበየላን ተቃሊሱ ንናጽነት ዘብቅዓን ኤርትራ ሃገሩ ተመሊሱ ንኽቅበር፣ ናብ መራሒ ስርዓት ህግዲፍ እንክምህለሉ፣ ኣሚኖም ዘገልገልዎ መራሒ ስርዓት ህግዲፍ ግን ንብኽያትን ሓዘንን ቤተ-ሰብ መዋቲ ናይዝጊ ክፍሉ ግዲ
ክልቲኦም ውልቀ-መለኽቲ’ኳ እንተኾኑ፣ግፍዒ ኢሳይያስ ካብ ናይ መንግስቱ ጭቆና ይኸፍእ። 1. ውልቃዊ ባህሪኦም ሓደ ኮይኑ ናይ ጨካን ኣራዊት ዘገዳም ጠባይ ዘለዎም፣ከም ሰብ መጠን ኣብ ደቂ ሰባት ርህራሄ ዘይብሎም’ዮም።ፍልልዮም ግን መንግስቱ ሃይለማርያም ዓገብ ብህዝቢ የንቅፈና’ዩ ንዝብሎ ናይ ብጻዩ ምኽሪ ኪሰምዕ ከሎ፣ንኢሳይያስ ዓገብ ዝበለ ግን ናብ ማእሰርቱ ስለ
Michael Abraha While PFDJ’s officials and supporters continued their squabbles over whether or not their former colleague, the late Naizghi Kiflu, should be buried in his homeland, pro-democracy Eritreans were debating how to save the country from insanity and misery at a gathering over the weekend
‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ በቲ ኣብ ካናዳ ኦንታርዮ ዚቕመጥ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) እተባህለ ገዲም ተጋዳላይ እተጻሕፈት መጽሓፍ ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣብ ኣሰና መርበብ ኢንተርነት በብኸፊል ክትወጽእ ዝጸንሐትን ብዙሕ ጻዕሪ እተገብረላን ኣብ ናይ ሓቂ ተመክሮን ዕቱብ ትንተናን እተመርኰሰትን ኢያ። ኣብ ዛዛሚ ገጻታ ድማ እታ
The refugees, who are originally from Eritrea, Ethiopia and Somali, are departing thanks to the European Union Relocation Project for Malta, better known as EUREMA. The group of refugees that left today consisted of three single adults and two families. They form part of a group of 31
ልኡኽ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ብሩክሰልስ ዑደት ከም ዘካየደ ተሓቢሩ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑን፡ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ሓላፊ ሽማግለ ወጻኢ ዝምድናታት ሃገራዊ ባይቶ-ምምሕዳር ዞባ ኢወሮጳን፡ ኣብ’ታ ዋና መደበርን መንሃርያን ሕብረት ኤውሮጳ ዝዀነት ከተማ ብሩክሰልስ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ
With over 2000 km of coastline rich with fish, the Yemeni maritime borders with Somalia and Eritrea have increasingly become a source of tension. Yemeni fishermen have been increasingly vulnerable to assaults by Somali pirates and Eritrean maritime guards, . This has been severely affecting the
The Toronto youth officially established a branch of the Eritrean Youth for Change (EYC) and the Eritrean Youth Solidarity for change (EYSC) on March 8, 2012. The official unification of the Eritrean Youth for Change Bay Area, and the Eritrean Youth Solidarity for change have inspired
