Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓበሬታ ዘይሰነቐ ህዝቢ ውሕስነቱን ቀጻልነት ወለዶታቱን ዘረጋግጹ እዋናዊ ውሳኔታት ክወስድ ኣይክእልን እዩ። ሓደ ካብቶም ቀንዲ ንህዝቢ ኤርትራ ንተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ሓደጋ ዘውደቑዎ ኣበራት ድማ ስእነትን ጉድለትን ሓበሬታ ምስናይ ምዝንባዕ ሓበሬታ ንፕሮፖጋንዳ እዩ። በዚ ምኽንያት ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ህይወትን ግዜን ከፊሉ እዩ። ኣሰናን ካላኦት ማዕከናት

READ MORE

ምስኪናይ ኢሳይያስ ነዚ ጽውጽዋይ ‘ዚ ክለማመድ እዩ ሰለስተ ሰሙን ወሲዱሉ? ውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ብራዕዲ ውሒጡዎ ዘሎ፡ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ፎርቶ፡ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ (ስርሒት ፎርቶ) ብዝምልከት ምስ ኤሪ-ቲቢ፡ ሎሚ 14 ለካቲት፡ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ቃለመጠይቕ ኣካይዱ

READ MORE

ባይቶ ስምረት ኣብዘን ዝመጻ ዘለዋ ምዓልታት ካብ ዕለት  16/02/2013 ዝጅምር ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ ኣሎ። ኣብዚ ኣኼባ እዚ ባይቶ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ማሕበርናን ሃገርናን ዓቢ ኣቃልቦ ሂቡ ክዝቲ እዩ። ንውጽኢቱ ብዝምልከት ኣብ መርበባት ሓበሬታ ክንዝርገሖ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ነፍልጥ።                                                      ባይቶ ስኤመድሃ                                                      ዕለት 13/02/2012

READ MORE

ኣብ መንእሰያት ሃገርና ዝበጽሕ ዘሎ መከራን ሽግርን መቸም ንኹሉ ሰብ ብሩህ ስለ ዝኾነ ምትንታኑ፡ ንቐባራይ ምርዳእ እዩ ዝኸውን። ሳዕቤኑን ጠንቁን ግና ሕብሩ እንዳቐያየረን እንዳበኣሰን እዩ ዝመጽእ ዘሎ። እቲ ገባቲ ስርዓት ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር ሜላታት እንዳተጠቀመ ህዝቢ ከገርህን ክጭፍልቕን ይፍትን ኣሎ። መንእሰያትና ኸኣ ናይዚ እከይ ተግባር

READ MORE

ስመር!! ሰጉም!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም እዞም ቃላት እዚኣቶም፡ ነቲ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዝርከብ መንእሰይ ኤርትራ፡ ንህ.ግ.ደ.ፍ ዝጥቀመሎም መረዳድኢ ቛንቛ ኾይኖሞ ኣለዉ። መንእሰያት ምስ ኣሓቶምን ኣያታቶምን፡ ኣቦታቶምን ኣዴታቶምን፡ “ስመር!! ሰጉድ!! ሰጉም!!” ክብሉ እንከለዉ፡ “ቁጠባዊ መሓውር ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ክስበር ኣለዎ። ብእኡ እዩ ዝርድኦ። ድሕሪ ደጊም፡ ንመጨፍጨፊ ህዝብና ዝጥቀመሉ

READ MORE

ውሓዚ ደገፍ ንሓይልታት ምክልኻል ኣራሚ ምንቅስቃስ ኣብ ፎርቶ ስንክሳር እቲ ሚስጢር ያኢ ደበና ሰማየ ሰማይ ኮይኑ ኣብ ኮረሻ ተሰቂልካ ፟ከም ውሕልልቲ ኣላሚት ፟ተኣኒኖም ዝተወቀሉ᎓ዝተነድቁ ቃላት እናኣምጻኻ ሓሸውየ ተረኺቡስ ሸንኮለል ዕንክሊል እዩ ጸኒሑ እቲ ጸወታ᎓᎓ልጓሙ ከም ዝበተኸ ፈረስ የማነ ጸጋም ዘይብሉ ጉዕዞ ፟ምንባሕ ጽሉል ከልቢ ፟ውሕ ውሕ

READ MORE

ኣንቱም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል! እናተጣርዐ ህዝቢስ ክኢልኩሞ ስቕ ምባል! ገጉድጓድኩም ሒዝኩም ምጽንጻንከ እንታይ ይብሃል? ካብቲ ኣራሚ ምንቅስቓስ ሰራዊት ምብኳር ምሕካል! ንውፉያት ደቂ ህዝቢ ንበላዒ ሰብ መባእ ምኽፋል!   ንበይኖም ድዮም ተወሊዶሙላ’ዛ ሃገር? ከየርከብኩም ንበይኖም ዝስዉኡ ዓጽሞም ዝስበር?   ንህዝቢ ተስፋ ዘስነቐ  ‘ፎርቶ ንህዝቢ ኣበራቢራቶ እሱራት ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር! ይኣክል ውረድ ዝብል ኣዋጅ ዘርግሓቶ’ ዝብል ደወል እናተደወለ

READ MORE

  ኣብ ፎርቶ ዘሎኹም! ጋዜጠኛታትና ኣብ ፎርቶ ዘለኹም እስከ ንገሩና ናይ ሰኑይ ውዕሎኹም ኣጋጣሚ ኮይኑ ዕድለኛታት ኢኹም መዓልቲውን ትኹን ሓራ ዝወጻእኹም! ብመግዛእቲ ምልኪ ኣብ ጸላም ከለና ንሓንቲ መዓልቲ ሓለፋ ኩልና ጩራ ዝረኣኹም ናይ ሓርነት ባና ንስኻትኩም ኢኹም ጋዜጠኛታትና ውዕለትኩም ምለሱ *ፈንኪ ስውኣትና!  *ንዝገበረልካ ምግባር፡ ነዚ እኩይ ስርዓት ከተገልግልዎ ልብኹም ጠቢርኩም ኣይተዐሽውዎ “ወራስ” ዓራት ኢሎም እናወደሱዎ ሚኒስተር’ኳ ዝኸደ ስልጣን ራሕሪሑዎ! ጎይታ ሰማይ

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 7ይ ክፋል ኣምልኾ መላኺ ኢሳያስ ሓደ ካብ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና ንኢሳያስ ልዕለ ሰብ (Super Human) ወይ ኩለንትናዊ ሰብ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ። ኢሳያስ ኣብ ዓውድታት ፖለቲካ፣ ሕርሻ፣ ምህንድስና፣ ቁጠባ፤ ኮታ ኣብ ኩሉ ዝተማልአ ፍልጠት ዘለዎ ሊቕ ኮይኑ ንዝቐርበለን መደባት ኤሪ ቲቪ

READ MORE

ብ1990፡ ወደብና ምጽዋዕ፡ በቶም ቅያ ስርሒት ፈንቅል ዝሰርሑ ምዑታት ተጋደልቲ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ካብ ስርዓት ደርግ ሓራ ኣብ ዝኾነትሉ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራ ባና ናጽነት ርእዩ ዘይተርፍ ዓወቱ ከቋምት ከሎ፡ ስርዓት ደርግ በንጻሩ ማሕነቕቲ ጎሮርኡ ተኣሚኑ ክንሱ ነቲ ዘይተርፍ ዕለተ ውድቀቱ ከናውሕ ናይ ጻዕረሞት ክርክር

READ MORE

ኣታራጣርነት ናይቲ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዘጋጠመ ሞት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ሓበሬታታት የረድእ። ዛጊት ረኺብናዮ ብዘለና ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ቤትጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ዝነበረ ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር፡ ብ

READ MORE

ድሕሪ ‘ቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብቲ ቀንዲ መደበር ተለቪዥን ኤርትራ ተደኵኑሉ ዘሎ ፎርቶ፡ ብ21 ጥሪ ዝተኻየደ ተባዕ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብቲ ዓመታዊ ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ዝካየድ፡ ባዕሉ ዝኸፍቶን መደረታት ዘስምዓሉን ዝነበረ፡ ኣብኵሩሉ ዘይፈልጥ ዓመታዊ ጽምብል ስርሒት