De-evolutionizing Eritreans The recent announcement by the Central Bank of Eritrea (Shabait January 16, 2012) that it is issuing “colored” currency notes is tantamount to, in the words of PIA, de-evolutionizing the Eritrean population. It is to be remembered that when Eritrea issued its own currency
Thousands of African asylum-seekers fleeing persecution could end up in Negev desert camp Israel is to begin construction soon on a vast detention facility in the Negev desert to house the thousands of immigrants that cross illegally into Israel from Egypt every year. Human rights groups fear
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Nkawem.pdf[/embed]
دعوة هامة لكل الشباب الإرتري يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي في سكندنافيا وأوروبا كافة الشباب الإرتري في ستوكهولم وضواحيها إلى المشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد من أجل مناقشة موضوع مهم يخص الشباب الإرتري التاريخ: السبت 17/3/2012 المكان: ABF Hallonbergen المكان: 13:00—18:00 مع تحيات لجنة الشباب في المجلس الوطني ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም
ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 17.03.2012 ብመሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኩነታት ህዝብን ደንበ ተቓውሞን ብዘርኢ ሰፊሕ መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ ንኽሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት ኣኼባ ፤17.03.2012 ስዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ Altes Feuer Wehrhaus Süd Möringer Str 56 Stuttgart ሽቱትጋርት ጀርመን ሓበሬታ፡ ብ U-Bahn ቁ.1 ወይ ቁ 14 ወሲድኩም
By Fesseha Nair The Eritrean Opposition in exile after a successive work of national unity by convening national dialogue conferences and lately convening the national congress for democratic change has adopted three main documents- thus national charter, organizational constitution and road map. The intended purpose of
ሓፈሻዊ ኣገዳስነት ታሪኽ 8 መጋቢት ኣብ ክርክር ዚኣቱ ኣይኮነን፣ ኣበይን መዓስን ስለምንታይን ከም ዚተጀመረ ርዱእ እመስለኒ። ንዓና ኤርትራውያን ኪግድሰና ዚግብኦ ግን ኣብ ሃገርና ዕላማኡ ኣብ ግብሪ ውዒሉ ኣብ ህይወት ደቂ ኣንስትዮ፡ ስለዚ ድማ ኣብ ህይወት ሕብረተሰብ ኤርትራ ፍረ ሓርነት ኣርኢዩዶ ወይስ ኣየርኣየን ኢዩ። ግቡእ መልሲ
11/03/ 2012 Norway ንህዝቢ ኤርትራ ናቐንጸለ ዓንዲሩላ ብጭካኔ ሙሩጻት ጀጋኑ ዝቐዘፈላ ንቡዛሓት ኣቦታት ኣደታት ዘንብዓላ ንምቕባር ታኣጊዱ ከምዘይ ተወልደላ ውጽዕቲ ኣደ ሎምስ መርገማ ዓሪጉላ ናይዝጊ ክፍሉ ንጥፍኣት ዝቓልስኻ ስልጣኑ ኸተናውሕ ተረጋም ጎይታኻ ንምሸቱ ከም ፈርሲ ብዕራይ ጉሒፉካ ን2ሜትሮ መቓብር ጉድጓድ ከሊኡካ መድሕንካ ዝተቐብሮ ብገዛእ መሬትካ ንምሸቱስ ታኣምራታዊ ጉድ ረኺብካ እንቋዕ ኣይትሪኦ ሓንሳብ ብድድ ኢልካ ምፈለጥካ ክንደይ ህዘቢ ከም