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ እዋን ደረጀ ደምሴ ወዱ ንጀነራል ደምሴ ቡልቶ ምስ ኣብ ደገ እትርከብ ብእሳት እትፍለጥ ናይ ‘ኢትዮጵያውያን’ ተለቪዥን ቃለ-መሕትት ከካይድ ተከታቲለዮ ኔረ። (ደምሴ ቡልቶ ሓደ ካብ ንስርዓት መንግስቱ ክሳብ ግዜ ሞቶም ዝገልገልዎ ዓበይቲ ጀነራላት ኮይኑ፣ ኣብቲ ኣብ ጉንቦት 1988 ኣንጻር መንግስቱ ሃይለማርያም ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ

READ MORE

ድሕሪ ነዊሕ ናይ ምትላልን ምድንጋርን እዋን፡ ኣመሓደርቲ ናይቲ ብኣገልገልቲ ህግደፍ ዝምራሕ ቤተክርስትያን ስታቫንገር፡ ነቲ ብምእመናን ዝቐርብ ዝነበረ በዳሂ ሕቶታት ምምላስ ብምእባይ ከመሳምሱን ከዕገርግግሩን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 03.02.2013 ነቲ ብህዝቢ ዝቐረበ ዝተፈላለየ ሕቶታት ደም እናጠዓሞም ክምልሱ ተቐሲቦም፡፡ ካብቲ ዝነበረ ኣኼባ ድማ ነዚ ዝስዕብ

READ MORE

መቸም ኩልና ከም እንፈልጦ ህግደፍ ባዕሉ አብ ዝሸርጠጦ ኢትዮ-ኤርትራ ኩናት 40,000 መንእሰያት አሰዊኡ ዮሃና በል ህዝብና ብዓወትካ ተዛዚሙ ኢሉና። አቐዲሙውን ንደሴታት ዝቑር ሓኒሽ አሕሊፉ ንየመናውያን ምስ ሃበን እውን ዮሃና በል ህዝበይ ዘይበለና መዓስ ኮይኑ። ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፍዎም ወዲ ድሙ ከምቀደሙ ኮይኑዎም ህግደፍ ኦክላንድ

READ MORE

አብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ይኹን እንግሊዝ ኮታ ክሳብ እቲ ናይ መጨረሻ ባዕዳዊ ገዛኢና ዝነበረ መራሒ ኢትዮጲያ ኃይለሥላሴ ይኹን ፋሽሽታዊ ደርጊ(መንግስቱ ኃ/ማርያም) ህዝብና ኣንጻሮም ዝገብሮ ቃልሲ ክሓንን ከሎ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ናይ ግንቦት 1993 ሰላማዊ ሰልፍን ኣድማን እቲ ዝያዳ በዳሂ ምንቅስቓስ እዚ ኣብ ዕለት 21 ጥሪ ዝተራእየ ናይ ክፍሊ ዜና ንሰዓታት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ተባዓት ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክተሓዝ ምዃኑ እዩ። ንብዓት ኣዴታትን መርገም ኣቦታትን ሰማይ ዓሪጉ ከንቱ ረሃጽ መንእሰያትና መሬት ካብ ዘጨቁ ዓመታት

READ MORE

ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን- ደቡብ ኣፍሪቃ (ኤምዲሰመ)፣ አብቲ ብዕለት 01 ለካቲት 2013 ኣብ ንውዮርክ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዝተኻየደ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ባይቶ መንእሰያት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፤ ተሳቲፉ። ኣባል ፈጻሚ ኣካል ኤምዲሰመ፤ ኣቶ ሜሮን ሰመዳር፤ ንኤምድሰመ ብምውካል ኣብ ኣብ ዘስመዖ መደረ፤ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መዳርግቲ

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኤውሮጳ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ (Travel document) ዘለዎም ኤርትራውያን ናብ ሱዳን ከይኣትዉ ዝኽልክል ኣዋጅ ከምዘውጽአ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት፡ ብረቡዕ 6 ለካቲት ካብ ነርወይን ጀርመንን ስድራቤቶም ክበጽሑ ናብ ሱዳን ዝገሹ ኤርትራውያን፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም በታ ዝኣተዉላ መንገዲ ኣየር ቱርኪ ብኡንብኡ ከምዝተመልሱ እቲ

READ MORE

(( ኣገዳሲ ሓበሬታ )) መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንዓርቢ 22.02.2013 ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ ) ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ

READ MORE