ብገዛኢ ኪዳነ ኣደይዶ ክብለኪ ወላዲተይ ኣደይዶ ክብለኪ ሓዛሊተይ ኣደይዶ ክብለኪ ሓብሓቢተይ ኣደይዶ ክብለኪ መዕበይተይ ሓፍተይዶ ክብለኪ ካልኣይተይ ጎድነይዶ ክብለኪ ኣካላተይ መትነይዶ ክብለኪ ህዋሳተይ ብጸይተይዶ ክብለኪ መማኽርተይ ብርሃን’ኮ ኢኺ ባና ናይ ህይወተይ። ፈራይት ጸጋይት ኣንስተይቲ ጾታ ፍንጫል ጎድነይ ናይ ልበይ ትርግታ መትኒ ልበይ ናይ ናብራይ መሰታ መሰልኪ ክሕሎ ይህበኒ ሩፍታ መሰልኪ ክገሃስ ይሓድረኒ ስክፍታ። ኣንቲ መፋጥርተይ ብርሃን ወርቂ ዘቦ ሎሚ ዘይኮነ ካብ
ክቡራት ኤርትራዉያን ኣሕዋትንኣሓትን፣ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፣ ሰፊሕ ናይ መላለይ ንመዛናግዕን መሃርን መደብ ኣብ ከተማ ሊድስ ሰሪዑ፣ ንኹሉ ኤርትራዊን ኽሳተፍ ይዕድም። ቴማ ናይ’ቲ ምሸት“ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ክነግስ’ዩ” ዝብል ኮይኑ፣ ስነጥበባውያን ብዜማ ንግጥም ንከድምቕዎ ምዃኖም ኣዳላዊት ኮሚቴ ትሕብር። ዝግበረሉ ቦታ ንሰዓትን ከምዚ
ናብ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ኤሪትራዊያን ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን ብቀዳምነት ንኩሉኩም ሰላም እንዳበልና ንዕለት 17 መጋቢት ብምክኒያት 8 መጋቢት አህገራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ ንምብዓል አብ ከተማና ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና አዳሊና ስለ ዘሎና ኩሉኩም ደላይቲ ፍቲሒ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብክብሪ ንዕድም ዝግበረሉ ቦታ 4863 W. 38th St. Indianapolis, IN. 46254.
ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ፈላሚ ጉባኤ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኣዋሳ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ ካብ ውሽጢ ኣደራሽ ጉባኤ መልሓስ እቲ ውሕጅ ዝብል ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ፡፡ብርግጽ ከምቲ ሽዑ ዝበልኩዎ ጉባኤ ኣዋሳ መልሓስ ናይዚ ድሒሩ ዝመጽእ ከቢድ ማዕበላዊ ውሕጅ እምበር እቲ ውሕጅ ብቐንዱ ኣይነበረን ፡፡ ሎሚ ሰርቢ ከቢድ ደበና
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/public-meeting-on-17-of-march.pdf[/embed]
ጉዕዞ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኣጀማምርኡን ኣበጋግስኡን ብጽጹይ መጽናዕትን ምርድዳእን ስለ ዘይተጀመረ ነቲ ምእንቲ ናጽነት ክኽፈል ዝግብኦ ዋጋ ዝያዳ ኣኽቢርዎ፡፡ ካብ ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ናይ መጀመርያ ሓምሳታት ብማሕበር ሸውዓተ ዝፍለጥ ብብሸውዓተ ተወዲብካ ዝተጀመረ ናይ ውሽጢ ከተማታትን ጎደናታትን ቃልሲ በጋባቡ እቲ ዝሓሸ ኣጀማምራ ኔሩ ክብሃል
Sweden, whose citizen has been jailed by Eritrea for more than ten years without charge, has moved to block the flow of diaspora money to the isolated Red Sea nation. Its parliament, Riksdag, is preparing legislation to block a two per cent mandatory tax collected by
ኩሉ ናይ ወዲሰብ ባህራዊ ፀባዩ ይፈላለ እምበር ኣብ መብዛሕትኡ ይመሳሰል ኢዩ። እንተኾነ እቲ ዝተፈላለ ፀባያት ወዲሰብ ናይ ከባቢኡን ኣተዓባብይኡን ጽልዋ ገይሩ ተወሳኺ መግለጺ ናይቲ ሰብ መንነት ባህርያቱ የንጸባርቕ። ናይ ሐደ ሐደ ሰባት ግና ካብቲ ሕብረተ - ሰብኣዊ ዝኾነ ቅቡል ኣርአእያን፣ ብባህሪኡ ካብ መብዛሕትኡ ዝኣምነሉ ባህላዊ
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ስደት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ እትነብር ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰት ወ/ሮ መርየም መሓመድ ዑመር፡ ከምኡ ‘ውን ውፍይቲ ሓፋሽ ወድባት ኮይና ሃገራዊ ኣበርክቶ ዝገበረት ኣብ ጀርመን እትነብር ወ/ሮ ሽዋ ስዩም፡ ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቀንስትዮ ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበራኦ ዘተ፡ ብሰንኪ ዓመጽን ጭፍጨፋን
ህዝቢ ዓለም ኣብ መሰልን ማዕርነትን ደቀንስትዮ ዘለዎ ኣረኣእያ ንደቀንስትዮ "ማዕረ ወዲ ክሃልካ ኣለወን" ኣብ ዝብል ኣምር ዝተመስረተ ኣይኮነን:: ኣብ ትምህርትን ምርምርን ዘለዎ ኣበርክቶን ጸጋ ተፈጥሮ ዝዓደለን ኣደነትን ንደቀንስትዮ ብምክንኻን ጥዑይ ሕብረተሰብ ምፍጣር ንዓለምና ቀንዲ ሕመረት ምዕባለ ምዃኑ ብምእማን እዩ:: መሰል ደቀንስትዮ ህያብ ኮይኑ ወይ ዋና ሃልዩዎ:
First and foremost, KUDOS to the tireless Assena.com and Human Rights activist Elsa chyrum for bringing out One of Eritrea’s most notorious PFDJ’s ex-minister life’s legacy to the public limelight.Eritrea’s predicament is not unique. But, because it is one of ours, it hurts deep and
ጽላል ሲቪካውያን ማሕበራት ዓለም-ለኻዊ ምትእስሳር ኤርትራውያን (EGS) ናብ’ዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘሎና መዋእል ሃገራዊ ባይቶ ንምብጻሕ ኣብ ዝተኻየደ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ጉዕዞ ታሪኻዊ ጉቡኡ ዘበርከተ ማሕበር እዩ። EGS ንመስርሕ ሃገራዊ ዋዕላ ብዕግበት ተቐቢሉ ኣብ ምድላው ይኹን ኣብ ግዜ ዋዕላ ዓቢ ግደ ከም ዝተጻወተ መዝገብ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ
A man has been jailed for life for stabbing an asylum seeker to death in a drunken row in Middlesbrough. Dawit Asmalash, 31, had denied the murder of Haileab Tadesse, 35, but was found unanimously guilty by a jury at Teesside Crown Court. Mr Tadesse of Eritrea,
ብ ኣጋጥሚ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ን ተቓላሲት ኤርትራዊት ዜጋ ብ ዓቕመይ ሕጽር ዝበለት ግጥሚ ንከበርክተላ ካብ ውሽጢ ልበይ ዝፈልፈለ ሓጎስ ይስመዓኒ ብፍናና ከኣ ይኾርዕ:: ኤርትራዊት ዜጋ ኣብ ጊዜ መግዛእቲ ከም ኩሉ ኣባል ሕብረተሰብና ክትጭቆንን ክትምዝመዝን ናይ ግድን ነይሩ:: እንተኾነግን ናታ ጭቆና ፍሉይ ዝገብሮ ኩነት ኣሎ ንሱ
ንሕና ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ነዛ ብዓለም ደረጃ ንመበል102 ዓመት እትኽበር ዘላ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ክነብዕል ከለና፤ ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ንዝበጽሐን ዝበጽሕ ዘሎን ጾታዊ ጭቆናን ኣግላሊ ኣሰራርሓን ማእከል ብምግባር ጥራይ ዘይኮነ፡ ወጽዓና ኣካል ኣምሳል ናይ’ቲ ዝበዝሐን ብቐጻሊ ብህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ መላእ ሕብረተሰብናን ምዃኑ ብምግንዛብ፣ ናይ ኩሎም ውጹዓት ወገናትና መሰረታዊ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ክንዝቲ፡ ንዕለት 10 መጋቢት 2012 መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ ዓቕሚ ከበርክትን፡ ኣብዚ ኣኼባ